Sunday , May 19 2024

ሃገራዊ ዜና

ሰራሕተኛታት ጥዕና ዝኾነ ምልክት ዘይብሉም ናይ ኮቪድ-19 ልኽፈት ተራእዩዎም።

ኣብ ናይ ሊንሾፒንግ ዩኒቨርሲቲ 50 ካብቶም ሰራሕተኛታት ብኮቪድ-19 እተለኽፉ ኮይኖም ተረኺቦም። ገሊኣቶም ምንም ምልክት ሕማም የብሎምን። እቲ ሆስፒታል ገለ ናይ ኮቪድ-19 ሕሙማት ምስ ረኸበ፡ ንኹሉ ሰራሕተኛ ኪምርምር ወሲኑ። ፍርቆም ድማ ተለኺፎም ጸኒሖም፡ ካብዚኣቶም ድማ ካብ 5 ክሳዕ 10 ምልክት ኣይተራእዮምን፡ ወይ ድማ ንእሽቶ ሕማም ርእስን ናይ ኣፍንጫ ጸረርታን ጥራይ ነይሩዎም። ስለዚ ምልክታት ጥራይ ዘይኮነ ክንርኢ ዘሎና፡ ከም ዚከኣለና ማሕበራዊ ምፍንታት …

Read More »

ሰልፊ ክርስትያን ዶሞክራት ሓካይም ብዝሓሸ መሃያ ክሰርሑ ጻውዒት የቕርብ።

ቅድሚ ሕጂ ናብ ዝሓሸ ክፍሊት ዝረኽቡሉ ቦታ ዝኸዱ ሓካይም ተመሊሶም ንኽሰርሑ ዝሓሸ ክፍሊት ክዳሎ ሰልፊ ክርስትያናዊ ሰልፊ ጸዊዑ። በዚ ኣገባብ ኣብ ክንክን ጥዕና ዘሎ ሃጓፍ ክምላእ ይኽእል እዩ ክብል መራሒት ሰልፊ ኤባ ቡሽ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ዝቐረበ እማመ እዞም ሰራሕተኛታት ካብ ስሩዕ ስርሖም 80% ደሞዞም ክረኽቡ እዚ ሕጊ ክሳብ ነሓሰ 31 ክጸንዕ እዩ። እዚ ኣገባብ ንመንግስቲ ክሳብ 50 ሚልዮን ክሮና …

Read More »

ኣብ ሽወደን ዘሎ ለበዳ ንምክትታል ናይ ሞባይል ዳታ ኣብ መዓላ ክውዕል እዩ።

በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝርግሔ ኮሮኖ ቫይረስ ንምፍላጥ ምንቅስቓስ ምእካብ ዳታ ሞባይል ናይ ምዝርጋሕ ስርሑ ሕጂ ምጅማሩ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ’ሎ። በዚ ድማ ሽወደናውያን ዝገብርዎ ምንቅስቓሳት ምስ ምስፍሕፋሕ እዚ ሕማም ዘለዎ ርክባት ንምርካብ ብእኡ ኣቢልካ ክውሰዱ ብዛዕባ ዝግብኦም ስጒምቲታት ሓበሬታ ንምእካብ እዩ።

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ዕላምኡ ንመኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣንን መዝነትን ይረኽብ።

መንግስቲ ሽወደን ዕላምኡ ንመኸተ ለበዳ ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣንን መዝነትን ብሕጊ ክዋሃቦ ዘኽእሎ ስምምዕ ተበጺሑ፣ ብመሰረት መሰረታዊ ሕገ መንግስቲ፣ ኣብ ሽወደን መንግስቲ ዘሎዎ ስልጣን ሓላፍነትን ብሕግን ትእዛዝን ባይቶ ሃገር ከምዝምእከልን፣ ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ መንግስቲ ብዛዕባ ክወስዶ ዝኽእል ስጉምትታት ብሙሉእነት ዝኸልእ ከምዝጸንሐን፣ ሕጂ ግን ብግዚያዉነት ንህሉዉ መንግስቲ ናይ ምግባር ዓቕሙ ዝድርዕ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ተግባር ክዉዕል ምዃኑ ተፈሊጡ። እዚ …

Read More »

ከተማ ስቶክሆልም ንሰራሕተኛታት መእለዪ ዓበይቲ መርመራ ከተካይድ እያ ተባሂሉ።

ዞባ ስቶክሆልም ካብ ዝመጽእ ሓሙስ ጀሚራ ኣብ ኣባይቲ መዋእለ ሽማግለታት ንዝዓዩ ሰራሕተኛታት ብፍላይ መርመራ ከም እተካይደሎም ኣፍሊጣ። ኮሚሽነር ጥዕና እታ ከተማ ኣና ስታርብሪንክ ንተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ ሽወደን ኣብ መርመራ ክንድዚ ምዝሕታላ ዘሕዝን እዩ ኢላ። “ዝያዳ ሰባት ኣብ ምምርማር ክንነጥፍ ኣሎና” ዝበለት ስታርብሪክ “ቀዳምነት ግና ሕሙማት ኣብ ምእላይ ዝርከቡን ምልክታት እዚ ሕማም ዘርእዩን ክኸውን ኣለዎ ንዝብል ኣስሚራትሉ። ኣብ ስቶክሆልም …

