Sunday , May 5 2024

ዜና

ወጻኢታት ምክልኻል ብዓለም ደረጃ ዓብዪ ወሰኽ የርኢ

ዓሚ ኣብ ዓለም ንወተሃደራዊ መዓላ 2.4 ትሪልዮን ዶላር ወጻኢታት ከም እተገብረ፡ እዚ ድማ ብዓለምለኻዊ ትካል ምርምር ሰላም ስቶክሆልም (SIPRI) ክሳብ ሕጂ ዝተመዝገበ ዝለዓለ መጠን ገንዘብ እዩ ተባሂሉ። ሲፕሪ ካብ 1949 ጀሚሩ ወተሃደራዊ ወጻኢታት ክከታተል ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ትማል ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻቡ፡ ኣብ 2023 ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት ዝነበረ 2.2% ናብ 2.3% ካብ ዓለማዊ ሓፈሻዊ ውሽጣዊ ፍርያት (GDP) ዕቤት ኣርእዩ’ሎ። …

Read More »

ይፈቶ ይጸላእ SFI ምሕዳስ የድልዮ’ሎ

መንግስቲ ኣብ ሽወደን ዘለዉ ስደተኛታት ኣመልኪቱ እተተኽለ ኮርስ ቋንቋ ኤስ.ኤፍ.ኣይ ዝወሃበሉ ኣገባብ ዳግማይ መርመራ ክገብረሉ ከም ዝደሊ ተፈሊጡ። እቶም ዝቐረቡ ለውጥታት ኣብ መሰረታዊ ንባብን ምጽሓፍን ከምኡ’ውን ዝያዳ ውልቃዊ ኮርሳት ዝያዳ ኣተኲሮ ክግበርን ካልእን ዘጠቓልል እዩ። ዳርጋ ፍርቂ ካብቶም ብነጻ ኣብ ዝወሃብ ናይ SFI ኮርስ ዝጅምሩ፡ ከምዘይውድእዎ ነቲ ኮርስ ኣመልኪቶም ዝወጹ ኣሃዛት ይሕብሩ። ብኻልእ ዜና ዓሚ መንግስቲ ኣባላት ጕጅለታት ካብ ገበናዊ …

Read More »

ኣማንዳ ሊንድ ሓዳስ ልፍንታዊት መራሒት ሓምለዋይ ሰልፊ ኮይና

ኣማንዳ ሊንድ ሓዳስ ልፍንታዊት መራሒት ሓምለዋይ ሰልፊ ኮይና። ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰልፊ ድሕሪ እተዋህበ ድምጺ፡ ዝበዝሑ ኣባላት ደጊፎም ገሊጾምላ ኣለዉ። ሓምለዋይ ክልተ ናይ ሓባር ”ኣፈኛታት”፣ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን ናይ ምግባር ልምዲ ኣለዎ። እቲ ካልእ ልፍንታዊ መራሒ ድማ ዳኒኤል ሄልደን እዩ። ብኻልእ ዜና ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ወለዲ ካብቶም ሽወደናዊ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ወለዲ ብዝበዝሕ መጠን …

Read More »

ሩስያ ኣብ ጠፈር ውድድር ኣጽዋር ንኸይካየድ ዝጽውዕ እማመ ውዱቕ ትገብሮ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፥ ኩለን ሃገራት ኣብ ጠፈር ውድድር ኣጽዋር ኸይካየዳ ንዝጽውዕ እማመ፥ ሩስያ ድምጺ ብድምጺ ናይ ምውዳቕ ስልጣና ብምጥቃም ውዱቕ ጌራቶ። እቲ ብኣሜሪካን ጃፓንን ዝቐረበ ንድፊ ውሳኔ፡ ነቲ ድሮ ኣብ ውዕል ጠፈር 1967 ዝተነብረ መትከል ዳግማይ ከረጋግጽ ዝዓለመ እዩ። ሩስያ ኣብ ጠፈር ዝተመርኮሰ ጸረ ሳተላይት ኒዩክለራዊ ኣጽዋር ተማዕብል ምህላዋ ኣመሪካ ከተጠንቅቕ ጸኒሓ’ላ። ሩስያ ነቲ ዝጸንሐ ውዕል ብጽኑዕ ከም እትስዕቦ” …

Read More »

ፊንላንድ፥ መንግስቲ ንጥዕና ኣመልኪቱ ዘውጽኦ እማመታት ሰፊሕ ስክፍታታት የለዓዕል

ኣብ ትካል ጥዕናን ድሕነትን ፊንላንድ (THL) ፕሮፌሰር መጽናዕቲታት ኢልሞ ኬስኪምኪ፡ ኣብ ሓደስቲ መንግስታዊ እማመታት ዝተራእየ ምጒዳል ምወላ ክንክን ጥዕና ስክፍታ ምፍጣሩ ገሊጹ። “እዚ እማመ ዘድሊ ፍተሻ ዝተገብረሎም ኣይመስሉን” ክብል ትማሊ ረቡዕ ኣብ YLE A-studio ገሊጹ። ኬስኪማኪ፡ ገለ መዳያት ናይቲ እማመታት፡ መንግስቲ ኣብቲ ኣኼባ እንታይ ከም ዝወሰነ ኣጸቢቑ ከም ዘይተገንዘበ ዝሕብር ኮይኑ፡ ነቲ “ምስ ስነ- ጽባቐ ዝምደብ ፕላስቲክ መጥባሕቲ” ካብ ፍሉይ …

