Thursday , May 16 2024

ካብዝን ካብትን

ኣዕኑድ ምዉቕ ሓዳር።

ሎሚ ካብ ማንም ንላዕሊ ዝምድና ሓዳር ሓያል ስራሕ ዘድልዮ ኮይኑ ይርከብ ኣሎ። ዝበዝሑ ሓደስቲ መጻምዲ፡ ሕጕስን ነባሪን ዝምድና ክህልዎም’ዮም ዝምነዩ። እንተኾነ፡ ‘ኣደኻ ከምዝለኣኸትካ ዘይኮነስ ዕዳጋ ከምዝጸንሓካ’ዩ” ከም ዝበሃል፡ እቲ ዝደልዩዎን ዝምነዩዎን ኩሉ ግዜ ግብራዊ ኮይኑ ኣይረኽብዎን። እቲ ምንታይ፡ ሕጕስ ሓዳር ብድሆታትን ጸገማት ሰሪርካ ዝብጻሕ መስርሕ ብምዃኑ። መጻምዲ ቀለልቲ መምርሒታት ተጠቒሞም ዝምድና ሓዳሮም ትርጉም ዘለዎ፡ ሓጎስ፡ ፍቕሪን ቀጻልነትን ዘለዎ ክገብሩዎ ይኽእሉ’ዮም። …

Read More »

ምስትንታን ጭንቀት ከምዘፋዅስ ተገሊጹ

ንገዛእ ርእስኻ ኣብ ቅልል ዝበለ ኣስተንትኖ ምስታፍ፡ ምልክታት ጭንቀትን ሻቕሎትን ከምዘጕድል ሓዲሽ መጽናዕቲ ኣረዲኡ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቲ መጽናዕቲ፡ መዓልታዊ ንዓሰርተ ደቒቕ ኣስተንትኖ ምግባር ንዝነበረካ ጭንቀት ኣዝዩ ከምዘጕድሎ’ዩ ተገሊጹ ዘሎ። ናይ ምጭናቕ ጸገማት ክበሃል ከሎ፡ ብተደጋጋሚ ዝርአ ምስልቻውን ሻቕሎትን ከምኡ ድማ፡ ብብዝሒ ዘጋጥሙ መሰረት ዘይብሎም ሓሳባትን ብዛዕባ መጻኢ ፍርሒን ከምዘጠቓልል ክኢላታት ይገልጹ። ነቲ መጽናዕቲ ዘካየዱ ካናዳውያን ተመራመርቲ፡ ኣብ ሂወት ሓደ ካብ …

Read More »

ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ

ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ ሓደ ካብ ዓይነታት ፍርሂ ወዲ ሰብ ኢዩ። እዚ ዓይነት ፍርሂ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዘጋጥም ፍርሂ ኰይኑ ዝተወሳሰበ ኣሉታዊ ኵነት ኣእምሮ ዝፈጥር ክስተት ኢዩ። ካብቲ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዘጋጥም ፍርሂ ዓይነት ሰብ – . ኣብ ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ  . ንጋሻ ሰብ ሰላም ኣብ እትብለ . ኣብ ዕዳጋ  ሓደ ሰብ ብሕማም ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ ኣብ ኣዝዩ ወጣሪ ኵነት እንተኣትዩ መብዛሕትኡ ግዜ …

Read More »

ጥቕምታት ጥረታት

ጥረታት ምምጋብ መወዳእታ ዘይርከቦ ጥዕናዊ ረብሓታት ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣብ ጥረታት ትሑት ዓቐን ስብሒ፡ ምንጪ ፕሮቲን፡ ኣኻል ታርፍ ጽሕጎ፡ ቪታሚናትን ማዕድናትን ብብዝሒ ይርከቡ። ብመንጽር ዋጋ እንተመጺእና እውን ኣመና ሕሱራት’ዮም። ስለዚ ጥረታት ምስ ፍረታትን ኣሕምልትን ካብ’ቶም ንመዓልቲ 5 ግዜ ክብልዑ ዘለዎም መግብታት ይሰራዕ። ጥረታት ዝበሃሉ ባልደንጓ፡ ዓተር፡ ኣዳጉራ፡ ዓይኒ ዓተር፡ ብርስንን ፋጆሊን የጠቓልል። ጥረታት ንምንታይ ንበልዕ? ጥረታት ቀንዲ ምንጪ ፕሮቲን’ዮም። እዚ ነቶም …

Read More »

