Monday , May 6 2024

ኢመግረሽን

Harmony Media News 03-03-2021

Read More »

Harmony Media News 01-03-2021

Read More »

ኣመሪካ፡ ኣብ ቤት መቕደስ ተዓቚቡ ዝነበረ መንእሰይ ንግዳም ወጺኡ

ናብ ሃገሩ ከይስጎግ ብምባል ን3 ዓመትን መንፈቕን ኣብ ቤት መቕደስ ሚዙሪ ተዓቚቡ ዝጸንሐ ሆንዱራሳዊ ስደተኛ ካብቲ ቤተክርስትያን ወጺኡ’ሎ። እዚ ኣሌክስ ጋርሲያ ዝስሙ መንእሰይ፡ ነቲ ምምሕዳር ባይደን፡ ዝሃቦ ቃል ተኸቲሉ እዩ ብረቡዕ ንግዳም ወጺኡ ዘሎ። ምርዑውን ኣቦ ሓሙሽተ ቘልዑን ዝኾነ ጋርሲያ፡ ኣብ እዋን ምምራቕ ምምሕዳር ትራምፕ 2017 እዩ ናብ ኣመሪካ ኣትዩ። እንተኾነ ግን ትራምፕ ብዝተኸተሎ ትርር ዝበለ ጸረ ስደተኛታት ፖሊሲ፡ ናብ …

Read More »

Harmony Media News 26-02-2021

Read More »

ኣብ ዶብ መክሲኮ ዝጸንሑ ሓተትቲ ዕቚባ ንኣመሪካ ይኣትዉ

እቶም ኣብ ዶብ ኣመሪካን ሜክሲኮን ተዓጊቶም፡ ትእምርቲ ፖሊሲ ጸረ ስደተኛታት ትራምፕ ኮይኖም ዝጸንሑ ሓተትቲ ዕቚባ ትማሊ ሓሙስ ናብ ኣመሪካ ኣትዮም ኣለዉ። ኣብ ዶብ ኣመሪካ ሕሱም ናብራ ዘሕልፉ ዘለዉ ስደተኛታት ኣቓልቦ ክስሕቡ ምጽንሖም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሽግሮም ንምውዳእ እዚ ምእታው ምጅማሩ ድማ ተገሊጹ። ብመሰረት ኣህጒራዊ ውድብ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (IOM) ኣብ ግዜያዊ መዕቈቢ ማታሞሮስ (ጥቓ ብራውንስቪል ቴክሳስ) ዝነበሩ ቀዳሞት 27 ሰባት …

Read More »

Harmony Media News 24-02-2021

Read More »

ዜና መጽሔት 21 ለካቲት 2021

Read More »

Harmony Media News 19-02-2021

Read More »

ሽወደን፡ ብኮታ ዝመጹ ቁጽሪ ስደተኛታት ወሲኻ ክትቅበል እያ

ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡ ኣስታት 6400 ስደተኛታት ክትቅበል መደብ ሒዛ ከምዘላን ነዚ ጉዳይ ንምክትታል፡ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ስልጣን ተዋሂቡ ከምዘሎን ሓቢራ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ናይ መገሻ ቀይድታት፡ ካብቶም ክትቅበሎም ዝግባኣ፡ 5000 ስደተኛታት፡ 3500 ጥራይ ከምዝተቐበለት ይዝከር። እቶም ኣብቲ ተመዲቡ ዘሎ ኮታ ዝኣትዉ፡ …

Read More »

Harmony Media News 17/02/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com