Friday , May 17 2024

ገበን

ኣመሪካዊ ሙዚቀኛ ራፕ ኣብ ስቶክሆልም ተኣሲሩ!!

ኢሳቕ ሮኪ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ናይ ራፕ ሙዚቃ ተጻዋታይ ኣብ ስቶክሆልም ድሕሪ ዝተኸስተ ኣምባጓሮ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትይ ተባሂሉ። ድሕርዚ ፍጻመ ድማ ብዙሓት ሙዚቀኛታት ራፕ ደገፎም ኣብ ምግላጽን ክፍታሕ ኣብ ምሕታትን ይርከቡ። ዝሓለፈ ዓርቢ ቤት ፍርዲ ሮክ ኣብዚ እምባጓሮ ኢድ ኣለዎ ዝብል ጠርጠራ ከም ዘለዎ ብምግላጽ ጉዳዩ ክሳብ ዝረአ ኣብ ማእሰርቲ ክጸንሕ ምውሳኑ ተፈሊጡ። እንተነውሐ ክሳብ 19 ሓምለ ክጸንሕ ከም ዝኽእል …

Read More »

ፖሊስ ጀርመን ዕጸፋርስ ዝነግድ ዝዓበየ ናይ ኦንላይን መርበብ ይረኽቡ!!

ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ 11 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። በዓልመዚ ፖሊስ ፈደራል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ብዓርቢ ነዚ ስርሒት ምክያዶምን ነቲ ቤትመድሃኒት ክዕጾ ምግባሮምን ገሊጾም። ኣብዚ እንዳ መድሃኒት ከምኒ ኮኬይንን ሄሮይንን ዝመሰሉ ከበድቲ ዕጸፋርስ ይሽየጡ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣመልኪቱ።

Read More »

ሽወደን ዓሌታውያን ውድባት ክትእግድ መደብ ከም ዘለዋ ገሊጻ!!

መንግስቲ ሽወደን ካብ ሓሙስ ሓምለ 4 ጀሚሩ ንዓሌታውያን ውድባት ዝእግድ ሓድሽ ኣዋጅ ንምጽዳቕ ኣብ ምሽብሻብ ከም ዝርከብ ተገሊጹ። ሓደስቲ ኣዋጃት ምስ ዝወጹ መንግስቲ ብመሰረት ቅዋማዊን ሕጋዊን ውድዓዊ ኲነታት ኮሚተ ብምምስራት ነቲ ጒዳት ከም ዘጽንዖን ንዝስዕብ ምርጫ ከም ዘቕርቦን ይፍለጥ። ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ናዚን ካልኦት ዓሌታውያን ሰልፊታትን ኣብ ሽውደን ክነጥፉ ምጽንሖም ይንገር። እዞም ሰልፊታት ንናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ብምምዝማዝ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት …

Read More »

ሓንቲ እተሓጀበት ጓለንስተይቲ ኣብ ጎደና ማልም ሓደ ሰብኣይ ቱፍ ከም ዝበለላ ትኸስስ!!

ሓንቲ እተሓጀበት ጓለንስተይቲ ኣብ ማልም ብሓደ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝወረዳ ገሊጻ። ንሱ ኣብ ገጻ ምራቑ ከም ዝተፍኣላ ኣፍቶንብላዴት ንንባብ ኣብቂዑ። እዛ ራቢኒጃር ዝስማ ጓል 24 ዓመት መንእሰይ ብረቡዕ ናብ ስርሓ እናኸደት እዩ በዚ ዛጊት መንነቱ ዘይተፈልጠ ሰብ መጥቃዕቲ ኣጓንፍዋ። “ኣብ ገጽ ጓለንስተይቲ ጡፍ ምባል ፍጹም ነውሪ እዩ” ክትብል በዓልቲ ሞያ ጥዕና እቲ ከባቢ ነታ ጋዜጣ ገሊጻ’ላ። እቲ ሰብኣይ ንንውሕ ዝበለ …

Read More »

ብሕቡእ ኣልኮላዊ መስተ ናብ ሽወደን ከስግር ዝተታሕዘ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ!!

ኣስታት 9800 ሊትሮ ኣልኮላዊ መስተ ሒዙ ብሕቡእ ካብ ጀርመን ናብ ሽወደን ክስገር ዝተትሓዘ ሰብ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እዚ ወዲ 47 ዓመት ዝኾነ ሰብዓይ ኣብ  ኦረሱንድ  መስጋገሪ ድልድል  ደንማርክን ሽወደንን ዝተታሕዘ  ኮይኑ ቅድሚ ሕጂ ውን ብዝተፈላለየ ዓይነት ክሲ ቀሪቡ ዝፈልጥ እዩ። ወሃቢ ቃል ከፍሊ ጉምሩክ ሽወደን ኣብዚ ሃቦ ሓቤረታ እዚ ሰብ ኣብ መኪና ሓቢኡ ፈስታ ኣለኒ ብዝብል ምኽንያት እዩ ሓቢኡ …

Read More »

ፖሊስ ጀርመን ዕጸፋርስ ዝነግድ ዝዓበየ ናይ ኦንላይን መርበብ ይረኽቡ!!

