Thursday , April 25 2024

ኢመግረሽን

ወዲ 3 ዓመት ህጻን፡ ክስጉጒ የብሉን ዝብል ተቛውሞ ይብርክት

ዳርጋ ምሉእ ዕድሜኡ ኣብ ስካነ ዝተቐመጠ ወዲ 3 ዓመት ህጻን ንበይኑ ናብ ናይጀርያ ክስጎጒ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ጒዳይ ኣሽሓት ሰባት ከም ዘሳተፈን 130 ሽሕ ሰባት ክታሞም ከም ዘንበሩን ተገሊጹ። እዚ ውሳነ እንድሕሪ ተፈጺሙ እዚ ህጻን መወዳእትኡ ኣብታ ርእይዋ ዘይፈልጥ ሃገረ ናይጀርያ ኣብ መካነ ዘኻትም እዩ ክኸውን። ኣዕባዪቱ ምስ Evening Post ኣብ ዝገበረቶ ቃለመሕትት “እዚ ህጻን ኣባል ስድራና እዩ” ብምባል ነቲ …

Read More »

ኣመሪካ፥ ሕግታት ኢሚግሬሽን ኣፍኲሳ

ኣመሪካ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ብሪጣንያን ንዝመጹ ገያሾ ብዝምልከት ሕግታት ኢሚግሬሽን ከም ዘፍኰሰት ተገሊጹ። እዞም ገያሾ ክቱባት ክኾኑ ኣለዎም ተባሂሉ’ሎ። ካብ ዝቕጽል ወርሒ ጀሚሩ እዚ ኣብ ግብሪ ክውዕል እዩ ክብል ኣብ ምምሕዳር ባይደን ኣወሃሃዲ ምክልኻል ለበዳ ጀፍሪ ዜንትስ ገሊጹ። ብዘይካዚ ኣብ ቻይና ብራዚል ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣውሮጳን ዝነብሩ ዜጋታታ ፍዂስ ዝበለ መምርሒ ክትክተል ምዃና ተፈሊጡ’ሎ። ለበዳ ኮሮና ካብ ዝኽሰት ንደሓር ናይ …

Read More »

ግሪኽ፥ ብሰንኪ ባርዕ መዓስከር: ስደተኛታት ክግዕዙ ተጌሮም። 

ኣብ ግሪኽ: ደሴት ሳሞስ: ብሰንኪ ኣብቲ መዓስከር እተኸስተ ባርዕ ኣብኡ ዝቕመጡ ስደተኛታት ክግዕዙ ከም እተገብረ ተገሊጹ። እዚ ሓዊ: ሰንበት ምሸት ከም እተላዕለ ዝገለጹ ጋዜጠኛታት ሰብመዚ እቲ ከባቢ ነቲ እሳት ድሮ ከም እተቖጻጸርዎ ወሲኾም ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ቫቲ ዝተባህለ መዓስከር ናብ ሓድሽ ካምፕ ክግዕዙ ዝጽበዩ ዝነበሩ 300 ተቐማጦ ከም ዝነበርዎ ተፈሊጡ። እዚ ሓድሽ ካምፕ ብ ሚኒስተሪ ስደተኛታት ግሪኽ ኖቲስ ሚታራቺ እዩ …

Read More »

ግሪኽ፥ ኣዘራራቢ መዓስከር ስደተኛታት ዳግም ተኸፊቱ

ኣብ ግሪኽ ዝርከብን ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ ሓሙሽተ ርእሱ እተዓጽወ መዓስከር ስደተኛታት: ብቐዳም: ዳግማይ ከም እተኸፍተ ተገሊጹ። እዚ መዓስከር ስደተኛታት: ሓደ ካብቶም ብሕሱም መነባብሮ ስደተኛታት ብዙሕ ነቐፌታ ክዘንቦ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። ብርክት ዝበላ ውድባት ብምኽፋት እዚ መዓስከር ስደተኛታት እተስምዐን ስክፍታ ይገልጻ ኣለዋ። እዚ ኣብ ደሴት ሳምስ ዝርከብ መዓስከር: ብትሪኮላታ እተሓጽረ ኮይኑ ናይ ስለያ ካሜራታትን ናይ ኤክስ ረይ ሰኣልታትን ከም ዘለዎ እውን …

Read More »

ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ስደተኛታት፤ መንበሪ ፍቓዶም ንኽሰሓብ፤ እማመ ቀሪቡ

በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፤ ንጉዳይ እቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቶም፤ መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምሓዞም፤ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ስደተኛታት ብዝምልከት፤ መንበሪ ፍቓዶም ክሳብ ናይ ምምንጣል ዝበጽሕ፤ ትርር ዝበለ ፖሊሲ ክኽተል፤ ዝብል ብዓቃባዊ ሰልፊ ሽወደን ዝቐረበ እማመ፤ ኣብ ኣኼባ እቲ ሰልፊ ክዝረበሉ ምዃኑ ወሃቢት ቃል እቲ ሰልፊ፤ ማሪያ ማልመር ስቲነርጋርድ፤ ምስ ሬድዮ ኤኮት ኣብ ዝካየደቶ ርክብ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። …

Read More »

ኣብ ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ክወሃብ ምዃኑ ተገሊጹ

መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ሕቶ ከምዘቕረብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር፤ ማቴዮዝ ሞራቬስኪ፤ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ፤ ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ ከምዝኾነ ዝሓበረ ሞራቬስኪ፤ ብሰንኪ ናብ ሃገረ ፖላንድ ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰባት፤ ቁጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ዝቐረበ ጠለብ ምዃኑ ገሊጹ። ቅድሚ …

Read More »

ናብ ደሴታት ካናሪ ዝረአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ወሲኹ

ንባሕሪ ብዘይበቕዓ ጀላቡ ተጠቂሞም ናብ ደሴታት ካናሪ ክኣትዉ ዝፈተኑ 100 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉን፡ ብኣገልግሎት ህጹጽ ረዲኤት ስፓኛ፡ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻባት ህጹጽ ረዲኤት ስፓኛ፡ መብዛሕትኦም ካብቶም ስደተኛታት፡ ካብ ሰሜንን ምዕራብን ኣፍሪቃ ዝመጹ ምዃኖም ገሊጹ። እዞም ስደተኛታት፡ ምስቲ ዝሓለፍዎ ጸበባ ብምንጽጻር፡ ኣብ ዝሓሸ ኩነታት ከምዘለዉ፡ እቲ ጸብጻብ ብምውሳኽ ገሊጹ። ናብ ስፓኛን ደሴታት …

Read More »

Harmony Media News 01/09/2021

Read More »

ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ክመጽእ ዝኽእል ዋሕዚ ስደተኛታት የሻቕሎ

ጣሊባን ንመላእ ኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ዋሕዚ ስደተኛታት ከይኽሰት ሻቕላ ከም ዝፈጠረሉን ነዚ ክመጽእ ዝኽእል ዋሕዚ ስደተኛታት ክገትእ ድሌት ከምዘለዎ ካብ Politico ን ሮይተርስን እተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ንኩነታት ኣፍጋኒስታን ኣመልኪቱ፡ ሎሚ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝግበር ኣኼባ እዚ መግለጺ ክቐርብ እዩ ዝብል ትጽቢት ምህላዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት ሮይተርስ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ኣፍጋኒስታን …

Read More »

Harmony Media News 30/08/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com