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ሚያዚያ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ንምምካት ኮቪድ 19 ዝዉዕል ተወሳኺ ስልጣን ንኽህልዎ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። 2. ዉድብ ጥዕና ዓለም ሃገራት ብሰንኪ ኮቪድ 19 ኣተግቢረንኦ ዝነበረ ሕግታት ኣብ ምልዓል ክጥንቀቓ መኺሩ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

Read More »

መንእሰያት ሓደገኛ ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 የርእዩ።

ቁጽሪ ናይቶም ሕሙማት ንሓካይም ኣገሪሙ ቁጽሪ ናይቶም ሓደገኛ ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ዘርእዩ ዘለዉ መንእሰያት ካብ ትጽቢት ሓካይም ንላዕሊ ብምዃኑ ኣስደሚምዎም ከምዘሎ ኣብ ሆስፒታል Sodersjukhuset ስቶክሆልም ኣባል ኣሃዱ ጽዑቕ ምክትታል ዝኾነት ካሪን ሄልድብራንድ ሓቢራ። ለበዳ ቫይረስ ክሮና ካብ ዝጅምር እቲ ሕማም ኣብ ልዕሊ ምሉእ ጥዕና ዘለዎም መንእሰያት ኣየድምዕን እዩ ክብሉ ብዙሓት ሓካይም እምነት ከምዝነበሮም ይፍለጥ። ኣብ ሽወደን ግን ብዙሓት መንእሰያት ኣብ …

Read More »

ከባቢታት ስቶክሆሎም ዝለዓለ መጠን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና የመዝግባ።

ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝርከባ ከባቢታት ሪንክቢ (ሺሽታ) ን ስፖንጋ (ቴንስታ) እተን ዝለዓለ መጠን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዘመዝገባ ምዃነን ተሓቢሩ። ካብ ነፍሲ ወከፍ 10 ሽሕ ሰብ፡ ኣብ ከባቢ ሪንክቢ 47 ሰባት ኣብ ከባቢ ስፖንጋ ድማ 37 ሰባት ብቫይረስ ክሮና ከምዝተለኽፉ ካብ ቤት ጽሕፈት ምቁጽጻር ለበዳ ዝወጹ ጸብጻባት ሓቢሮም። ኣብ ስቶክሆሎም ጥራይ 3143 ሰባት ብቫይረስ ክሮና ከምተለክፉን እዚ ድማ ብገምጋም፡ ኣብ ነፍሲ …

Read More »

ኣብ ሓደጋ ዘለዉ ሰባት መድሃኒት ካብ ዝኾነ ፋርማሲ ክሽምቱ ከም ዝኽእሉ ተመልኪቱ።

ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሰባት ወይ ኣብ ልዑል ሓደጋ ዝርከቡ ሰባት ናብ ፋርማሲታት ምኻድ ከየድለዮም መድሃኒት ኣብ ዝኾነ ፈርማሲታት ዝሽምቱሉ ኣገባብ ምትእትታዉ SVT ጸብጺቡ። ኣብ ኡልሪስሃም ነዚ ዝኸውን ናይ መጠንቀቕታ ሰዓት ምድላዉን ኣብ ኲሉ ሰንሰለታት ኣብያተ መድሃኒት ከም ዝዋደድን ድም ተሓቢሩ። እንተኾነ ግና ኲለን ዱካናት ነዚ ዝድለ ሓገዛት ክህባ ድሉዋት ምህላወን ተመልኪቱ’ሎ። ናብ ፋርማሲ ኬድኩም ደወል እንተደዊልኩም ኣቤት ዝብለኩም ሰብ ክህሉ …

Read More »

ፕረዚደንት ትራምፕ ን ስትራተጂ ሽወደን ኣብ ኣታኣላልየ ኮረና ቫረስ ይነቅፍ።

ፕረዝደት ኣሜሪካ ትራምፕ ትማሊ ምሸት ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ዋይት ሃውስ ን ማእከናት ዜና ኣብ ዘሃቦ መግለጺ ን ኣተሓሕዛ ሽወደን ኣብ ምግታእ ኮቪድ 19 ዝተኸተሎቶ ኣካይዳ ብከቢድ ነቒፉ። ንሱ ኣብ መግለጺኡ ” ርኣይዋ ሽወደን ብዝተከተሎቶ ስትራተጂ እንሄት ብከብድ ትሳቀ ብምባል” እዩ ን ፖሊሲ ሽወደን ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይርስ ዝነቀፋ። ትራምፕ ኣብ መግለጺኡ ነዚ ለባዳ ብቀሊል ዝተገንዘብኦ ሃገራት  ከም በዓል ኢንግሊዝ ሕጂ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com