Friday , April 19 2024

ኢመግረሽን

ዜና መጽሔት ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ዜግነትን News Magazine 26 ሓምለ 2020

Read More »

ኣብዘን ዝሓለፋ ሽድሽተ ኣዋርሕ 1310 ኤርትራውያን ዜግነት ሽወደን ወሲዶም

ብመስረት ጸብጻብ ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብ መፋርቅ ዓመተ 2020 ማለት ካብ ወርሒ ጥሪ ስጋብ ወርሒ ሰነ 37204 ብዝሒ ሰባት ዜግነት ሽወደን ንክወስዱ ከምዘመልከቱ  ኣብ መርበብ ሓበሬታ እዚ ክፍሊ ዝወጸ ጸባጻብ ኣመልኪቱ። ብመሰረት ሓበሬታ እዚ ክፍሊ ምስ እዞም 37204 ዘመልከቱ ሓዊስካ ኣብዘን ዝሓለፋ ሽድሽተ ኣዋርሕ ጥራይ ብጠቅላላ ናይ 40 259 ኣመልከቲ ጉዳዮም ከምዝርኣየን፣ ካብዚኦም ድማ 57 % ማለት 1310 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 33594 …

Read More »

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንጉዳያት ሕቶ ዑቕባ ስደተኛታት ጽገናዊ ለውጢ ይገብር’ ዶ ይኸውን

ካብ ባሕቲ ሓምለ ጀሚራ ጀርመን፡ ተረኛ ፕረዚደንት ኣውሮፓዊ ሕብረት ክትከውን እያ። ንጉዳያት ሕቶ ዑቑባ ስደተኛታት ዝምልከት ጽገናዊ ለውጢ ምትእትታው ሓደ ካብቶም ንዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝኽሰቱ ዓበይቲ ብድሆታት ክኸውን  ምዃኑ ርዱእ ኮይኑ ጀርመን ንመሻርኽታ ዝኾና ኣባላት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት፡ ስደተኛታት ኣብ ምምቓል ተረአን ክጻወታ ተእምነንዶ ትኸውን ዝብል ሕቶ ክለዓል ናይ ግድን እዩ። ቁጽሪ ናይቶም ካብ ኲናትን ማእሰርትን ዝሃድሙ ሰባት ካብ …

Read More »

መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ካብ ስደተኛታት ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክሰሓብ ዝብል ርእይቶ ኣቕሪቡ

መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ጂሚ ኦክሶን፡ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ስደተኛታት፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓዶም ክሰሓበሉ ዝኽእል መንገድታት ንኽጽናዕ ድሌት ከምዘለዎ ሓቢሩ። ኣብ ህሉው ኩነታት ሽወደን ተሞርኪስና፡ ካብቶም ዑቕባ ዘየድልዮም ስደተኛታት ብዛዕባ ተዋሂብዎም ዝጸንሐ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ዳግመ ግምት ክንገብር ኣየኽፍእን እዩ። ንሕጋውነቱ ብዝምልከት ግን መጽናዕቲ ዘድልዮ እዩ ክብል ኦክሰን ምስ ሬድዮ ኢኮት ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ሰልፊ ስቬርያ …

Read More »

ሓላፊ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንተሪር ዝኾነ ፖሊሲ ስደተኛታት ሽወደን ነቒፉ

ሓላፊ ኮሚሽን ስደተኛታት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR )፡ ፊሊፖ ግራንዲ፡ ነቲ መንግስቲ ሽወደን ንጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ጀሚርዎ ዘሎ ዘተ ከምዘሻቐሎን ንእተሓሕዛ ጉድያት ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ድማ ነቐፌታ ከምዘለዎን ገሊጹ። ግራንዲ፡ ካብቲ ኣብ ጀኔቫ፡ ስዊዘርላንድ፡ ዝርከብ ቤትጽሕፈቱ ንሽወደናዊ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ እዚ ሽወደን ክትክተሎ ትሓስብ ዘላ ኣካይዳ ሓደገኛ ምዃኑን ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ድማ ተረርቲ ሕግታት ክፎኽስሉ ዝግባእ እዋን እዩ …

