Thursday , May 16 2024

ዜና

ሽወደን ኣብ ገበናት ግብረሸበራ እገዳታት ከተትርር እያ ተባሂሉ።

መንግስቲ፡ ሓገግቲ ኣካላት ሽወደን ብዛዕባ ግብረሽበራ ዝምልከት ዘለዎም ሕጋዊ ትሕዝቶ ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብዚ ሰሙን ርእይቶ ክህበሉ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብመሰረት መራኸቢ ብዙሓን ሽወደን እዚ መርመራ ሰለስተ ዝተፈላለያ ሕጋጋት ናብ ሓደ ሕጊ ጸረ-ግብረሽበራ ከወሃህድ እዩ። እዚ መርመራ ኣብ ለካቲት 2017 እዩ ጀሚሩ። ቅድሚዚ ዓመት ሕጊ ግብረሽበራ ሽወደን “ሕንክርክር ዝበለን ዘይትግበርን እዩ” ዝብል ተሪር ተቓውሞታት ብምብዝሑ እዩ መንግስቲ ናብዚ መርመራ ክኣቱ ተቐሲቡ። ሓላፊ …

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 28 ጥሪ 2019

Read More »

ዕጫ 5ይ ዙርያ ኤፍ.ኤ.ካፕ ቸልሲ ምስ ማን ይናይትድ የራኽብ!

ኣብ ናይ ሎሚ ዕጫ 5ይ ዙርያ ኤፍ.ኤ.ካፕ ንዓበይቲ ጋንታታት ቸልሲ ምስ ማን ይናይትድን ብምርኻቡ ኣቃልቦ ኣፍቀሪ ስፖርት ስሒቡ ይርከብ። ማን ዩናይትድ ብ ኣላይነት ሶልሽየር ን ቕድሚት ናብ ዋንጫ  ዶ ወይስ ጉዕዞ ነታ እንኮ ተማዕድዋ ዋንጫ ትግታእ ዝምልስ ጸወታ ክኸውን እዩ። ዝተርፈ ዕጫ ከምዚ ማለት ብሪስቶል ሲቲ ምስ ካብ ዎልቭስ ወይ ሸረውስበሪ ታወን ዝሰዓረትኤፍ ሲ ዊምበልደን ምስ ሚልዋልዳንካስተር ምስ ክሪስታል ፓልስካብ …

Read More »

ጾታዊ ገበን ብምፍጻም እተጠርጠሩ ዶክተር ካብ ስራሕ ይስጐጒ።

ትካል ክንክን ጥዕና TT Sodersjukhuset ኣብ ክረምቲ 2018 ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሓደጋ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ ንዝበለቶ ዶክተር ካብ ስራሕ ኣባሪራ’ላ። እዚ ዶክተር ኣብ 2016 እውን ብተመሳሳሊ ተግባር ተጠርጢሩ ኣብ መርመራ ምጽንሑ ይፍለጥ። ፕረሲደንት ሆስፒታል Mikael Runsio “ቅድሚ ሕጂ ጥርዓንኩም ኣብጺሕኩም ክንሰምዓኩም እናተገባኣና ብምግንጓይና ብዙሕ ይቕሬታ ንሓትት” ኢሉ’ሎ። ኣብቲ ጸብጻብ ቅድሚ ሕጂ ብከቢድ ገበን እተወንጀለ ሰራሕተኛ’ውን ካብ ስራሕ ክሰናበት ተጌሩ ኣሎ …

Read More »

ቓኒ ምስ ጣሊባን ኣብ ዙርያ ጠረጴዛ ክዛተ ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ።

ጣሊባን ምስ መንግስቲ ካቡል ብዛዕባ ሰላም ክዛተዩ ቅሩብነት ከርእዩ ይግባእ ክብል ፕረሲደንት ኣፍጋኒስታን ኣሽራፍ ቓኒ ተዛሪቡ። ቓኒ ነታ ቀንዲ ፖለቲካዊ መዋገዪ ዛዕባ ጣሊባን ኣመልኮቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ መንግስቱ ኣብ ዝተናውሐ ግዜ ወተሃደራት ወጻኢ ኣብ ሃገሩ ክሰፍሩ ከም ዘይደሊ ንተሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ’ሎ። እዚ ጻውዒት ሰላም ዝመጸ መንግስቲ ኣመሪካን ጣሊባንን ኣብ ቐጠር ንሽዱሽተ መዓልቲ ድሕሪ ምዝታዮም እዩ። መንግስቲ …

