Thursday , May 16 2024

ዜና

ፍልስፍናን ፖለቲካን ካልኣይን መውዳእታን ክፋል

ሕራይ…! ሕጂኸ እቲ ዝያዳ ኣጠቓላሊ ትርጉም ፖለቲካ እንታይ እዩ ምበልና? ኣብ መንጎ መንግሰትን ውልቀሰብን ዝህሉ ርክብ ውጥረት ዝመልኦ እዩ፡፡ እታ መንግስቲ ነቲ ውልቀሰብ ክትመልኮ ትደሊ፤ ንሱ ኸኣ ብግዴኡ ልጓማ ክሕዝ ይብህግ፡፡ ሰልጣን በኸመይ ትጭብጥ? ምስ ጨበጥካዮኸ ብኸመይ ትዕቅቦ? እቲ ኣከራኻርን ምስ ስነ-ምግባርን ዝያዳ ተኣሳሲሩ ዝለዓልን ገጽ ፖለቲካ እዚ እዩ፡፡ ፖለቲካ ካልኣዊን ዝነዓቕን ንጥፈት ጌርካ ምእማን ጌጋ ጥራይ ዘይኮነ ኣዝዩ ሓደገኛ …

Read More »

ሓደ ዘዋሪ ኣውቶቡስ ብሰንኪ መስተ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣቱ።

ሓደ ዘዋሪ ኣውቶቡስ ቤትትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ኣልኮላዊ መስተ ክሰቲ ብምርካቡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣቱ። ኣልኮላዊ መስተ ዝስተየ ኣውቲስታ መመላለሲት ተመሃሮ ብዙሓት ተመሃሮ ጽዒኑ ካብ ምምሕዳር ከተማ Västra Gotland እናኸደ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ፖሊስ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣፍሊጦም። ፖሊስ ነቲ ኣውቲስታ ብመዐቀኒ መጠን ኣልኮል ድሕሪ ምምርማር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ንዝያዳ መርመራ ናብ መደበር ፖሊስ ኣረኪቦሞ’ለዉ። ኣብ ደሙ …

Read More »

ምስጋና ካብ ኣልኮምፒስ ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ

ዝኸበርኩም ተዓዘብቲ መደባትና ንኩሉ እትገብርዎ ተሳተፍነትን ንምሕያል እዚ መደብ እትህብዎ ዘሎኩም ርእይቶን ምትብባዕን ሃናጺ ነቐፌታን ኣዚና ነመስግን። ኩሉ ክንፍንዎ ዝሓተትኩምናን ዝጠለብኩሞም መደባት ንምምልእ ዓበይቲ ጻዕርታት ኣብ ምክያድ ንርከብ ምህላዉና ክንሕብረኩም ደስ ይብለና። ዝሓለፈ ዓርቢ ሓደ ካብ ተኸታተልቲ መደባትናን ጥራይ ዘይኮነስ፣ ፈነወና ኣብ ኩሉ ንምብጻሕ ብማሕበራዊ ሚድያ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረን ዝገብር ዘሎን መንእሰይ መርከብ ዳንኤል ምስ ወላዲኡ ናብ ስቱድዮና ብምምጻእ ምትብባዕን …

Read More »

ሃገራዊ ኩባንያ ባቡር ምድሪ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝግበር ጒዕዞ ክውስኽ ይውጥን።

ሃገራዊ ባቡር ምድሪ ሽወደን ብመሰረት ዝመጾ ጠለብ ናይ ወጻኢ መገሻታት ክምዝግብ ምውጣኑ ንተለቪዥን ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እቲ ኲባንያ ብሰንኪ ዋሕዲ ጠለብን ዋሕዲ መኽሰብን እዩ ቅድሚ ናይ ስግር ባሕሪ ጒዕዞ ንሒደት ዓመታት ወዚፍዎ ጸኒሑ። ኣብ ቀረብ እዋን “ዲጂታላዊ ፍታሕ” ሒዙ ክመጽእ ምዃኑ ድማ ገሊጹ’ሎ። “እዚ ፍታሕ ኣጠቓላሊ ኣይኮነን፡ ግና ምዝገባ ዘሳልጥ ስርዓት ክነተኣታቱ ኢና” ብምባል በዓልመዚ መራኸቢታት እቲ ኲባንያ …

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብቛንቋ ትግርኛ Swedish News on Tigrigna 2019 02 25