ብዘዐባ ማህተማ ጋንዲ

ማህተማ ጋንዲ፡ ቀንዲ ስሙ ሞሃንዳብ ካራምቻንድ ጋንዲ እዩ። ማህተማ ጋንዲ፡ ኣብታ ንኽብሩ ተባሂላ ብ “ራኪንድራናዝ ታጎረ” ዝተደርሰት ፊልም እዩ፡ “ማህተማ” ማለት “ዓቢ መንፈስ” ዝብል ስም ዝተዋህበ። ጋንዲ፡ ኣብ ህንዲ ብ “ባፑ” ማለት ኣቦ ዝብል ስም እዩ ዝፍለጥ። ማህተማ ጋንዲ፡ ብ2 ጥቅምቲ 1869 ኣብ ወደባት ከተማ ፓርባንዳር – ኣብዚ ሕጂ እዋን ብ ጉጃራት ትፍለጥ ከተማ ህንዲ ተወሊዱ። ኣብ ግንቦት 1883፡ ወዲ …

Read More »

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን

ሎሚ  1 October ዓለምለኻዊ መዓልቲ ቡን እዩ ፡ ኣብ  ሽወደን 29 september .ቡን ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከፋ ኣብ ዝተባህለ ከተማ ብሓደ ጓሳ ከምዝተረኸበ ይፍለጥ። እቲ ኮፊ ዝብል ሽም ድማ ካብ ከፋ ዝብል ቃል ከምዝረኣመ ይፍለጥ። ብደረጃ ዓለም ምሒር ሰተይቲ ቡን ተባሂሎም ዝፍለጡ ህዝብታት ፊንላንድ፡ ኖርዌይ፡ ኣይስላንድ፡ዴንማርክን ኔዘርላንድስ ምኳኖም wikipedia ብተርታ ይጠቅስ።

Read More »

ወርሒ ጽገረዳ

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ ጥቅምቲ ኣፍልጦ ሕማም መንሽሮ ጡብ ንምዕባይ ጎስጓስ ዝኻየደሉ ወርሒ ኾይኑ ይዝኸር። ወርሒ ጥቅምቲ ምስዚ ብዝተሓሓዝ ወርሒ ጽገረዳ ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ።

Read More »

ሞጎሳን መቅጻዕትን ንቆልዑ

ቖልዑ ጹቡቕ ዝኮነ ጠባይ ኣብ ዘንጸባርቐሉ ብጉቡእ ኪንምግሶም ይግብኣና ብተወሳኪ ኩሙ እይነት ጠባይ ቐጻሊ ንከንጻባሪቁ ከነተባብዕም ኣሎና። ብኣንጻሩ እንተ ዲኣ ዘይስነ ምግባራዊ ወይ ገጋ ዝኮነ ጠባያት ኣንጸባሪቆም ኪንእርሞምን ኪንቀጽዕምን ይግብኣና። ግን ከመይ ገርና ኣገባብ ዝሓለወን ዝበለጸን መንገድታት ሞጎሳ ወይ መቕጻዕቲ ነተግብሮም። ሞጎሳ ንቆልኡ ኣብ ሓፈሻዊ ዕበት ናይ ቆልዑ ሞጎሳሳ ወይ ኣድናቆት ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። ከምኡ እዉን ናይ ቖልዑ ኣእምሮ ንሞጎሳ …

Read More »

ፈላሚት ሽወደናዊት ጓል ኣነስተይቲ ናብ ጠፈር ትውንጨፍ።

ትማሊ ሮቡዕ ጀሲካ መይር ዝተባህለት ቀዳመይቲ ሽወደናዊት ጛል ኣንስተይቲ ናብ ህዋ ብምውንጫፍ ስማ ኣብ ክብረ ወስን ሽወደን ኣመዝጊባ። ጀስካ መይር ትማሊ ሮቡዕ ድሕሪ ቀትሪ ብ ሩስያዊት ስዩዝ ዝተባህለት ሳተላይት ተሰንያ ካብ ካዛኺሳታን ብምውንጫፍ እያ ናብ ዓለም ለኸ ናይ ጠፈር ማእከል ተላኢኻ ዘላ።  እዛ ተወላዲ ቬስትሮስ ዝኾነት ጀሲካ መይር  ማሪን ባይሎጂስት ዘጽንዔት ኮይና ድርብ ናይ ኣመሪካ ዜግነት እውን ዘለዋ እያ። በዚ …

Read More »

ምስጢር ዓወት

ኣብ ሂወትካ ዕዉት ንምዃን እተካይዶ ጻዕሪ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ድቃስ ጠቓምን ኣገዳስን ምዃኑ ኣብ ግምት ብምእታው፡ እኹል ሰዓታት ደቅስ። እዚ ሓደ ወፍሪ ካብቲ ንሂወትካ ኣፍራይን ብሉጽን ክትከውን ዝሕግዘካ መስርሕ እዩ። ሓደ እኹል ሰብ ካብ 6 ክሳብ 8 ሰዓታት ምስ ዝድቅስ ንጥዕናኡ እኹል እዩ። ንግሆ ካብቲ ቀጻሊ እትትንስኦ ሰዓታት ሓደ ሰዓት ቀዲምካ ተንስእ። እዚ መስርሕ ን21 መዓልታት ፈትኖ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com