Saturday , May 4 2024

ስፖርት

ፍራንክ ድዮን ናብ ክለብ ባርሳ ሃዛርድ ናብ ርያል ማድሪድ ይሰጋገሩ!

ብ ዓበይቲ ክለባት ፒኤስ ጂን ማንቸስተር ሲቲን ክህደን ዝጸንሐ ሆላንዳዊ  ኣከፋፋሊ ክለብ ኣያክስ ኣምስተር ዳም ፍራንክ ድዮን ብ 75 ኤውሮ ናብ ባርሰሎና ወዲኡ። እዚ ኣከፋፋሊ ሲጋብ ክራማት ምስ ኣያክስ ብምጽናሕ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ስፖርት 2019/20 እዩ ምስ ክለብ ባርሰሎና ክጽንበር። እዚ ኣብ ኣካዳሚ ኣያክስ ዝፈርየ ተጻዋታይ ዘደንቅ ብቕዓት ምስ ክለቡ ብምንጽብራቑ እዩ የዕንቲ ዓብይቲ ክለባት ክስሕብ ዝኽኣለ። ኣከፋፍሊ ክለብ ቸልሲ …

Read More »

ግጥማት ፕርመር ሊግ ኣብ 25 ጸወትኡ!

ማን ዩናይትድ ዝሓለፈ 6 ተኸታታሊ ጸወታ ብምዕዋታ ዝልዓለ ኢድ ሒዛ ትርከብ።ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ መሓመድ ሳላሕ ብ 17 ሸቶታት ን ኣብ ኣብሞያንግ ኣኸቲሉ ብብዝሒ ሸቶታት ይመርሑ።ሊቨርፑል ኣብ 13 ጸወታታት ሸቶ ከይተመዝገባ ኣብ ሰለዳ ፕርመር ሊግ ብመሪሕነታ ትቕልሶ።ሊቨርፑል ዝወሓደ ሸቶ ዝተመዝገባ ክለብ ማለት 13 ሸቶታት ኽትከውን ከላ ማን ሲቲ ብወገና ዝበዝሔ 62 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ ቅድሚት ትስራዕ።ኤደን ሃዛርድ ብ 10 ንሸቶ ዝኾና ኩዓሳሱ …

Read More »

ደሃይ መስርሕ ምስግጋር !

ኣርሰናል ን ዴኒስ ሱዋሬዝ ብ ልቓሕ ንምስግጋር 3 ሚልዮን ፓውንድ ንምኽፈል ምስ ክለብ ባርሰሎና ኣብ ስምምዕ በጺሔን። ክለብ ኣርሰናል እንተደልያ 30 ሚልዮን ፓውንድ ብምክፋል ክትውንኖ ከምትኽእል ኣካል እቲስምምዕ ኮይኑ ኣሎ። ሓልዊ ልዳት ደቪድ ደ ሂያ ኣብ ማንቸስተር ዩናይትድ ክጸንሕ እንተኾይኑ ሰሙናዊ ደምዙ 350 ሽሕ ን ሰሙን ክኽፈሎ ሓቲትይ። times ኣካየድቲ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ  ን ግዝያዊ ኣሰልጣኒ እዛ ጋንታ ሶልሻየር ብቀዋምነት …

Read More »

400 ሸቶታት መሲ ብመንጽር ግዜ!

Read More »

ሓላዊ ልዳት ፒተር ቸክ በጃ ኢድ ክሰቅል እዩ!

ሕሉፍ ምስ ክለባት ቸልሲ ህልው ምስ ክለብ ኣርሰናል ተዘካሪ ግዜያት ዘሕልፍ ዘሎ ሓደ ካብ ቡሉጻት ሓላዊ ልዳት ዓለምና ዝኾነ ወዲ 36 ዓመት ፒተር ቸክ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ናይ ውድድር ወቕቲ በጃ ኢድ ብምስቃል ካብ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ክፋኖ ሙኻኑ ገሊጺ። ንሱ ብተወሳኺ ኣነ ዝተረፈኒ ዋናጩ የብለይን ንኹሉ ክወንኖ በቒዔ እየ ሕጂ ግን ይኣኽለኒ ዝተረፈ መደባተይ ክሰርዕ እየ ይብል። ፒተር ቸክ …

Read More »

መሲ ዘይንቅነቅ ክብረወሰን የስፍር ሶልሻየር መሉእ ብሉእ ይምርሽ!

