Friday , May 17 2024

ዜና

ህንዲ፡ ኣብ ዓለም ዝበዝሐ መልከፍቲ፡ኮቪድ-19፡ ተመዝግብ

ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 314,835 ሓደስቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ዝተረኽቡዋን እዚ ድማ ኣብ ዓለምና ብሓደ መዓልቲ ዝተረኽበ ዝዓበየ ኣሃዝ ምዃኑን ተገሊጹ። ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሰዓበ መጠነ ሞት፡ ብ 2000 ክብ ምባሉ፡ እዚ ድማ ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ዝተመዝገቡ መጠነ ሞት እቲ ዝለዓለ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ህንዲ ብለበዳ ኮሮና እተታሕዙ ሰባት ቊጽሮም ናብ 6 ሚልዮን በጺሑ ምህላዉ ተመልኪቱ። ህንዲ ካልኣይ …

Read More »

ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት፡ ክታበት ጀሚራ

ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ካብ ትማሊ ሮቡዕ ጀሚሩ፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባትን ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለታትን፡ ሳልሳይ መድረኽ ክታበት፡ ከምዝጀምረ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት፡ ባንክ ኣይዲ ብምርኣይ ብመንገዲ ዲጂታል ዝካየድ ዝነበረ መስርሕ ቆጸራ፡ ብመንገዲ ተሌፎን ከምዝኸውን ገይሩ ኣሎ። ብመንገዲ ቴሌፎን ዝግበር ቆጸራ፡ ካብ ራብዓይ መድረኽ ንኽጅመር መደብ ተታሒዙ’ኳ እንተ ነበረ፡ ኣብዚ …

Read More »

Harmony Media News 21 04 2021

Read More »

ሓንቲ መስጊድ፡ ንመምርሒታት ኮሮና ብምጥሓስ፡ መቕጻዕቲ ክብየነላ እዩ

ሓንቲ ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ እትርከብ  መስጊድ፡ ንግዝያዊ መምርሒታት ኮሮና ብምጥሓሳ፡ ብቤት ጽሕፈት ቦርድ ምምሕዳር፡ ናይ ፈለማ ተቐጻዒት ብምዃን፡ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ክብየነላ ምዃኑ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዛ ኣብ ሂሲንየን (Hisingen)፡ ዮቶቦሪ፡ እትርከብ መስጊድ፡ ኣብ ቀዳማይ ዓርቢ ናይ ወርሒ ሚያዝያ፡ ኣብ ሓደ እዋን፡ ክሳብ 50 ዝኾኑ ሰገድቲ ኣብ ውሽጢ እቲ መስጊድ ከተአንግድ እንከላ፡ ብዙሓት ድማ ኣብ ደጋ ኮይኖም …

Read More »

ዲ/ሪ/ኮንጎ ካብ ኡጋንዳ ናይ 4.3 ቢልዮን ዶላር ካሕሳ ሓቲታ

ዲ/ሪ/ኮንጎ ኣብ 1990 ምስ ኡጋንዳ ኣብ ዝነበራ ግጭት፡ ካብታ ሃገር ናይ 4.3 ቢልዮን ዶላር ካሕሳ ክኽፈላ ከም ዝሓተተት ተገሊጹ። እዚ ዝኾነ፡ ትማል ሰሉስ፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ው/ሕ/ሃ ስምዕታ ከአንግድ ኣብ ዝወዓለሉ መጋባእያ እዩ ተባሂሉ። ጠበቓ ኮንጎ ኣብ 1990ታት መጠነ ሰፊሕ ወራር ሰራዊት ኡጋንዳን ሰፈራን ከምኡውን ናብ ባርባራውነት ገጹ ዝተጸግዐ ገዚፍ ምግሃስ ሰብኣዊ መስላት ከም እተፈጸመ ብምግላጽ እያ እዚ መጠን ካሕሳ …

Read More »

ዴሪክ ቾቪን፡ ብሞት ጆርጅ ፍሎይድ ገበነኛ ኮይኑ ከም እተረኽበ ቤት ፍርዲ ገሊጹ

ቤት ፍርዲ ሚኖሶታ፡ ንኣባል ፖሊስ ሚንያፐሊስ ነበር፡ ደሪክ ቾቪን፡ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ፡ ገበነኛ ኮይኑ ከም ዝረኸቦ ምግላጹ፡ ኣልጀዚራ ሓቢራ። እቲ ፖሊስ ኣብ ክሳድ ፍሎይድ፡ ንደቓይቕ ብምንብርካኽ ከም ዝቐተሎን ብኹሎም ዝተኸሰሎም ነጥብታት ገበነኛ ኮይኑ ከም እተረኽበን እቲ ቤት ፍርዲ ኣዊጁ’ሎ። ቾቪን ብሰለስተ ክሲታት ማለት ካልኣይ ደረጃ ቅትለት፡ ሳልሳይ ደረጃ ቅትለትን ካልኣይ ደረጃ ቅትለት ሰብን ገበነኛ ኮይኑ ከም ዝረኸቦ ድማ ተፈሊጡ። መጋባእያ …

