Thursday , May 16 2024

ቁጠባ

ሽወደን . . . ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ዝለዓለ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ተራእዩ

ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ CPIF፡ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፡ 1.7% ምብጽሑ ክሕብር እንከሎ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ እቲ መጠን 1.6% ምንባሩ ገሊጹ። ከምዝፍለጥ፡ ወርሓዊ ገምጋም ለውጢ መጠን ዝቕባበ፡ 0.3% ክኸውን ከምዝኽእል፡ ስታትስቲክስ ሽወደን (SCB) ይሕብር ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሪክስባንክ (Riksbank) ዝኾነ KPIF፡ ጽልዋ ናይቲ ለውጢ፡ ኣብ ልዕሊ መጠን …

Read More »

Harmony Media News 11/08/2021

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ዝሓለፈ ሰሙን፡ 7300 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ከምዝተመዝገቡ እንከለዉ፡ 7 ሽሕ ሰባት ድማ ስራሕ ጀሚሮም ብምባል ሰሙናዊ ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ መጨረሽታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት 410 ሽሕ ብምብጽሑ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ካብ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ብዘይፍለ፡ 7.9% ኮይኑ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ጥራይ፡ …

Read More »

ሓላፊ ኩባንያ ተስላ፡ ዋጋ 190 ሚልዮን ክሮኖር ዝግመት ብርክታት ሸይጡ

ኣቦወንበር ኩባንያ ተስላ፡ ሮቢን ደንሆልም፡ ዋጋ 22 ሚልዮን ዶላር (190 ሚልዮን ክሮኖር) ዝግመት ብርክታት ከምዝሸጠ ቁጠባዊ ምንጭታት ኣሜሪካ ሓቢሮም ክብ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

Read More »

Harmony Media News 04/08/2021

Read More »

ኣልኮል ዘይብሉ ቢራ ካብ ዕዳጋታት ተኣኪቡ

ስፐንድሩፕስ (Spendrups ) ንሓደ ካብ ፍርያቱ ዝኾነ፡ መለሩድ (Mellerud) ዝተባህለ ዓይነት ቢራ፡ ብሰንኪ ኣብ ኣጸሓሕፋ ዝተረኽበ ጌጋ፡ ካብ ዕዳጋታት ክእክብ ከምዝወሰነ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቲ ዓይነት ቢራ፡ 4.5% ኣልኮል እንተነበሮ፡ ገለ ካብ ዝፈረዩ ጠራሙዝ ግን፡ ኣልኮል ኣልቦ ዝብል ጽሑፍ ብጌጋ ከምዝተለጠፎ እቲ ኩባንያ ሓቢሩ። እቲ ጌጋ፡ ብሰንኪ ኣብ መስርሕ መፍረ ዘጋጠመ ቴክኒካዊ ጸገማት ዝተኸስተ ከምዝኾነን፡ እቲ ኣጋጣሚ …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 5300 ሰባት፡ ስራሕ ኣልቦ ምዃኖም ኣብ መዛግብቲ ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ከምዝተመዝገቡ ኣሃዛዊ ጸብጻባት’ቲ በዓል መዚ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ 408 ሽሕ በጺሑ ምህላዉ፡ እዚ መጠን ድማ፡ 7.9% ምዃኑ እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውጸኦ ሰሙናዊ ጸብጻቡ ኣስፊሩ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ 4 ሽሕ ሰባት፡ ስራሕ ከምዝጀመሩ ክፍለጥ ተኻኢሉ …

Read More »

ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ዋጋታት ኣባይቲ ብመጠኑ ጎዲሉ

ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ዋጋ ናይቶም ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከቡ ኮንዶሚኖማት ብመጠኑ ከምዝጎደለ ብዳንስከ ባንክ ዝቀርቡ ናይ ገዛ ዋጋታት ሓባሪ ጸብጻብ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ዋጋታት ኮንደሚንዩም ብ2.3% ከምዝጎደሉን፡ እዚ ድማ፡ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2020 ንደሓር፡ እቲ ዝለዓለ መጠን ምጉዳል ዋጋ ምዃኑ እቲ ጸብጻብ ገሊጹ። ወቕታዊ ገምጋም ምጉዳል ገዛ ክራይ፡ 1.5% ምዃኑ እቲ ጸብጻብ ብምውሳኽ ገሊጹ። ሆክስ ዝተባህለ ሓባሪ (Hox …

Read More »

Harmony Media News 28/07/2021

Read More »

ኤለክትሮኒካዊ ሽጋራ፡ ዘይሕጋዊ እዩ ክብል፡ WHO፡ ኣጠንቂቑ

ኢንዱስትሪ ትንባኾ፡ መንእሰያት፡ ንኒኮቲን ውሉፋት ክኾኑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ዝወቐሰ፡ WHO፡ ኤለትሮኒካዊ ሽጋራ ንጥዕና ጎዳኢ ምዃኑ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ንኒኮቲን፡ ብኤለክትሮኒካዊ ውጽኢታት ኣቢልካ ምቕራብ ኣዝዩ ጎዳኢ ብምዃኑ ቊጽጽር ክግበረሉ ይግባእ” ክብል ዳይረክተር WHO፡ ቴድሮስ ኣድሓቦም ገብረየሱስ፡ ለበዳ ዓለምለኸ ትንባኾ ኣብ 2021 ኣብ ዝተሰምየ ጸብጻቡ ኣመልኪቱ። ኣብቶም ኢለትሮኒካዊ ኒኮቲን ዝፍቀደሎም ከባቢታት እውን እንተኾነ ጎዳኢ ሳዕቤናቱ ንምንካይ ቊጽጽራት ክካየደሉን ቆልዑ ካብዚ ወልፊ ዝዕቀቡሉ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com