Sunday , May 19 2024

ዜና

ሎቪን፡ ኣብ ምሉእ ሂወተይ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ እዋን ቅንያት ክሪስትማስ፡ ሰባት ናብ ዕዳጋታት ብምኻድ ሸመተ ንኸየካይዱ ተላብዩ ክንሱ፡ ብገዛእ ርእሱ ኣብ ዱኳናት ክሽምት ከምተራእየን ከምሳዕቤኑ ድማ ነቐፌታታት ክዘንቦ ምጽንሑ ይዝከር። ንሱ፡ ኣብ ምሉእ ዕድሚኡ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን እየ ክብል ንስቱድዮ ስዊዲሽ ሞርኒን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። ኣነን ካልኦትን፡ ንጥፈታትና ብኸመይ መንገዲ ክንድርቶ ከምዝግበኣና ኣብ ቀጻሊ ሓሳብ ንርከብ። ካብ ቤተይ …

Read More »

ናይ ትራምፕ ገጻት ፌይስቡክ ክሳብ መወዳእታ ወቕቲ ፕረዚንድነቱ ክዕጾ ምኳኑ ተፈሊጡ

ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራንፕ እተነብረ እገዳ ፌይስቡክን ኢንስታግራምን ክሳብ ምሉእ ምስግጋር ስልጣን ሓድሽ ፕረሲደንት  ጆ ባይደን ማለት ብውሕዱ ንዝመጽእ ክልተ ሳምንታት ክናዋሕ ከም እተገብረ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ፌይስቡክ ማርክ  ዛከርበርግ  ገሊጹ። ፕረሲደንት ትራንፕ፡ ሕጋውን ሰለማውን ምስግጋር ስልጣን ከም ዘይደሊ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ዘጋጠመ ዘርዕድ ክስተታት ንባዕሉ መርኣያ እዩ ክብል ዛክበርግ ኣብ ዝሃቦ ቃል ገሊጹ። ኣብዚ ከምዚ ዝበለ ኩነታት፡ …

Read More »

ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

Read More »

Read More »

ቁጽሪ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ መንእሰያት፡ ኣሻቓሊ እናኾነ ይመጽእ ምህላዉ ተሓቢሩ

ብዙሓት መንእሰያት፡ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ከምተሃስዩ ይፍለጥ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 15 ክሳብ 24 ዓመት ዝርከቡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ መንእሰያት፡ 24.4% ( 143 ሽሕ) ምብጽሑ፡ እዚ ማለት ድማ፡ ኣብ መንጎ 4 መንእሰያት፡ ሓደ ስራሕ ኣልቦ ዝኾነ መንእሰይ ኣሎ፡ ማለት እዩ ክብል ሬድዮ ኢኮት ነቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ስታቲስቲክስ ሽወደን (SCB) ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቃልሖ ኣጋጣሚ …

Read More »

ቁጽሪ ናይቶም ብሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት፡ ብሓሙሽተ ወሲኹ

ትማሊ፡ ኣብ ሽወደን፡ ሓሙሽተ ሰባት በቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ዝስዕብ ምልክታት ዘርኣዩ ከምተረኽቡ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ። እዞም ሰባት እዚኣቶም፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን፡ ዝኾነ ዓይነት ናይ መገሻ ንጥፈታት ዘየካየዱ ምንባሮም ውን ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ መላእ ሽወደን፡ በዚ ሓድሽ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት፡ ቁጽሮም ናብ 17 ክብ ኢሉ ምህላዉ ጸብጻባት መርበብ ሓበሬታ ኤክስፕረሰን ይሕብሩ። እዚ …

Read More »

