Sunday , May 5 2024

ኢመግረሽን

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ድሒኖም

ናብ ሰንበት ኣብ ዘውግሕ ዝነበረ ለይቲ፡ 400 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮፓ ክሰግሩ ኣብ ዝፈተንሉ እዋን፡ እታ ልዕሊ ዓቐን ጺዒና ዝነበረት ጃልባ፡ ማይ ክኣትዋ ብምጅማሩ፡ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣንጻላልዮ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን፡ ብሓለዋ ገማግም ሊብያ ረዲአት ረኺቦም ከምዝደሓኑ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ናይ መድሕን ስራሓት ንኸካይዳ ኣብቲ ከባቢ ዝነበራ ሲ-ዎች 3 ን ኦሻን ቫይኪንግ …

Read More »

ስዑዲ ዓረብ፡ ንዝተኸትቡ ገያሾ ማዕጾኣ ትኸፍት

ስዑዲ ዓረብ፡ ን17 ኣዋርሕ ተዓጽያ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ዝተኸትቡ ናይ ወጻኢ በጻሕቲ ክኣትዉ ምፍቃዳ ኣገልግሎት ዜና መንግስቲ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣቲኻ ብዘይ ውሸባ ናብ ዝደለኻዮ ንኽትከይድ በተን መንግስቲ እታ ሃገር ሕጋዊ ፍቓድ ዝሃበን ክታበታት ማለት ፋይዘር ባዮቴክ፡ ኣስትራዜነካ፡ ሞደርና ወይ ጃንሰን ከም እተኸተብካ ምርግጋጽ ከድሊ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብዘይካ’ዚ፡ እዞም በጻሕቲ ቅድሚ 72 ሰዓታት ካብ ሕማም …

Read More »

ልዕሊ 200 ስደተኛታት: ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

231 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ: በቲ ንቱርኪ ምስ ኤውሮፓ ዘራኽብ ባሕሪ ኤግያን (Aegean Sea) ኣቢላ ኣብ ትጓዓዘሉ ዝነበረት እዋን: ብኣባላት ሓለዋ ገማግም ቱርኪ: ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወት ሰብ መዚ መንግስቲ ቱርኪ ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ኣብታ መርከብ ካብ ዝነበሩ: እቶም 208 ኣፍጋኒስታናውያን ክኾኑ እንከለዉ: እቶም ዝተረፉ ድማ ካብ ሶርያ: ኢራን: ኤርትራን ፓኪስታንን ምዃኖም ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ቱርኪ ሓቢሮም። ብዙሓት …

Read More »

Harmony Media News 28/07/2021

Read More »

ልዕሊ 57 ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሱ ሰባት፡ ጥሒሎም

ካብ ርእሲ ከተማ ሊብያ፡ ትሪፖሊ፡ 120 ኪሎ ሜተር ርሒቓ ካብ እትርከብ ወደብ ኾምስ፡ ናብ ኤውሮፓ ንምስጋር ዝሃቀኑ ሰባት ሒዛ ዝተበገሰት ጃልባ፡ ርሑቕ ከይከደት፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ስለዘጋጠማ፡ ከም ሳዕቤኑ፡ ልዕሊ 57 ሰባት ምሟቶም፡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ጠንቂ ናይቲ ሓደጋ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ክፍለጥ’ኳ እንተዘይከኣለ፡ ከምቲ ኣብ ዝበዝሓ ጀላቡ ዝረአ፡ ብቕዓት …

Read More »

ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ትሻቐል

ብሪጣንያ፡ ብዘይ ፍቓድ ናብ ሃገራ ንዝኣተው ስደተኛታት፡ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክትኣስር ምዃና ኣፍሊጣ። ሓላፊት ውሽጣዊ ጉዳይ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ወይዘሮ ፕሪቲ ፓተል፡ ነቶም ብወሽመጥ ቻነል ኢንግላንድ ብጀላቡ ዝኣትው ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ናይ 54.2 ሚልዮን ፓውንድ ውዕል ከም ዝገበረት ተዛሪባ። ኣብዚ ዓመት፡ ቍጽሪ እቶም ብቻነል ኢንግሊዝ ዝሰገሩ ዘለው ስደተኛታት፡ ካብቲ ኣብ 2020 ዝነበረ ስለ ዝበዝሑን ሻቕሎት ስለ ዝፈጠረን እቲ ትካል ብኹሉ …

Read More »

Harmony News 23 – 07 – 2021

Read More »

Harmony News 21/07/2021

Read More »

Harmony News 19-07-2021

Read More »

Harmony News 16/07/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com