Thursday , May 2 2024

ኢመግረሽን

ክፍሊ ኢሚግሬሽን ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣገዳሲ ዝኾነ ውሳኔ ረኺቡ

ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ንጉዳያት ሓተቲ ዑቕባ ዝውክሉ ዘይብቑዓት ሰባት ክኽልክል (ክነጽግ) ዘኽእል ኣገዳሲ መሰል (ውሳኔ/ፍርዲ) ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከምዝረኸበ TT ሓቢሩ። እቲ ውሳኔ ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዘምርሕ ስጉምቲ እዩ ክትብል ኣደ ወንበር ማሕበር ጠበቓታት፡ ማያ ኣንሶላንድ፡ ገሊጻ። ብመሰረት እቲ ብቤት ፍርዲ ዝተዋህበ ውሳኔ፡ ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ዘይብቑዓት ዝብሎም ሰባት ካብ ዝርዝር ወከልቲ ጉዳያት ሓተቲ ዑቕባ ክስርዝ መሰል ተዋሂብዎ ኣሎ። ንጉዳያት …

Read More »

መንግስቲ፡ ሓቀኛ ዕድመ ስደተኛታት ንምፍላጥ ዘኽእሉ ኣገባባት የናዲ

መንግስቲ ሽወደን፡ ሓቀኛ ዕድመ ናይ ሓተቲ ዑቕባ ንምፍላጥ ዘኽእል ሕክምናዊ ኣገባብ ንምንዳይ ሓደ መርማሪ ከምዝመዘዘ TT ሓቢሩ። ድልዳለ ኣስናንን ኣብራኽን ብምዕዛብ ዕድመ ናይ ስደተኛታት ንምፍላጥ ክስረሓሉ ዝጸንሐ ኣገባብ ኣጠራጣርን ናብ ቅኑዕ መደምደታ ዘየብጽሕን ብብዙሓት ክኢላታት ክንቀፍ ከምዝጸንሐ ይፍለጥ።    ዕድመ ስደተኛ ኣብ ውሳነ ሕቶ ዑቕባ ዓቢ ተራ ኣለዎ። እቲ ምንታይ’ሲ፡ ሓደ ስደተኛ ልዕሊ 18 ዓመት ወይ ትሕትኡ ምዃኑ ምፍላጥ ኣብቲ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን ዝስጐጒ ዜጋታቶም ንኽቕበሉ ንሃገራት ኢራንን ሊባኖስን ሶማልን ጸቕጢ ይገብር ምህላዉ ተፈሊጡ።

“ዕቚባኦም ዝተነጽገ ግና ሃገሮም ምቕባል ዝኣበያኦም ሰባት ኣለዉ። ብኸምዚ ክቕጸል ኣይከኣልን እዩ” ክብል ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጆሃንሰን ገሊጹ። ዝሓሸ መንፈስ ምትሕብባር እንተርኣዩ ብምባል ኣምባሳደራት እዘን ሃገራት ዓዲምና ከነዘረርቦም መዲብና ኣሎና። ብዘይካ’ዚ  ጆሃንሰን፡ ሶማልያ ፈጣሪት ሽግር  ዝኾነት ሃገር እያ። እንተኾነ ግና ምስሌነ እታ ሃገር ኣብ ሽወደን የብልናን ኢሉ። ዛጊት ናብ ኣርባዕተ ሃገራት ክስጐጒ ዘይክእሉ ዜጋታት ምህላዎም ድማ ገሊጹ።  ዒራቕ ናይ ሪኣድሚሽን …

Read More »

ሽወደን ለበዋታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምኽታል ዘይ-ኣውሮጳውያን ዝኣትዉሉ ናይ እገዳ ግዜ ምንዋሓ ተፈሊጡ።

እዚ እገዳ ካብ መጋቢት 19 ጀሚሩ ዝጸንዐ ኮይኑ ክሳብ 30 ሰነ ክጸንሕ  ተባሂሉ ኣሎ። እንተኾነ ግና እዚ ሕጊ ካብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት (እንተላይ ብሪጣንያ፥ ስዊትዘርላንድ፥ ኖርዌይ ኣይስላንድን ሌችተንስታይንን)ንዝመጹ ዜጋታት ኣይምልከትን እዩ። ህጹጽ ጒዳይ ፍቓድ መንበሪን ዘለዎም ኰይኖም ናብ ሽወደን ንዝምለሱ እውን ኣይምልከትን እዩ። ዜጋታት ሽወደን ብቐንዱ ካብዚ ሕጊ ናጻ እዮም።

Read More »

ሰልፍታት ሽወደን ብጉዳይ ሽወደን ክትቅበሎም ዝግባእ ብዝሒ ስደተኛታት ይዘራረቡ

ኮሚቴ ኤሚግሬሽን፡ ሽወደን ክትቅበሎም ትኽእል ዝለዓለ ብዝሒ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ኣብ ፓርላም ትዛረበሉ ከምዘላ ተፈሊጡ። ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምዝማድ፡ ካብቶም ናብ ኤውሮፓ ዝመጹ ስደተኛታት ዝተወሰነ ቁጽሪ ንኽቕበላ ዝተሰማማዓሉ ጉዳይ እዩ። ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራት፡ ሽወደን ኣብ ቀጻሊ ክትቅበሎም ትኽእል ብዝሒ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ኩለን ሰልፍታት ክዝትየሉ ቅሩብ ምዃኑ ገሊጹ ኣሎ። እዚ ማለት ካብ 2%-3% ካብ ምሉእ ብዝሒ ናብ ኤውሮፓ …

