Thursday , May 2 2024

ኢመግረሽን

ሓበሬታ ካብ ክፍሊ ኤሚግሬሽን ሽወደን

ጉዳይ፡ ብጌጋ ዝተላእከ ጽሑፍ ዘይብሉ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ኣቢሎም መንበሪ ፍቓድ ናይ ምንዋሕ ጠለብ ዘቕረቡ ሰባት፡ ብጌጋ፡ ጽሑፍ ዘይብሉ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ክመጾም ከምዝጀመረ ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ሓድሽ ኤሌክትሮኒካዊ ኣገልግሎት ከተኣታቱ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ዘጋጠመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ነቶም ፍቓድ ናይ ምንዋሕ ጠለብ ዘቕረቡ ሰባት፡ ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ መልእኽቶም ከምዝተቐበሎ ዝሕብር ኤሌክትሮኒካዊ …

Read More »

ዜናታት ትግርኛ Tigringa News 26/08/2020

Read More »

ጠለብ ሕቶ ዜግነት ናይቶም ሃገር ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ንኽሳለጥ ጻውዒት ቀሪቡ

ንመሰል ሃገር ኣልቦ ሰባት (statslös)  ዝጣበቕ ውድብ ከም ዝጠቐሶ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ቈልዑ እቲ ብሕጊ ከም ረቛሒ ዝቐርብ ሕቶ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ከይተሓተቱ ዜግነት ክወሃቡ ጻውዒት ጌሩ’ሎ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። ኣብ ሽወደን ዛጊት 30 ሽሕ ዝኾኑ ሃገር ኣልቦ ሰባት ምህላዎም ዝፍለጥ ኮይኑ ሽወደን ሓንቲ ካብተን ንስምምዕ ምክልኻል ” ሃገር ኣልቦ” ሰባት ዝኸተማ ሃገራት እያ። UNHCR ንጉዳይ ሃገር …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 17 ነሓሰ 2020

News: ዜና ብዝርዝር ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን ኣብ እዋን ለበዳ ዝያዳ ጉዳያት ከምዝራኣያ ተፈሊጡ። 2. ሓደጋ ባርዕ ጫካታት ንምዉጋድ መምርሕታትን መጠንቀቕታን ተማሓላሊፉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና …

Read More »

ካብ ሽወደን ክወጹ ዘይከኣሉ ፍሩዳት ኣለዉ ተባሂሉ

ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ዝሰርሕዎ ገበን ሃገር ገዲፎም ክወጹ ብቤት ፍርዲ ዝተወሰነሎም 600 ገበነኛታት፡ ገና ካብ ሃገር ከምዘይወጹ፡ ትካላት ፍትሒ ምጥቃሰን፡ ጸብጻብ ራዲዮ ሽወደን ሓቢሩ። ብዙሓት ካብቶም ናብ ሃገሮም ዘይተመልሱ ፍሩዳት፡ ብሰንኪ ካብ ዝመጽሉ ሃገር ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት፡ እንተደኣተመሊሶም ኣብ ሂወቶም ሓደጋ ክወርዶም ስለዝኽእል፡ ከምዚ ዓይነት ስግኣት ዘሎዎ ሰብ ከኣ ኣገዲድካ ምምላስ ብዓለም ለኸ ሕጊ ፍቑድ ስለዘይኮነ፡ እቲ ፍርዲ ተፈጻሚ …

Read More »

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን 5 ስደተኛታት ኣገዲድካ ዘይትመልሰለን ሃገር እያ ተባሂሉ::

ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሊስ ክፍሊ ምክትታል ዶባት ዝኾነ ፓትሪክ ኢንግስትሩም ሎሚ መዓልቲ  ምስ ረድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዜጋታታ ኣገዲድካ ክትመልሰለን ዘይከኣላ ሃገራት ምኻና ሓቢሩ:: እሱ ዘረብኡ ብምቅጻል ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ሓሙሽተ ሃገራት ዜጋተተን ብወለንተኦም እንተዘይኮይኑ ኣገዲድካ ክትመልስ ከምዘይካኣል ብምግላጽ ምስ ወከልቲ እዘን ሃገራት ዝኾኑ ኣምበሳደራት ዝርርብ ክጅመር ምኻኑ ኣተንቢሁ:: በጀካ ኤርትራ እተን ዝተረፋ ሃገራት ዒራቅ፥ኢራን ሶማልያን …

