Thursday , May 2 2024

ኢመግረሽን

News Magazine 26/08/2021

Read More »

ህጻናት ኣድሕን: ኣፍጋናውያን መንበሪ ፍቓድ ይወሃቦም ክብል ይጣበቕ

ኤጀንሲ ስደተኛታት: ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ ኣፍጋናውያን ሓተትቲ ዕቚባ ፍቓድ መንበሪ ክወሃቦም ከም ዝግባእ: ሴቭ ዘ ቺልድረን (ህጻናት ኣድሕን) ዝተባለ ትካል ተማሕጺኑ። ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቀንስትዮን ከቢድ ሃስያ ዘውርድ ምዃኑ ብምልዓል እዩ እቲ ትካል ነዚ ሕቶኡ ኣቕሪቡ ዘሎ። “ኤጀንሲ ስደተኛታት ንጒዳይ ሓተትቲ ዕቚባ ኣፍጋኒስታን ደጊሙ ክምርምሮን ብመሰረት ኣዋጅ ጓኖት ናይ ዕቚባ መሰልን መንበሪን ክህቦም ይግባእ” ክብል እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ …

Read More »

New record: Over 1,000 tried to cross the Channel

ልዕሊ 1000 ብ English Channel ኣቢሎም ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ይፍትኑ። ኣብ ዝሓለፋ 24 ሰዓታት ልዕሊ 1000 ሰባት ብ English Channel ኣቢሎም ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ንብሪጣንያ ክኣትዉ ምፍታኖም ተገሊጹ። ሰብመዚ ብሪጣንያ 828 ካብዚኣቶም ከም ዘድሓኑ ገሊጾም ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ኣብ ናእሽቱ ጀላቡ ተሳፊሮም ብሓደገኛ ጒዕዞ ክሰግሩ ምፍታኖም ቢቢሲን ካልኦት መራኸቢ ብዙሃንን ብሪጣንያ ኣቃሊዐን። ብዘይካዚ 193 ሰባት ዝጸዓና 10 ጀላቡ ብ ሰብመዚ ፈረንሳ …

Read More »

ፖላንድ: ምስ ቤላሩስ ኣብ ዘራኽባ ዶብ: ሓጹር ትሃንጽ

ፖላንድ: ምስ ቤላሩስ ኣብ ዘራኽባ ዶብ 2.5 ሜትሮ ዝንውሓቱ ሓጹር ክትሃንጽ ምዃና: ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር: ማርዩስ ብላሽዣኽ: ሓቢሩ። ኣቐድም ኣቢላ ሊቱዌንያ እውን ምስ ቤላሩስ ኣብ ዘራኽባ ዶብ ሓጹር ከም እትሃንጽ ኣፍሊጣ ኔራ እያ። እዚ ድማ ብቤላሩስ ኣቢሎም ናብ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ክሰግሩ ዝደልዩ ስደተኛታት ንምዕጋት ምዃኑ ይፍለጥ። ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ: መብዛሕትኦም ካብ ማእከላይ ምብራቕ ዝመጹ ኣሽሓት ስደተኛታት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ …

Read More »

Harmony Media News 23/08/2021

Read More »

ኣብ መትረብ እንግሊዝ፡ 100 ሰባት፡ ዲሒኖም

ካብ ፈረንሳይ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብመንገዲ መትረብ እንግሊዝ ኣቢሎም፡ ብሰለስተ ናእሽቱ ጀላቡ ተጻዒኖም ክሰግሩ ዝፍትኑ ካብ ዝነበሩ 102 ስደተኛታት፡ ጀላብኦም ብማዕበል ተገፊዐን ናብ ደቡብ ገጸን የምራሓ ኣብ ዝነበራሉ እዋን፡ ብፈረንሳዊ መድሕን ባሕሪ፡ ክድሕኑ ከምዝኸኣሉን፡ ኩሎም ድማ ናብ ፖሊስ ሓለዋ ዶባት ፈረንሳይ ከም እተረከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብዚ ዓመት’ዚ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብመንገዲ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክኣትዉ …

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 19/08/2021

Read More »

2500 ኣፍጋናውያን ናብ ጀርመን ክኣትዉ ተፈቒዱሎም

ጀርመን: 2500 ኣፍጋናውያን ምስ ስድራኦም ናብ ሃገራ ክኣትዉ ፍቓድ ምሃባ ንሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ: ሄኮ ማስ: ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ።   ብዘይካ’ዚ: ዴንማርክ ኣብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ድሕሪ ምብጽሓ ን 45 ኣፍጋናውያን ናይ ክልተ ዓመት ፍቓድ ክትህብ ምዃና ተፈሊጡ’ሎ።   ኣብ ኤምባሲ ዴንማርክ ንዝያዳ ክልተ ዓመታት ክሰርሑ ዝጸንሑን ዝሰርሑ ዝነበሩን እዞም ኣፍጋናውያን: ዴንማርክ ክትሕግዞም ድሕሪ ምምልካቶም እዩ እዚ ፍታሕ ተዋሂቡ ዘሎ።   ኣብዚ …

Read More »

Harmony Media News 13/08/2021

Read More »

ቤት ፍርዲ ኢሚግሬሽን፡ ናይ ውሳነ እዋን ከሕጽሮ መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ

ካብ ምጅማር ናይ ዝቕጽል ዓመት፡ ኣብ ኣርባዕተ ቦታታት ዝርከባ ቤት ፍርዲ ኢሚግሬሽን፡ ናብኣተን  ዝበጽሑ ጉዳያት፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ውሳነ ክህባ ክጅምራ ምዃነን ጸብጻባት ሬድዮ ኢኮት ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ጸብጻባት፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ዝበጽሑ ጉዳያት፡ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክውዳእ ከምዘለዎ ትጽቢት ይግበር። ኣብ ቤት ፍርዲ ዝበጽሑ ጉዳያት ኢሚግሬሽን፡ እንተነወሐ፡ ኣብ 6 ኣዋርሕ ከምዝውድኡ ክኾኑ እዮም ክብል ኣማኻሪ ናይቶም ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com