ድሕሪ ናይ ብዙሕ ኣዋርሕ መርመራ ፖሊስ ጀርመን ነዚ ዝዓበየ ኦንላይን ናይ መድሃኒት መሸጣ ዝረኸቡ ኮይኖም ምስዚ ብዝተሓሓዘ 11 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። በዓልመዚ ፖሊስ ፈደራል ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ብዓርቢ ነዚ ስርሒት ምክያዶምን ነቲ ቤትመድሃኒት ክዕጾ ምግባሮምን ገሊጾም። ኣብዚ እንዳ መድሃኒት ከምኒ ኮኬይንን ሄሮይንን ዝመሰሉ ከበድቲ ዕጸፋርስ ይሽየጡ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣመልኪቱ።

Read More »

ፖሊስ ዕርቃኑ ዝተራእየ ሰብ ይኣስሩ!!

ፖሊስ ኣብ ገምገም ሳኩና ዕርቃኑ ንዝተራእየ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም። እዚ ሰብኣይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ገምገም ባሕሪ ሎማስትራንድርን እዩ ዕርቃኑ ተራእዩ። ብዙሓት በጻሕቲን ፈተውቲ ባሕሪን ድማ ብባህርይ እዚ ጻዕዳ ቆብዕ ጥራይ ወድዩ እተራእየ ሰብኣይ ባህ ከም ዘይበሎም ገሊጾም ኣለዉ። ፖሊስ ጻውዒት ተዘናጋዕቲን ፍርሂ ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምስምዖም ናብቲ ቦታ ብምብጻሕ ነዚ 57 ዝዕድሚኡ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም …

Read More »

ኣብ ሰሜን ስቶኮልም ሓደ ሰብ ተቐቲሉ!!

ትማሊ ሰንበት ምሸት ኣብ ሰሜን ከተማ ስቶኮልም ከባቢ ሰሎንትና ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ገበነኛታ ዝተገብረ ናይ ቶክሲ ልውውጥ ሓደ መንእሰይ ክቖስል ከሎ ካልእ መንእሰይ ድማ ኣብ ሆስፒታል ምስ በጽሔ ሂወቱ ሓሊፋ። ኣብቲ ቦታ ብዝሕ ዝበለ ናይ ቶክሲ ልውውጥ ከምዝነበረን፣ መበገሲን ቢዓልመን እንታይ ጉጅለ ገበነኛታትም ሙኻኖምን ምስቲ ኣቀደሙ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዝርኤ ዘሎ ተመሳሳሊ መቕተልቲ ምትእስሳር ኣለዎ ዶ ንምፍላጥ ፖሊስ ኣብ መርመራ …

Read More »

ብስርቂ ኮራኹር ኣኽላባት ን 5 ዓመት ይፍረድ!!

ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት ማእሰርቲ ተበይንዎ። እዚ 27 ዓመት ዝዕድሚኡ መንእሰይ ንመምህሩ ኣካላዊ ማህሰይቲ ብምውራድ እዩ ኣብቲ ራስያ ተዋፊሩ። እዚ ፍጻመ ኣብ ወርሓ ጥሪ ዝተፈጸመ ኮይኑ ገበነኛ ንመምህሩ ብምጥቃዕን መሓውራ ብማእሳርን እዩ ነቲ ስርቂ ምስ ብጾቱ ኮይኑ ፈጺምዎ። እታ ኮራኲራ እተመንዝዐት መምህር ናይ ምሰናግለ መስበርቲ ከም ዘጋጠማን …

Read More »

ኣብ ደንማርክ ክልተ ዘጋታት ሽወደን ተቐቲሎም!!

ብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ኮፐን ሃገን ርእሰ ከተማ ደንማርክ ክልተ ዘግነት ሽወደን ዘለዎም ሰባት ተቀቲሎም ክብል ፖሊስ ደንማርክ ሓቢሮም ። ምስዚ ቅትለት ዝተኣሳሰር ኣብቲ ከባቢ ሓንቲ ኣውዲ ዝዓይነታ መኪና ከምዝነብረት ን ኣብ ምኽትታላ ከምዘለዉ ወሲኹ ጸብጻብ ፖሊስ ይሕብር። ናይ መንነት ኣስማት መወቲ ካብ ምግላጽን ኮነ ን ቀረባ ቤተ ሰብ ካብ ምሕባር ዝተቖጠቡ ፖሊስ ደንማርክ ብቀረባ ምስ ፖሊስ ሽወደን ብምትሕብባር …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com