Friday , May 17 2024

ካብዝን ካብትን

ሽወደናዊት ምምሕዳር፡ ንዝጓሓፉ ናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ፡ ደጊማ ንኸተመስርሕ (återvinna)፡ መጽናዕቲ ጀሚራ

ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለምና፡ ህዝቢ ሽወደን ውን ንዝተጠቀመሎም ናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ ናብ ሽቓቕ ምድርባይ ልምዲ ኣለዎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ እቶም ናይ ማይ ረሳሕ መስመራት፡ ብናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ፡ ዝዕበሱን ዝጽለዉን ስለዘይኮኑ እዮም። ይኹን እምበር፡ እዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዝጓሓፋት፡ ኣካባብያዊ ብከላ ዝፈጥሩ ምዃኖም ዝሰሓት ኣይኮነን። ነዚ ምርኩስ ብምግባር እያ እምበኣር፡ ምምሕዳር ከተማ ትራኖስ (Tranås)፡ ንዝጓሓፉ ናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ፡ ደጊማ ከተመስርሕ ዘኽእላ መጽናዕቲ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 25 November 2020

Read More »

“ወጽዓ’ታ ህጻን” ዘርእስታ መጽሓፍ ክትገዝኡ እትደልዩ ሰባት፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ

 ቴለ 0046765918587         0046764016638 Facebook. Tsegabrhan Goitom             Email. Tsegish52@gmail.com                                www.Emkulu.com

Read More »

ዲየጎ ኣርማንዶ ማራዶና ዓሪፉ

ኾኾብ ተጻዋታይ  ኩዑሶ እግሪ ዓለምና፡ ኣርጀንቲናዊ፡ ዲየጎ ኣርማንዶ ማራዶና ብሰንኪ ወቕዒ ልቢ፡ ኣብ መበል 60 ዕድሚኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣብ ምጅማር ናይዚ ወርሒ፡ ድኻምን ሞራል ምውዳቕን ተሰሚዕዎ ናብ ላ ፕላታ ዝበሃል ሕክምና ድሕሪ ምኻድ፡ ብሓካይም መርመራ ተገይርሉ። ኣብ ሓንጎሉ ደም ረጊኡ ከምዘሎ፡ ድሕሪ ምሕባር ድማ ዕዉት መጥባሕቲ ተገይርሉ ብምቕጻል ድማ ካብቲ ሕክምና ከም ዝወጸ ተሓቢሩ ነይሩ። ኣብ ሰሜን ቦነስኣይረስ …

Read More »

ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ንግብረ ሽበራ ዝድግፉ ጽሑፋትን ስእልታትን ምዝርጋሕ፡ ከም ገበን ክቑጸር፡ ይጠልብ

ንግብረ ሽበራውያን ማሕበራት ዝድግፉ ጽሑፋትን ስእልታትን ምዝርጋሕ፡ ከም ገበን ክቑጸር ከምዝግባእ፡ ዓቃባዊ ሰልፊ ጠሊቡ ክብል መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ሓቢሩ።  ኣንጻር “ፖለቲካዊ እስልምና” ንቃለስ፡ ዝብል ምሉእ ሓሳብ ዝሓዘ መልእኽቲ፡ ሓላፊ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ ክሪስተርሾን፡ ኣብ ናይ ትማሊ ዓምዲ ናይ ጋዜጣ ዳግኒዝ ነሂተር ከምዝጸሓፈ ይፍለጥ። ብኻልእ ወገን፡ ኣንጻር ንግብረ ሽበራ ዝድግፉ መልእኽታት ዝዘርግሑ ሰባት፡ ከምቲ ኣብ ልዕሊ ጸጥታ ሃገር ገበን ዝፈጸመ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 23 November 2020

Read More »

መጠንቀቕታ ካብ ኣገልግሎት ፖስታ ፖስትኖርድ (PostNord)

ኣገልግሎት ፖስታ ፖስትኖርድ፡ ንኹሎም ዓማዊሉ ከምዚ ክብል ናይ መጠንቀቕታ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ። ብስም ኣገልግሎት ፖስትኖርድ፡ ብመንገዲ ደብዳቤታት ይኹን ብኤሌክትሮኒካዊ መልእኽታት ኣቢሉ፡ “ ዝመጸ መልእኽቲ ስለዘሎካ፡ ከይከፈልካ ክትቅበሎ ኣይትኽእልን ኢኻ” ዝብል ሓበሬታ ዝሓዘለ መልእኽቲ ይስደድ ኣሎ። እንተኾነ ግን፡ እዚ መልእኽቲ’ዚ፡ ካብ ኣገልግሎት ፖስታ ፖስትኖርድ ከምዘይኮነ እንዳ ሓበርና፡ ዓማዊሉ፡ ካብ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ መስርሕ ምትላል፡ክጥንቀቑ ከምዘለዎም ኣዘኻኺሩ። ከምዚ ዓይነት መልእኽቲ እንተድኣ መጺኡ፡ ናብ …

Read More »

ብኤርትራዊ ስነ ጥበበኛ ዝተጻሕፈት ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ሃገረ ሽወደን ተመሪቓ

ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሰት “ወጽዓ’ታ ህጻን” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ፡ ብቐዳም 21 ሕዳር 2020 ኣብ ከተማ ኡምዮ ሃገረ ሽወደን ተሓቲማ ብወግዒ ተመሪቓ። እዛ 184 ገጻት ዘለዋን ብደራሲ ጸጋብርሃን ጎይትኦምን ዝተደርሰት መጽሓፍ፡ ብምምሕዳር ኡምዮ ኮመን ተመዊላ እያ ንሕትመት በቒዓ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ነታ መጽሓፍ ተመልኪቱ ኣብ ዝቐረበ ገምጋም “ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ነቲ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝቢ ቛንቅኡን ባህሉን ኣብ ምዕቓብ ልዑል ተራ ይጻወቱ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም: ብኣማኒኤል ሳህለ በይንኻ ምንባር (The Lone Wolf)

ኣሪስቶትል እተባህለ ግሪኻዊ ፈላስፋ፡ ንሰብ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ገይሩ ይጠቕሶ። ሰብ ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን’ዩ ማለቱ እዩ። ባሕታውያን ርእዩ ዘይፈልጥ ኮይኑ ደኾን ይኸውን? ኣሪስቶትል ከምዚ ምባሉ ግን፡ ናይ ወድሰብ ሓፈሻዊ ባህርያት ከመልክት ስለ ዝደለየ ደኣምበር ጠፊኡዎስ ኣይመስለንን። ስልጣኔ ንኺመጽእ፡ ወድሰብ ከኣ ብሓሳብን ብግብርን ንኺምዕብል፡ ማሕበራውን ሓባርውን ናብራ ግድን እዩ። ንበይንኻ ነቢርካ እተፍርዮ ነገር የልቦን። ኩሉ ሰብ ግን ሕደ ኣይኮነን። ካብ ሰብ …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ Adjektiv . . . ቅጽል SFI B-C

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com