Read More »

ጸረ ፋሽሽታዊ ኣኼባ መጥቃዕቲ ይበጽሖ

ትማሊ ረቡዕ ምሸት ብጸጋማይ ሰልፊ፣ ሓምላይን ፋውንዴሽን ጸረ ዓሌታዊ ኤክስፖ ፋውንዴሽንን ኣብ ዝተዳለወ ህዝባዊ ኣኼባ ሓያሎ ማስክ ዝተኸድኑ ስባት መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እቲ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ጉባንገን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ እናዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ተርእዮ ፋሲስትነት” ከምዝነበረ ካብ ጸጋማዊ ሰልፊ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾን ካልኦት መራሕቲ ሰልፍታትን ነቲ ፍጻመ ኣብ ልዕሊ መትከል ዲሞክራሲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ …

Read More »

“ኮሚሽን ምክልኻል” ጽባሕ ዓርቢ ናይ መወዳእታ ጸብጻብ ከቕርብ እዩ

ድሕሪ ናይ ኣስታት ሓደ ዓመትን መንፈቕን ዕዮ፥ “ኮሚሽን ምክልኻል” ጽባሕ ናይ መወዳእታ ጸብጻቡ ከረክብ እዩ፡፡ ሽወደን ናብ ኔቶ ድሕሪ ምጽንባራ እዚ ኮሚሽን ብተመሳሳሊ ተኸሲቱ ኔሩ እዩ ። እዚ ኮሚሽን ካብ ዝርእዮም ኣገደስቲ ሕቶታት እቲ ቀንዲ ሽወደን ናብ ወተህደራዊ ሽርክነት ኔቶ ድሕሪ ምጽንባራ፡ ሰራዊት እታ ሃገር ብኸመይ ምስዚ ሓድሽ ኲነታት ክላመዱ እዮም ዝብል እዩ። እቲ ኮሚሽን ብኣባላት ኩለን ኣባላት ሰልፊ ባይቶ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ኣዕሩኽ ምፍጣር ከመይ ይመስል?

ኣብ ሽወደን ኣስታት 700 ሽሕ ሰባት ብቐረብ ዘዕልልዎ ዓርከ/መሓዛ የብሎምን ክብል ስታቲስቲክስ ህዝቢ ሽወደን ኣመልኪቱ። እዚ ቁጽሪ ብፍላይ ኣብቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝተወልዱ ሰባት ብዕጽፊ ዝዛይድ ምዃኑ ዘተሓሳስብ እዩ ተባሂሉ። ሬድዮ ሽወደን ኣብ ኡፕሳላ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተወልዱ ሰባት ኣብ ሽወደን ኣዕሩኽ ኣብ ምፍራይ ዘሕለፍዎ ተመኩሮታት ዳህሳስ ኣካዪዳ’ላ። ብዙሓት ሬድዮ ሽወደን ዘዘራረበቶም ስደተኛታት ኣፍሪቃውያን፥ ኣዕራብን ካብ ርሑቕ ምብራቕ እተወልዱን ሰባት …

Read More »

ግዳይ ኣብቲ ጾታዊ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ቤት ምንባር ብምቕጻሉ ካሕሳ ይኽልከል

ኩባንያታት መድሕን ካሕሳ ንምሃብ ግዳያት ጾታዊ ገበናት ከመይ ዝበለ ኲነታት ከቕርቡ ከም ዘለዎም ዝተፈላለየ ጠለባት ከም ዘለወን ብ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ዝተገብረ መርመራ ኣመልኪቱ። ‘ሳይሞን’ ጾታዊ ዓመጽ ከም ዝበጽሖ ብምግላጽ ካብቲ ትካል መድሕን ካሕሳ መሕወዪ እኳ እንተሓተተ እዚ ከም እተኸልከለ ተፈሊጡ። እቲ ትካል ነዚ ካሕሳ ካብ ምሃብ ዝተቖጠበሉ ምኽንያት እቲ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽ ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ኣፓርታማ ምንባር ብምቕጻሉ …

Read More »

ኣብ ሰራዊት ሶርያ ዘገልገሉ ዜግነት ሽወደን ይኽልከሉ

ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣስታት 700 ሶርያውያን ኣብ ሰራዊት ሶርያ ኣገልጊሎም ብዝብል ምኽንያት ዜግነት ሽወደን ከምዝተኸልከሉ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ካብ 2004 ዝወጸ ውሳነ መንግስቲ ሽወደን ከም ዝሕብሮ፡ ገበናት ኲናት ኣብ ዝፈጸሙ ውድባት ዝተሳተፉ ሰባት ን 25 ዓመታት ዜግነት ሽወደን ኣይወሃቡ እዮም፡፡ ሰራዊት ሶርያ ብመንግስቲ ሽወደን ሓደ ካብቶም ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ገበናት ኲናት ካብ ዝፈጸሙ ትካላት እዩ ዝጽብጸብ። ማትስ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com