ባርሰሎና ሎሚ ምሸት ን ክለብ ኤባር ኣብ ሜዳ ኖ ካምብ ዓዲማ 3 ብ 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ መሲ ሓንቲ ሸቶ ብምምዝጋብ መበል 400 ሸትኡ ጸንቢሉ። ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኤውሮጻ ነዚ ብዝሒት ሸቶታት ዝበጽሖ መሲ ጥራይ ብሙኻኑ ብሕጂ ነዚ ብዝሒ ሸቶታት ክደፍሮ ዝኽእል ከምዘየለ እዩ ዝዝረብ ዘሎ። መሲ ነዚ ብዝሒ ሸቶታት ዝበጽሖ ኣብ መበል 435 ናይ ላሊጋ ጸወትኡ እዩ። ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ …

Read More »

ራሞስ ኣርሓ መስመር ምኽልኻል ርያል ማድሪድ ታሪኽ ይሰርሕ!

ኣብዚ ዘመን ኣብ መስመር ምኽላኻል ካብ ዝፈረዩ ተጻወቲ ሓደ ራሞስ እዩ። ንሱ ተኸላኸላይ ጥራይ ዘይኮነ ሸቶ ከምዝግብ እውን ዘይእግሞ ተጻወታይ ውን እዩ  ይብል ናይ ቅድም ኣሰልጣኒኡ ፈርንሳዊ ዘነዲን ዘይዳን። ሰርጂዮ ራሞስ ኣብ ጸወታ ኮፓ ዴላሬይ ክለቡ ማድሪድ ኣብ ልዕሊ ሊጋነስ 3 ብ0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ሓንቲ ሸቶ ብሽሙ ኣብ ዘመዝገበሉ ኣብ ሂወቱ መበል 100 ሸቶ ኾይና ነዚ ክብሪ ካብ ዝበጽሑ ሓደ …

Read More »

ፋብሪጋስ ናብ ክለብ ሞናኮ ተሰጋጊሩ!

ሰስ ፋብሪጋስ ምስ ብ ናይ ቅድም ኣብ ክለብ ኣርሰናል ወዲ ጋንትኡ ነብረ እትስልጥን ዘላ ክለብ ሞናኮ ተጸንቢሩ።ፋብሪጋስ ናብ ፈረንሳዊት ክለብ ሞናኮ ን ሰልስተ ዓመተ ዘጽንሖ ኩንትራት ብምፍራም ብ 10 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ክለብ ቸልሲ ተፈንዩ። እዚ ቑጽሪ 44 ማልያ ወድዩ ዝጻወት ፋብሪጋስ ካብ ክለብ ቸልሲ ኣብዝተፋነወሉ ንስለ ኣብረክትኡ ካብ ደገፍቲ ክለብ ቸልሲ ክብ ዝብለ ናይ ስነስርዓት መፈነዊ ተገይርሉ። እዚ ስጳኛዊ …

Read More »

ናይ ሎሚ ዓርቢ ደሃይ ስፖርት።

ኣሰልጣኒ ሞሪኖ ድሕሪ ካብ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስንባቱ ንመጀመርያ ግዜ ከም ተንታኒ ኩዑሶ እግሪ ብሙኻን ምስ ቤን ስፖርት ኣብ 19 ጥሪ ክለባት ኣርሰናልን ቸልሲ ኣብ ዝገብርኦ ጸወታ ስርሑ ክጅምር እዩ።ክለብ ባርሰሎና ን ብራዚላዊ ተጻዋታይ ክለብ ቸልሲ ዊልያም ንምስግጋር ን ካልእ ብራዚላዊ ማልኮምን ተወሳኺ ገንዘብ ሒዛ እኻ እንተቀተረበት ብ ክለብ ቸልሲ ተነጺጉ። Telegraphክለብ ባርሰሎና ን ኮቲንሆ ብምሻጥ ዳግማይ ን ነይማር ናብ ሕቁፍኣ …

Read More »

ደሃይ ምስግጋር ተጻወቲ!

ማንቸስተር ዩናይትድ ን ብራዚላዊ ኮቲንዮ ናብ መሳርዓ ንክትጽንብሮ ምስ ክለብ ባርሰሎና ዝርርብ ከምዝጀመረት ይውረ ኣሎ። ማንቸስተር ነዚ ብራዚላዊ ናብ ኦልትራፎልድ ንምስግጋር 100 ሚልዮን ፓውንድ ሰሊዓ እያ ናብ ባርሰሎና ኣመሪሓ ዘላ። Sky sport እስጳኛዊት ክለብ ቪላርያል ካብ ክለብ ሌስተር ሲቲ ን ተጻዋታይ ቪንሰን ኢቮራ ሲጋብ 2023 ዘጽንሕ ኣፈሪማቶ። Villarial.Fc ማንቸስተር ዩናይትድ ን ግሪኻው ተኸላኸላይ ክለብ ሮማ ኮስታስ ሚላኖስ ንምፍራም ምንቅስቃ ጀሚራ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com