Read More »

ተዂሲ ኣብ Tensta ስቶክሆልም

ኣብ Tensta ስቶክሆልም ድሕሪ ዘጋጠመ ተዂሲ ሓድ ሰብኣይ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ። “ኣብቲ ቦታ ተዂሲ ብዙሕ ወፍሪ ፖሊስ ጌርና ኣሎና” ትብል ሓላፊት ፖሊስ እቲ ዞና ዝኾነት Sylvia Oldin። ፖሊስ ብዛዕባ እቲ ኲነታት ብዙሓት ሰባት ኣብ Tensa ተዂሲ ምስምዕም ድሕሪ ምሕባሮም ሰንበት ኣጋ ፍርቂ ለይቲ እዮም ፈሊጦም። “ናብቲ ቦታ ምስ በጻሕና ሓደ ህሱይ ሰብ ኣብ መሬት ወዲቑ ጸኒሑና” ትብል Sylvia Oldin። እቲ …

Read More »

በዓል መዚ ኢመግረሽን መስመር ቴለፎን ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ።

በዓል መዚ ኢመግረሽን ተጨውዩ ዝነበረ መስመር ቴለፎን ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ንዝተፈጥረ ቴክንካዊ ጸገማት ይቅረታ ብምሕታት ንትዕግስቲ ተገልገልቲ ኣመስጊኑ።

Read More »

መስመር ቴለፎን በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ተጨውዩ።

ናይ ኢንተርነት ሌያቡ ናብ ስርዓተ መራኸቢ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን ሴሮም ምእታዎም ተገሊጹ። ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ብዘይተፈልጡ ሌያቡ ድሕሪ ምኽፋቱ እቲ ትካል ምስ ማእከላይ መደብር ምርኻብ ኣጸጋሚ ኮይንዎ ምህላዉ ተገሊጹ። ብመሰረት መራኸቢ ብዙሓን ሽወደን ናብቲ ትካል ምስ እትድውል” ኣብ ክንዲ’ቲ ንቡር ወግዓዊ መልሲ “ኢንዓል (መርገም ምኻኑ እዩ) ኢሚግሬሽን ሽወደን” ዝብል ድምጺ እዩ ዝቕበለካ። “ስለምንታይ እዚ ነገር ኮይኑ ክፈልጡ ብዙሓት ናይ …

Read More »

ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ውርጪ ይወድቕ ምህላዉ ተገሊጹ።

ዋላኳ ወቕቲ ሓጋይ እንተሃለወ ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ውርጪ ይወድቕ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ዞባታት ደቡብ ዝመክኽ በረድ ብቕጽበት ከም ዝበርድ፥ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ እምባታት Naimaka ትማል ለይቲ እቲ ዝተሓተ መጠን ዛሕሊ ማለት ኣሉታ 39.3 ተመዝጊቡ ምህላዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት ማእከል ሜትሮሎጂ ውርጪ ክሳብ ጽባሕ ምውዳቕ ክቕጽል እዩ። ኣብቲ ኣዝዩ ቈራሪ ሰሜናዊ ዞባ ምንም ውርጪ የለን። ኣብ ደቡባዊ ዞባ Sakonah ከሙኡውን Haland …

Read More »

ሴቭ ዘ ቺልድረን: ብዙሓት ቆልዑ ሽወደን ኣእምሮኣዊ ጥዕናኦም ኣብ ኣስጋኢ ኲነታት ከምዝርከብ ገሊጹ።

ሴቭ ዘ ቺልድረን ዝተባህለ ትካል ብዙሓት ቆልዑ ሽወደን ኣእምሮኣዊ ጥዕናኦም ኣብ ዝፈታተን ኣስጋኢን እናዓበየን ዝመጸ ኲነታት ምህላዎም ገሊጹ። ብመሰረት ኣገልግሎት ጥዕና እኹል ትምህርቲ ካብ ዘይረኸቡ ወይ ጡረታ ዝወጹሞ እኹል ማል ዘይብሎም ወለዲ ዝውለዱ ቈልዑ ድኽነት ከም ዝስምዕምን ካብ ካልኦት ቈልዑ ብዝያዳ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ከም ዝጥቅዑን ይገልጽ። ብመሰረት ተኸታታሊ መጽናዕቲታት እቲ ኮሚሽን ቊጠባን ሽቕለትን ብሓፈሻ እቶም ኣዝዮም ጸለውቲ ባእታታት ጥዕና …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com