1. ሃገራት ኤዉሮጳ ኣብ ጉዳይ ምቕባል ኣባላት ዳዒሽ ነበር በበይኑ መርገጺ ሒዘን ኣሎዋ። 2. ሩስያ ኣብ ልዕሊ ክልላዊ ኣየር ግዝኣት ሽወደን ጥሕሰት ከምዝፈጸመት ተፈሊጡ።

Read More »

ስቲፋን ሎቨን ምስ ንጉስ ሳልማን ኣብ ሻርም ሸኽ ተራኺቡ ።

ኣብ ግብጺ ኣብ ሻርም ሸኽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ዓረብ ሃገራትን ኤውሮፓን ዝሳተፍ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ሸወደን ስተፋን ሎቨን ምስ ንጉስ ሱዑዲ ዓረብያ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ሱዑድ ተራኺቡ ተዛራሪቡ ክብላ ማዕከናት ዜና ሱዑድያ ሓበረን ። ኣብቲ ርክቦም ንኽልቴኣዊ ርክባት ዝምልከት ድሕሪ ምምይያጦም ኣብ ትሕዝቶ ናይቲ ኣኼባ ከምተዘራረብሉ ተገሊጹ።

Read More »

ሽወደናዊት ኣባል ዳዕሽ ናብ ስዊድን ክትምለስ ትደሊ።

29 ዝዕድሚኣ ሊሳ ኣንደርሰን ወዳ ኣብ ጉተንበርግ ገዲፋ ግብረሽበራዊ ጒጅለ ዳዕሽ ተጸንቢራ። ሕጂ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ሶርያ መዓስከር ስደተኛታት ትቕመጥ ኣላ። ሽወደን ናብ ቦታይ ክትመልሰኒ እየ ዝደሊ። ደቀይ ክጻወቱ፡ ዕዳጋን ቤት ትምህርቲን ክኸዱን ብንቡር ኣገባብ ክዓብዩን ክርኢ ድሌት ኣሎኒ። ሕጂ ግና ብኹሉ ጽሉኣትን ኲኑናትን እዮም ብምባል ን NRK ሃረርታኣ ገሊጻ’ላ። ኣብ ወረዳ ኣል ሃሳካ ሰሜን ሶርያ 450 ኣንስትን ቆልዑን …

Read More »

ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት (Arbetsförmedlingen) ስርሓቱ ይዝሕትል።

ኣብ ቊጽሪ ቤትጽሕፈታቱ ጭቡጥ ናይ ምጒዳል ተርእዮ ከምዘሎን ኣብ መንጐ ደለይቲ ስራሕን ስታፍ ቤትጽሕፈትን ዝነበር ርክባት እውን እናቐሃመ ምምጽኡን ውሽጣዊ ሰነዳት ቤትጽሕፈት ዕዮ ኣመልኪቱ ። ብመሰረት እዞም ብRadio ekot ዝተመመዩ ሰነዳት ዕላማዚ ቤት ጽሕፈት 90 ሚእታዊት ጒዳያት ምዝገባ ካብ ጥቅምቲ ጀሚርካ ሰባት ባዕላቶም ብኤለክትሮኒካዊ ኣገባብ ክመልኡ እዩ ። እዞም ሰነዳት ከም ዘመልክትዎ ኣብተን ቀዳሞት መንፈቕ ኣብ መንጐ ደለይቲ ስራሕን ስታፍ …

Read More »

ዓመታዊ ዓሰርተታት ኣሽሓት ፓስፖርቲታት ከም ዝስረዙ ተፈሊጡ።

ዓመታዊ ዓሰርተታት ኣሽሓት ፓስፖርቲታት ብዝተፈለለየ ምኽንያታት ከም ዝስረዙ ተፈሊጡ። ገለ ካብዞም ምኽንያታት ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ዕድጊ ምክያድ ከምኡወን ፓስፖርትኻ ንመቕርብካ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንክፍጽሙሉ ምሃብ እዮም። ዝሓለፈ ዓመት 2018 ፖሊስ ልዕሊ 65 ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ፓስፖርቲታት ከም ዝሰረዙን እዚ ምስ ናይ 2017 ብምንጽጻር ብ 700 ዓብዩ ከም ዝርከብን እዩ ተገሊጹ ዘሎ። በዓልቲ መዚ ሃገራዊ ስርሒት ፖሊስ ኤሚሊ ሊንድቮል ንሬድዮ ሽወደን ኣብ …

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 02 22

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com