Read More »

ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝርዝር ዝለዓለ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ዝህባ ሃገራት ተሰሪዐን

ኣርባዕተ ካብተን ኣብ 2020 ዝበዝሑ ሰባት ብሞት ዝቐጽዓ ሃገራት ካብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ምዃነን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸብጺቡ። 88% ካብቶም ኣብ 2020 ኣብ ዓለምና እተፈጸሙ ናይ ሞት ብይናት፡ ኣብ ኢራን፡ ዒራቕ፡ ስዑዲ ዓረብን ግብጽን ከም እተኸስቱ ጒጅለታት ሰብኣዊ መሰላት ክገልጻ ጸኒሐን ኣለዋ። እዘን ሃገራት ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 እውን ከይተረፋ “ምሕረት ኣልቦን ዘስካሕክሕን” ዝበሎ ናይ ሞት መቕጻዕቲ ይህባ ኔረን ዝበለ እቲ …

Read More »

መራሒ ጫድ እድሪስ ደብዒ ተቐቲሉ

ንሃገረ ጫድ፡ ን 30 ዓመታት ዝመርሐ፡ እድሪስ ደብዒ ዝተፈላለዩ ዕጡቓት ጒጅለታት ክቃለስ ምጽንሑን ነዚ ንምስላጥ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እታ ሃገር ብምጒዓዝ ከም ዝፍለጥን ኣልጀዚራ ዘውጽኣቶ ጸብጻብ የመልክት። ብፍላይ ድማ ዝሓለፈ መጋቢት ቦኮ ሓራም ኣብ ሰራዊት ጫድ ከቢድ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍናዎም እድሪስ ናብ ቀላይ ጫድ ብምኻድ ምስ ወተሃደራቱ ክዝቲ ከም እተራእየን እቲ ጸብጻብ ይገልጽ። ኣብ ሓደ ካብዞም ዓውደ ኲናት ድማ …

Read More »

ኣብ ልዕሊ ዓሌታውያን ውድባት፡ እገዳ ኣይክግበርን እዩ

ኣብ ሽወደን ዝርከባ ዓሌታውያን ውድባት፡ እገዳ ይገበረለን’ዶ ኣይገበረለን ንዝብል ውሳኔ ንኸተጽንዕ ዝተመዘዘት ኮሚቴ፡ ንህላውነት ዓሌታውያን ውድባት ኣብ ሽወደን፡ ብዝምልከት ተቓውሞ ከምዘይብለን ብብዝሒ ድምጺ፡ እታ ኮሚቴ፡ ውሳነኣ ከምዘመሓላለፈት ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሰልፍታት ሶሻል ዲሞክራትና፡ ሰንተርን ሚልዮፓርትየትን፡ ዓሌታውያን ውድባትን ኣብ ዓሌታዊ ምንቅስቓስ ምስታፍን ንዝብሉ ነጥብታት ብዝምልከት፡ ክእገድ ኣለዎ ክብላ ድምጸን ክህባ እንከለዋ፡ ሰልፍታት ቬንስተር፡ ስቬርያ ዲሞክራትናን ሊበራልን ግን ንኽልቲኡ ነጥብታት፡ ክእገድ …

Read More »

ብኣመሪካ ዝድገፉ ሓይልታት ሶርያ፡ 34 ህጻናት ደቂ ዳዕሽ፡ ንሩስያ ኣረኪቦም

ሰብ መዚ ናይቶም ኣብ ሰሜን ሶርያ ዝዋግኡን ብኣመሪካ ዝድገፉን ሓይልታት ሶርያ፡ 34 ደቂ ዳዕሽ ዝኾኑ ህጻናት፡ ንሩስያ ምርካቦም ኩርዳውያን ሰብ መዚ ገሊጾም። እዞም ዕድሜኦም ካብ 3 ክሳብ 14 ዓመት ዝበጽሑ ደቂ ዳዕሽ፡ ኣብ መንጎ ኣመሓደርቲ ከባብን ተወከልቲ መንግስቲ ሩስያን ኣብ ከተማ ቓምሽሊ ድሕሪ ዝተኻየደ ዝርርብ እዮም ናብ ሩስያ ከም ዝርከቡ ተጌሩ ክትብል ድምጺ ኣመሪካ ኣቃሊሓ። እዞም ደቂ ዳዕሽ፡ ኣብቲ ዝግበር …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com