Read More »

ኣብ ዶባት ስእሊታትን ኣሰር ኣጻብዕን ምሕታት ተጀሚሩ።

ናይ ሓሶት መንነት ዘለዎም ሰባት ንምፍላይ ተባሂሉ ንሽወደን ዝኣትዉ ሰባት ስእሎምን ኣሰር ኣጻብዖምን ክምዝገብ ይግበር ምህላዉ ተገሊጹ። እማመ መንግስቲ ሕጊ ኣውሮጳዊ ሕብረት ናብ ምዃን ገጹ የምርሕ ምህላዉ ድማ ተሓቢሩ። መንነታት ንምልላይ ዝሕግዝ ዕድላት ይውስኽ ምህላዉ ብምምልካት መንግስቲ ሓደ ንድፊ ሕጊ ኣብ ቀረባ እዋን ከውጽእ ምዃኑ ሚኒስተር ፍትሒን ማይግሬሽንን ሞርጋን ሓቢሩ። እዚ ሪፈራል ኣብ ኣዋጅ ስደተኛታትን ስርዓተ ሓበሬታን ሸንገን ገለ ምምሕያሽ …

Read More »

ዜና መጽሄት News Magazine 31 May 2020

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ብዝምልከት፣- 2. ኣብ እዋን ኮቪድ 19 ዘሎ ዕድላት ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክማሃሩ ንዝደልዩ ሰባት ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዕድላትን ትርጉሙን፣-  ኩሎም መደባትና ብዝተሳለጠ መገዲ ማለት ዝስማዕ ዝራኣይ ዝንበብ ፈነወታት ኣልኮምፒስ ብሓደ ንምክትታል ዘኽእልኩም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣብ (Googole Play store ) ኣቲኹም …

Read More »

ሃገራት ኖርዲክ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ሻቕለተን ይዓቢ።

ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት ተቓወምቲ ሰልፊታት ንሃገረ ጀርመንን ኖርዌይን ዶበን ክኸፍታ ድሉዋት እኳ እንተኾና ኣብ ሽወደን ግና ጥርጣረታት ከም ዘለወን ድማ ተሓቢሩ። ሽወደን 30 ሽሕ ሕሙማትን ኣስታት 4000 ምዉታትን ለበዳ ኮሮና ምምዝጋባን እዚ ድማ ናይዘን ሰለስተ ሃገራት (ኣይስላንድ፥ ዴንማርክን ፊንላንድን) ሕሙማት ሰለስተ ዕጽፊ ምዃኑን እቲ ቀንዲ ምኽንያት …

Read More »

ብዙሓት ወጻእተኛታት ኣብ ሽወደን ተዓጊቶም ኣለዉ ተባሂሉ።

ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናን ንሱ ዘምጽኦ እገዳ ጒዕዞን ኣብ ሽወደን ተዓጊቶም ምህላዎም ኣመልኪቶም። እቲ ምምሕዳር ናይ በጻሕቲ ቪዛ ናይ ምንዋሕ ሕቶታት ምብዝሖም ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ’ላ። ፈረንሳዊ ኣብ ሰርከሰ ዝነጥፍ ኒኮላስ ፖካ ዝርከብዎም ብዙሓት ስደተኛታት ምህላዎም ጸብጻብ እታ ሬድዮ ኣመልኪቱ’ሎ። ፖካ ኣብ ካናዳ ዝነብርን ዝሰርሕን ሰርከሰኛ ኮይኑ” ካብዚ ዘለናሉ ማሕዩር እንወጸሉ እንኮ መንገዲ ምስ ኤምባሲ …

Read More »

ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ብ ክፍሊ ኢመግረሽን ዝውሃብ መንበሪ ፍቓድ ኣመልኪተን ርሱን ክትዓት የካይዳ ምህላወን ተገሊጹ።

 እቲ ቅድሚ ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ሽወደን፣ ኩለን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝርዕማሉ ፖሊሲ ኣብ ሕቶ ኢመግረሽን ንኽህሉ ብዝብል ዕላማ፣ ንኽትዕ ናብ ባይቶ ሽወደን ዝቐረበ ርእይቶ ኣብ ኢድ እቲ ናይ ኩለን ርእይቶ ኣብዚ ጉዳይ ጠሚሩ ከቕርብ ዝተመደበ፣ ኮሚተ ኢመግረሽን ሰፊሕ ክትዕን ናይ ሓሳብ ግጭትን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ኣገልግሎ ዜና ተተ ንቡዙሓት ኣባላት እቲ ኮሚተ ብምዝርራብ፣ ዝዘርግሖ ዜናዊ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ገለ ካብቲ ናብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com