Friday , May 17 2024

ኣህጉራዊ ዜና

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 14 ታሕሳስ 2018

Read More »

ራሒም ስተርሊን ብሉጽ ተጻዋታይ ዝወርሒ ተባሂሉ ተመሪጹ።

ተጻዋታይ ክለብ ማንሲቲ ራሒም ስተርሊን ብሉጽ ተጻዋታይ እዚ ወርሒ ተባሂሉ ብ ኣካየድቲ ፕርመርሊግ ተመሪጹ። ንሱ ነዙ ክብሪ ዝበጽሖ ጋንትኡ ምስ ሳውዝሃምብተንን ማንቸስተር ዩናይትድን ዌስት ሃምን ኣብ ዝነበራ ጸወታ ተዓዋቲት ንኽትከዉን ብዝገብሮ ጻዕሪ እዩ። ንሱ ኣብ ኩለን ጸወታ ሰለስተ ሽቶታት ከምዝግብ ከሎ ስለስተ ድማ ንሸቶ ዝኾና ኹዓሳሱ ቀረብ ብምግባር ብድምር ድማ ሸሞተን ጎላት ኣብ ኩሉ ጽወታ ድማ ብሽሙ ብምምዝጋብ ኣብ ዓወታ …

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ ታሕሳስ 10, 2018

Read More »

ቻይና ናይ ሽወደን ወፍሪ ክትክልክል እያ ተባሂሉ።

ሽወደን ገዚፍ ዕቚር ሃብቲ ናይ ማዕድናት ኣለዋ። እዞም ሳሕቲ ጥራይ ዝርከቡ ማዕድናት ኣገደስቲ ኣካላት ጽሩይ ጸዓታዊ ቴክኖሎጂ እዮም። ይኹን’ምበር ቻይና ኩባንያታት ሽወደን ኣብ ዘቤታዊ ዕደና ወፍሪ ከይገብራ ክትክልክል እያ ተባሂሉ። እዚ ዝኾነ ብምኽንያት እዘን ኩባንያታት ኣብ ኣህጒራዊ ዕዳጋ ዘለዎም ዕብለላን ጽልዋን እዩ። ቻይና ዕደና ሳሕቲ ጥራይ ዝርከቡ ማዕድናት ብዓብላልነት ተካይድ ሃገር’ያ። እዚ ድማ 85 ሚእታዊት ኩሎም ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝቐርቡን …

Read More »

ባርሶሎና ን ኢንግሊዛዊ ሃሪ ኬን ማንቸስተር ዩናይትድ ን ሰነጋላዊ ኩሉባሊ ይሃድና::

 ክለብ ባርሶሎና ኣብዚ ዝመጽእ ክራማት ሰፍ ብዘይብል ዕድጊ ማለት ክብረወሰን ብዝሰበረ 200 ሚልዮን ፓውንድ ን ወዲ 25 ዓመት ኢንግሊዛዊ ኣጥቅዓይ ሃሪ ሄን ንምፍራም ተብጊሳ ብምህላዋ ስታራ ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዓምዳ ኣስፊራ። እዚ ኣንግሊዛዊ ኣጥቖዓይ ተከታታሊ ክልተ ዓመት ብሉጽ ኣመዝጋቢ ሸቶ ፕሪመርሊግ ከምእውን ተሸላሚ ወርቂ ጫማ ውድድር ዋንጫ ዓለም ሩስያ 2018 ምኻኑ ይፍለጥ። ኣሰልጣኒ ኢንግሊዛዊ ክለብ ማንቸስተር ዩናይት ኣብ ወርሒ …

Read More »

ፖሊስ ሽወደን ኣብታ ሃገር ብዝለዓለ ደረጃ ብፖሊስ ናይ ዝድልዩ ሰባት ዝርዝር ዕላዊ ጌሩ።

እዚ ዝርዝር ኣስማትን ፎቶግራፍን ኣዝዮም ሓደገኛታት ጥርጡራትን ዝተረፉ ካልኦትን ኣብ ሽወደን ወይ ድማ ኣብ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት እዩ ዝርከብ። እዚ ማለት ኣብ ሽወደን፥ ኖርዌይ፡ ዴንማርክ፡ ፊንላንድን ኣይስላንድን ዝርከቡ ፖሊስ ሓባራዊ ዝርዝር ኣስማትን ፎቶግራፍን ኣዝዮም ሓደገኛታት ገበነኛታት ኣለዎም ማለት እዩ። “ኣብ ሰሜናዊ ኣውሮጳ እትርከብ ሃገር መሕብኢ ገበነኛታት ክትከውን የብላን” ይብል ሽወደናዊ በዓል መዚ ፖሊስ ናደዝ። ኣብ ሓሙሽቲአን ሃገራት ኖርዲክ ዝርከቡ ፖሊስ …

Read More »

ንፕረዚደንት ሶማል ንምኽሳስ እማመ ቀሪቡ ::

ዓብደልከሪም ዓብዲ ዝተባህለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ምምሕዳር ፓርላማ ፌደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል; ንፕረዚደንት እታ ሃገር መሓመድ ዓብዱላሂ ንምኽሳስ ናብ ኣፈኛ እቲ ፓርላማ እማመ ከም ዘቕረበ ብሰንበት ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ቃል ገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ሮይተርስ መበገሲ ናይቲ ክሲ እንታይ ምዃኑ ኣይተነጸረን። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ እታ ሃገር እቲ እማመ ናብ ኣፈኛ ፓርላማ ንኽቐርብ 92 ኣባላት እቲ ፓርላማ ክታሞም ከንብሩሉ ኣለዎም። እቲ ፓርላማ ድሕሪ ሰሙን …

Read More »

ምይይጥ ሰላም የመናውያን ሎሚ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ቀጺሉ::

እቶም ተቐናቐንቲ ወገናት ኣብቲ ናይ ትማሊ ምይይጥ ምሩኻት ኲናት ንምልውዋጥ ብምስምምዖም እቲ ዘተ ሰላም ጩራ ተስፋ ዝተራእየሉ እኳ እንተኾነ ኣብዛ ብኲናት ተመናኒሃ ዘላ የመን ሰላም ንምርግጋጽ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ከም ዝሓትት ይግለጽ። እቶም ዓለወኛታት ካብታ ኣብ ምዕራብ የመን እትርከብ ከተማ ሑዴዳ ዘየንሳሕቡ እንተኾይኖም ወተሃደራዊ ስጉምቲ ከም ኣማራጺ ከም ዝውሰድ ኣባል ልኡኽ መንግስቲ የመን ዝኾነ በዓል ስልጣን ኣብቲ ብሓልዮት ሕቡራት ሃገራት …

Read More »

ክሊማዊ ለውጢ ጠንቂ ጥዕና ኣእምሮ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ::

ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ኣከባቢ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ደቂ ሰብ እውን ሳዕቤን የኸትል ምህላው ተገሊጹ። መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ’ቲ ኣሻቓሊ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ክሊማዊ ለውጢ መፍትሒ ንምንዳይ ከም መቐጸልታ ስምምዕ ክሊማ ፓሪስ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ፖላንድ ተጋቢኦም ኣብ ዝርከቡሉ እዋን ከይተረፈ እዚ ሽግር’ዚ በብግዚኡ ጭንቀት ይፈጥረሎም ከም ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ክገልጹ ጸኒሖም እዮም። ካሪን ካሊ ኣንደርሰን፡ ክሊማዊ ለውጢ ንዘስዕቦ …

Read More »

ዜና ብቛንቋ ትግርኛ 07 ታሕሳስ 2018

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com