ኣብ ዓመተ 2020 ዝተዓደሉ ብዝሒ መንበሪ ፍቓድ ወረቕትን ሽወደናዊ ዜግነትን

ኣብ ዓመተ 2020፡ ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 88,814 መንበሪ ፍቓድ ወረቐት ከምዝሃበ፡ እዚ ድማ ካብቲ ኣብ ዓመተ 2019 ዝተዋሃበ ብዝሒ ፍቓድ ብ25% ( 29099) ምጉዳሉ ተፈሊጡ። ካብዞም ዝተዋህቡ ፍቓድ፡ እቶም 32379 ናይ ስራሕ ፍቓድ፡ 29468 ፍቓድ ምጥርናፍ ስድራቤትን 7189 ድማ ፍቓድ ዑቕባ ነይሮም። ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ዝሓለፈ ዓመት፡ ንመጀምርያ እዋን ክሳብ 12,991 ዝበጽሕ ጠለብ ሕቶ ዑቕባ ከምተቐበለ ይዝከር። ለበዳ …

Read More »

ኣብ ሽወደን፡ 40 ሽሕ ሰባት ክታበት ጸረ ኮሮና ከምተወግኡ ተፈሊጡ

 ኣብ ሽወደን፡ መስርሕ ክታበት ጸረ ኮሮና፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ምጅማሩ ዝዝከር ኮይኑ ክሳብ ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ዝነበረ ግዜ ኣስታት 40 ሽሕ ሰባት ከምተኸትቡ ሽወደናዊ ናይ መድሃኒት ኤጄንሲ ሓቢሩ ክብል መርበብ ሓበሬታ ተተ ኣቃሊሑ። ኣሉታዊ ጽልዋታት ናይቲ ክታበት ዝከታተል እቲ ኤጄንሲ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ዓሰርተ ዝኸውን ጉዳያት ከምተራእዩን ንሳቶም ድማ ፍኹስ ዝበሉ ምልክታት ኣብ ከባቢ ክታበት ዝተወግኡሉን ጸረ ኣካል ኣብ …

Read More »

ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ናይ ርሕቀት ኣገባብ ኣመሃህራ ክቕጽላ ምኻነን በዓል መዚ ጥዕና ኣፍሊጡ

ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ክሳብ ዕለት 24 ጥሪ፡ ናይ ርሕቀት ኣገባብ ኣመሃህራ ክቕጽላ ምኻነን በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ዕለት 7 ጥሪ ጀሚሩ፡ እዚ ሓድሽ ውሳነ፡ ግብራዊ ክኸውን በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና እንተኣፍለጠ፡ ሓለፍቲ ቤት ትምህርታት ብወገኖም፡ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺበሞ፡ ኣብ ክፍሊ ትምህርቶም ክቕጽሉ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ። ነቶም ኣብ ትምህርቲ ድኽመት ዘርእዩ ተመሃሮ ድማ ናብ ክፍሊ እንዳጸውዑ ተወሳኺ …

Read More »

ዓቢ ናይ ስራሕ ዕድል ንተዛረብቲ ቛንቛ ትግርኛን ዓረብን

International Organization for Migration (IOM) 40 ተሓጋገዝቲ ስደተኛታት ንሙቕጻር ይደልይ ስለዘሎ ኩሉኹም ነበርቲ ስዊድን ዝኾንኩም ነቲ ተሓቲቱ ዘሎ ረቛሒታት ተማልኡ ተኸታተልትና ነዚ ናይ ስራሕ ዕድል ክትጥቀምሉ ንሕብር። ክሳብ  17 ጥሪ  (ኣብ ውሽጢ መዓልቲ) ከተመልክቱን እዚ ዝስዕብ ኮድ FI10-CFCV-2020-01  ኣብቲ ምልክታኹም ክትጽሕፉ ትሕተቱ። ንዝያዳ መብርሂ ኣብዚ ጥብቆ ኣቲኹም ንላቦ። https://arbetsformedlingen.se/platsbanken/annonser/24454300 ናይ ስራሕ መድለይ ሰነዳትኩም ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ልኣኹ። iomhelsinkihr@iom.int ነዚ ስራሕ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com