Saturday , May 11 2024

ዜና መጽሄት

ዜና መጽሔት News Magazine 01 ጥቅምቲ 2020

ናይዚ ሰሙን እዚ መደብ ዜና መጽሔት ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት የተኩር፣- 1 . ንሓደሽቲ ተጣየስቲ ሓተቲ ዑቕባ ማለት ኣብ ናይ ምጥያስ ፕሮግራም ንዘሎዉ ተባሂሉ ብምምሕዳራት ናይ ዝዋሃብ ግዚያዊ መንበሪ ገዛዉቲ ብዝምልከት። ዘሎዎ ትርጉምን ሕጋዉነቱን ። 2 . ንምዝዋር መኪና ፍቓድ ንምዉጻእ ኣብ ዝግበር ናይ ክልሰ ሓሳብ ፈተና ካብ ሕጊ ወጻኢ ንዝግበሩ ኣገባባት ብዝምልከት ዝቐረ ሓድሽ እማመ ሕጊ ብዝምልከት። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ …

Read More »

ዜና መጽሔት ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ዜግነትን News Magazine 26 ሓምለ 2020

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 15 ሓምለ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን እገዳ መገሻን ዘተኮረ እዩ ።

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 15 ሓምለ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን እገዳ መገሻን ዘተኮረ እዩ ።

Read More »

ዜና መጽሄት News Magazine 31 May 2020

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ብዝምልከት፣- 2. ኣብ እዋን ኮቪድ 19 ዘሎ ዕድላት ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክማሃሩ ንዝደልዩ ሰባት ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዕድላትን ትርጉሙን፣-  ኩሎም መደባትና ብዝተሳለጠ መገዲ ማለት ዝስማዕ ዝራኣይ ዝንበብ ፈነወታት ኣልኮምፒስ ብሓደ ንምክትታል ዘኽእልኩም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣብ (Googole Play store ) ኣቲኹም …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 17 ግንቦት 2020

ዛዕባ ሎሚ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ባይቶ ሽወደን ዘካትዕ ዘሎ ኣርእስቲ ናይ ኢምግራሽን ኢዩ ። – ብዛዕባ ሓደሽቲ መደባት ኣብ ኣልኮምፒስ ምስ ምምስራት ሓድስ ኣፕ #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 8 ግንቦት 2020

ፈተና ምዝዋር መኪና ብትግርኛ – ምንዋሕ ዳግመ ምሕታት ዑቕባ ኣብ ሽወደን #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 24 ሚያዝያ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ኣልኮምፒስ መደብ ትግርኛ ዘተኣታተዎ ሓደሽቲ ነገራትን ከምኡውን ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን ስራሕን ዘተኮረ እዩ ።

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 9 ሚያዝያ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣ እብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ዘተኮረ እዩ ። 1. ብዛዕባ ኣብ ኢምግርሽን ዝወጸ ሓድሽ ሓበሬታ 2 ብዛዕባ ስካት ዝውጸኦ መጠንቀቅታ በጻሕቲ ናብ ሽወደን 3.ንመንግስቲ ሕድሽ ተዋህቦ ስልጣን

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 4 ሚያዝያ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣ እብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ዘተኮረ እዩ ። 1. ብዛዕባ እዚ ዘሎ ህሉው ክኖታት ናይ ክሮና ቪሩስ ሓደገኛ ምዕባለታቱ ! 2. መብርሂ ብዛዕባ መደባት ኣልኮምፒስ ትግርኛ !

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com