Read More »

ጸጋማዊ ሰልፊ፡ ናይ ቀደም ፖሊሲ ስደተኛታት ንኽምለስ ይሓትት

ጸጋማዊ ሰልፊ፡ ንመብዛሕትኡ ብኮሚቴ ኢሚግሬሽን ዝቐረበ ሓድሽ እማመ ፖሊሲ ስደተኛታት ከምዘይድግፎን እቲ ናይ ቀደም ዝነበረ ፖሊሲ ስደተኛታት ንኽምለስ ከምዝጠለበ TT ሓቢሩ። ኮሚቴ ኢሚግሬሽን፡ መምርሒታት መንግስቲ ኣይተኸተለን ክትብል ወኪል ጸጋማዊ ሰልፍ ኣብ ኮሚቴ ኢሚግሬሽን፡ ክርሲትና ላርሰን፡ ገሊጻ። እዚ ኮሚቴ፡ ቀጻልነትን ሰብኣውነት ዝመልኦ፡ ውሑስን ሕጋውን፡ ፖሊሲ ስደተኛታት ከቕርብን ካብተን ካልኦት ኤውሮፓውያን ሃገራት ዝኽተለኦ ፖሊሲ ብዙሕ ፍልልይ ዘይብሉ ክኸውን ከምዘለዎ ብመንግስቲ ሓበሬታ ተዋሂብዎ …

Read More »

ዜና ሽወደን ትግርኛ Svenska nyheter på tigrinja 11 Augusti 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ሳዕቤን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወት ሰባት ነዊሕ ዓመታት ክጸንሕ ምኻኑ ተሓቢሩ። 2. መንግስቲ ብሪጣንያ ዘሕጋዊ ጉዕዞ ጃልባ ስደተኛታት ደዉ ከምዘብሎ ኣፍሊጡ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ …

Read More »

ኮሚቴ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ብዘይ ፍረ ርክቡ ደምዲሙ

ኮሚተ ኢሚግሬሽን ባይቶ ሽወደን ብዛዕባ እታ ሃገር ኣብ መጻኢ ክትክተሎ ዝግባእ፡ ፖሊሲ ሓተትቲ ዕቕባ፡ ርሱን ክትዕ ምእንጋዱ ተገሊጹ ክብል ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ።“ብሓፈሻኡ እቲ ኲነታት ጽቡቕ እዩ ዘሎ ኢልና ኢና እንኣምን” ክብል ንሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ወኪሉ ኣባል’ዛ ኮሚቴ ዝኾነ ሪካደር ላርሰን ሓቢሩ።እዚ እናኾነ ኣብታ ኮሚሽን ወኪል ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ቶቢያስ ቢልስትሮም፡ “እዛ ኮሚቴ፡ ኣብ ታሪኽ ብፍጹም ፍሽለት ከይትዝከር ስግኣት ኣሎኒ” ክብል …

Read More »

ብዝሒ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት፡ ታሪኻዊ ዝኾነ ዋሕዲ ኣመዝጊቡ

ቁጽሪ ናብ ሽወደን ዝመጹ ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ቀይድታት መገሻ፡ ክጎድል ከምተራእየን ኣብ ዝቕጽል እቲ ቁጽሪ ትሑት ክኸውን ከምዝኽእልን ጨንፈር ኢሚግሬሽን ይግምት። ብኻልእ ወገን፡ ብዝሒ ናይቶም ንስራሕ ይኹን ንትምህርቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ ወጻእተኛታት ክጎድል ከምዝኽእል እቲ ጨንፈር ምሕባሩ TT ኣቃሊሑ። ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ካብ 10 ሽሕ ክሳብ 17 ሽሕ ክበጽሕ ከምዝኽእል ገምጋማት ኢሚግሬሽን ይሕብሩ። እዚ ድማ ካብቲ ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com