Monday , May 6 2024

ኢመግረሽን

News Magazine 15-07-2021

Read More »

Harmony News 14-07-2021

Read More »

12 / 07 / 2021 Harmony News

Read More »

Read More »

09 07 2021 Harmony News

Read More »

መራሒ ሰልፊ ሞደራትና፡ ጉዳይ ስደተኛታት ዓቢ ተጽዕኖ ኮይኑና ኣሎ ይብል

ጉዳይ ስደተኛታት፡ ከቢድ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ብዙሕ ሽግራት ዝፈጥር እዩ ክብል ሓላፊ ሰልፊ ሞደራትና፡ ኡልፍ ክሪስተርሾን፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ሽወደን፡ ጉዳይ ስደተኛታት ዓቢ ተጽዕኖ ኮይኑ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ገበናት፡ ምግሃስ ክብርታት፡ ማሕበራዊ ጸገማትን ጻዕቂ ሰብን ዝኣመሰሉ ሽግራት ዝፈጥር እዩ ክብል ክሪስተርሾን ንሬድዮ ሽወደን P1-Morgon ሓቢሩ። ገበናውያን ጉጅለታትን ቶኽስን ኣብተን ትሑት ቁጠባዊ ዓቕሚ ዘለወን ከባቢታት ይበዝሕ …

Read More »

ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ፡ 178 ስደተኛታት ኣድሒኑ

ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮፓ ክሰግሩ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ፈተነታት ዝነበሩ 178 ስደተኛታት፡ ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቱኒዝያ ብኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ቱኒዝያ ከምዝደሓኑ፡ ሚኒስተር ምክልኻል ቱኒዝያ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዞም ዜጋታት ግብጺ፡ ቱኒዝያ፡ ሶርያ፡ ኮትዲቭዋር፡ ባንግላዴሽ፡ ናይጀርያ፡ ማሊን ኢትዮጵያን ምዃኖም ዝንገረሎም ስደተኛታት፡ ካብ ወደባዊ ከተማ ሊብያ ዝኾነት፡ ዙዋራ፡ ተበጊሶም ናብ ኤውሮፓ ንምእታው፡ ብቀዳም ምሸት ከምዝተበገሱ ጸብጻባት ይሕብሩ። መብዛሕትኦም …

Read More »

ህጻናት ስደተኛታት፡ ንጉዳይ ጻዕቂ ሰብን ዝቕረበሎም ዓይነት መግብን ኣመልኪቶም ምስክርነቶም ሂቦም

    ጻዕቂ ሰብ፡ ሕማቕ ምግብን፡ ሕጽረት ጽሩይ ክዳውንትን ጸቕጥን ነቶም ብዘይ ስድራ ናብ ኣሜሪካ ኣትዮም ናብ ግዝያዊ መንበሪ ኣባይቲ ዝኣተዉ ህጻናት ብኸቢድ ጸልይዎም ከምዘሎ እቲ 17 ነጥብታት ሓዚሉ ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረበ ምስክርነት ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።   እቶም ምስክርነቶም ዝሃቡ ህጻናት፡ ደቂ 9 ክሳብ 17 ዓመት ዝዕድሚኦም ኮይኖም ካብ ጓቲማላ፡ ሆንድራስን ኤልሲልቫዶርን ዝመጹ እዮም። እዞም ህጻናት፡ …

Read More »

ባይቶ ሽወደን፡ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽን ንኸጽድቕ እዋኑ ኣኹሉ ተባሂሉ

ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ እቲ መንገዲ ኮይኑ፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ግን እንተቀልጠፈ ኣብ ሰለስተ ዓመታት ክወሃብ ዝብል ዘተ፡ ኣብ ባይቶ ሽወደን ውሳኔ ክወሃበሉ ትጽቢት ይግበር ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ውሳኔ ሕጊ ኢሚግሬሽን፡ ነቲ ሽወደን ኣብ ዓመተ 2015 ን 2016 ንህጹጽ ቅልውላው ስደተኛታት ተባሂሉ ዝቖመ ግዝያዊ ሕጊ፡ ብምትካእ፡ ቀዋሚ ሕጊ ኢሚግሬሽንን ዑቕባን ክኸውን እዩ። መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ዘቕረቦ እማመ፡ ብሰልፍታት …

Read More »

Harmony Media news 14-06-2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com