ኢመግረሽን
Harmony Media News 26/04/2021
Harmony Media News 23-04-2021
Harmony Media Voice News
Harmony Media ዜና መጽሔት 17 ሚያዝያ 2021
Harmony Media News 14/04/2021
ዜጋታት ዓዲ እንግሊዝ፡ ዘይሕጋውያን ነበርቲ ናይ ምዃን ሓደጋ የንጸላልዎም
ሃገረ እንግሊዝ፡ ድሕሪ ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት ምውጻኣ፡ እቶም ኣብ ሽወደን ብስራሕ፡ ትምህርቲ ይኹን ብኻልእ ምኽንያት ዝቕመጡ ዜጋታት፡ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድ ክሓቱ እንተዘይክኢሎም፡ ኣብ ሽወደን ናይ ምንባር መሰል ኣይክህልዎምን እዩ ክብል ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ሽወደን ከም ዝሓበረ፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዞም ሰባት እዚኣቶም፡ ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ናይ ምንቅስቓስ ናጽነት ኣብ ዝነበረሉ እዋን እዮም ናብ ሽወደን መጺኦም። መብዛሕትኦም …
Read More »