Read More »

ግሪኽ፡ ንቅልውላው ኮሮና ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብእትፍጽሞ ዘላ በደላት ተኸሲሳ ተባሂሉ

ዶክተርስ ዊዝኣውት ቦርደርስ ዝተህለ ትካል ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ግሪኽ ንዘሎ ኣገባብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኮኒኖሞ። ጀርመን ካብ ደሴታት ግሪኽ 6 ትሕቲ ዕድመ እኳ እንተወሰደት እዞም ስደተኛታት ካብቲ ክበጽሕዎ ዝግበኦም ዝነበረ ብኣዋርሕ ድሒሮም ዝኸዱ እዮም ክትብል ግሪኽ ኣፍሊጣ። ግሪኽ ኣብቲ መዓስከር ስደተኛታት ዘሎ ጭቕጭቕ ዝበለ ኣገባብ መነባብሮን ቅልውላው ለበዳ ኮሮናን ኣብቶም ስደተኛታት ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ንምንባር ትጥቀመሉ ምህላዋ ድማ ከሲሶም። ዕለት …

Read More »

ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን፡ ብዛዕባ ብውልቂ ዝርከብ መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ከተግብር ጀሚሩ

መንበሪ ፍቓድ ክሳብ ዝወሃቦም ንካምፕታት ገዲፎም ብውልቆም ኣብ ዝረኸብዎ መንበሪ ገዛውቲ ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ኣብ ግብሪ ከውዕል ክጅምር ምኻኑ ጨንፈር ኢሚግሬሽን ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ዕለት 01-07-2020 ጀሚሩ፡ መንበር ፍቓድ ንኽወሃቦም ዝጸበዩ ኮይኖም ብውልቆም ኣብ ዝረኸብዎ ኣባይቲ ክነብሩ ዝውስኑ ስደታኛታት፡ ካብ ጨንፈር ኢሚግሬሽን ዝረኽብዎ ዝነበሩ ሓገዛትን መዓልታዊ ገንዘባዊ ሓገዛት ክስእኑ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ ኣሎ። ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ሓዲሽ መምርሒ፡ …

Read More »

ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ብዝሒ ናይቶም ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ትሑት ነይሩ ተባሂሉ

ቅልውላው ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ርኡይ ዝኾነ ጽልዋ ነይርዎ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 7000 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ሓቲቶም። እዚ ድማ ምስ ኣብ ከምዚ እዋን ናይ ዓመተ 2018 ን 2019 ዝነበረ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ክነጻጸር እንከሎ ብ 30% ከምዝጎደለ ክብል ሲስቨንስካን (Sydsvenskan) ጽሒፉ። ኣብ ከምዚ እዋናት ዝግበር ጉዕዞ ብጣዕሚ ኣሸጋሪ እዩ። ቅድሚ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ዝነበረ ግዜ ውን፡ …

Read More »

ሽወደን፡ ድሕሪ ቅልውላው ኮሮና ንመጀምርታ እዋን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ

ፖሊስ ሽወደን፡ ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ቅልውላው ለበዳ፡ ሕቶ ዕቕበኦም ዝተነጽገ ሰባት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢሩ። ትሽዓተ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ኣፍጋኒስታናውያን ዝጸዓነት ነፋሪት ካብ ኣርላንድ ኤርፖርት ናብ ካቡል ገጻ ከምዝበረረት ተገሊጹ። ንሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ዝተወስደ ስጉምቲ ንብዙሓት ወገናት ከምዘቖጠዐን ተቓውመኦም ከምዝገለጹን ተሓቢሩ። እቶም ሕቶ ዑቕበኦም ዝተነጽጉ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ክምለሱ ፍቓደኛታት ምንባሮም ፖሊስ ገሊጹ። ተጣበቕቲ መሰላት …

Read More »

ዜና መጽሄት 26 06 2020 – News Magazine 26 June 2020

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com