ሽዱሽተ ሰብኡት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ሰባት ካብ ቡልጋርያ ብምስግጋርን ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ኣከባቢ ብምሕያርን ንኽልምኑ ብምግዳድን ተኸሲሶም። እዚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
መንግስቲ ሩስያ ሽወደናዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ካብ ሃገሩ ከወጽእ ኣዚዙ:: መንግስቲ ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሽወደን ኣብ ሃገሩ፣...
ካብ ክልተ ምምሕዳራት ከተማ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ሳልሳይ ምምሕዳር ከተማ ናይ ቤት ትምህርቲታት ምትሕግጋዝ ውጥን ሰሪዞሞ። እዚ...
18 መንግስቲ ዝውንነን ኣብያተ-መዘክር ናይ መእተዊ ክፍሊት ዘይምኽፋል ውሳኔአን ክቕጽልኦ እየን ተባሂሉ። ኣብ ባይቶኣዊ ኮሚተ ባህላዊ ጒዳያት...
ወዲ 23 ዓመት መንእሰይ ብፈተነ ቅትለት ተኸሲሱ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ። ንሱ ንሓደ ሰብኣይ ብስሕለት ብምጥቃዕ...
ከምኒ ክራይ(Kry), ሚን ዶክተርን (Min Doktor) ዝበላ ዲጂታላዊ ዌብሳይታት ተጠቀምተን ምውሳኹ ኣብዚ ዓመትዚ ኣብ ዝተራእየ ምውሳኽ ኣገልግሎት ዲጂታላዊ ሕክምና...
እዚ መልእኽቲ ዝመጸ ብውሳነ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ምምሕዳር እዩ።”ኣነ ብርግጽ ኣዝየ ሕጉስ እየ። ኣብ መላእ ሽወደን እዚ...
ኮሚተ ዕዮ ሽቅለት ዝሓለፈ ሰሙን ንውጥን ባጀት ለዘብተኛን ክርስትያናዊን ሰልፊታት ዝድግፍ ድምጺ ምሃባ ተረጋጊጹ። እዚ ህጹጽ ፍታሕ...
ኣብ ዓመታት 2018 ክሳብ 2021 ብሰንኪ ምዕቋር ባጀት ኤምን ኬዲን ወጻኢታት ቦርድ ስደተኛታት ብሓደ ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ...
ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብዝተኸስተ ግጭት 21 ሰባት ከም እተቐትሉ ፋና ዝተባህለ መንግስታዊ ሬድዮ...