Monday , May 20 2024

ስራሕን ቁጠባን

ኣብ ሽወደን፡ መጠን መልከፍቲ ብሓድሽ ጅር ኮሮና፡ እናዓበየ ምምጽኡ ተገሊጹ

ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ሳምንታት፡ ምስፍሕፋሕ ደልታ ጅር ኮሮና፡ ብናህሪ ይውስኽ ምህላዉ ንጸብጻባት በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ብምጥቃስ፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ መበል 26 ሰሙን ናይ ዓመተ 2021፡ ብዝሒ ናይቶም ብደልታ ዝተባህለ ሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ዝልከፉ ዘለዉ ሰባት እናዓበየ ምምጽኡን፡ ካብ ጠቕላላ ቁጽሪ ብቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት እቶም 60% በዚ ሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ደልታ፡ ዝተለኽፉ ኮይኖም እቶም 30% ድማ …

Read More »

ሰልፊ ሞደራትና፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ውን ክእሰሩ ኣለዎም ይብል

ዓቃባዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ገበነኛታት፡ ጽኑዕ ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ከይተረፉ፡ ክእሰሩ ይግባእ ክብል ወሃብ ቃል ሕጋዊ ጉዳያት ናይቲ ሰልፊ፡ ዮሃን ፎርሰል፡ ንጋዜጣ ዳገንስ ደባት፡ ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ድሕሪ’ቲ ወዲ 17 ዓመት መንእሰይ፡  ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ ንሓደ ፖሊስ ከምዝቐተለ ብጥርጣረ ምትሓዙ እዩ። ሰልፊ ሞደራትና፡ ናእሽቱ መንእሰያት ንኽእሰሩ …

Read More »

Harmony News 14-07-2021

Read More »

ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ሓጺር እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ንክኽተቡ ቆጸራ ሒዞም

ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ጥራይ፡ ልዕሊ 900 ሽሕ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ ንክኽተቡ ኣብ ዶክቶሊብ ዝተባህለ ናይ ቆጸራ መትሓዚ መርበብ ከምዝተመዝገቡ እቲ መርበብ ገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ፕረዚደንት ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ንጉዳይ እቶም ዘይተኸትቡ ፈረንሳውያን ኣመልኪቱ፡ ኣደዳ ቀይድታት ክኾኑ እዮም ዝብል መግለጺ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ዘጋጠመ ተርእዮ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ፈረንሳ፡ ብዝሒ ናይቶም ብሓድሽ ጅር ደልታ፡ ዝልከፉ ዘለዉ ሰባት፡ ኣብ ዝውስኸሉ …

Read More »

ከተማ ሶልና፡ ንውሳኔ ምዕጻው ቤት ትምህርታት፡ ይግባይ ትብል

ምምሕዳር ከተማ ሶልና፡ ንክልተ ማእከላይን ላዕለዋይን ቤት ትምህርታት ንምዕጻው ዘቕረቦ ጠለብ፡ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ፡  ነቲ ጉዳይ ርእዩ፡ ንኽዕጸዋ ውሳኔ ድሕሪ ምምሕልላፉ ተኸቲሉ፡ ከተማ ሶልና፡ ኣንጻር እቲ ንናይ ህጻነት መሰል ኣብ ግምት ዘየእተወን ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝጸደቐ ስምምዕ መሰል ህጻናት ዝጠሓሰ ውሳኔ ይግባይ ክብል ምዃኑ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ካብ 01 ጥሪ 2020 ጀምራ፡ ሽወደን፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት …

Read More »

ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ጥሜት ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ

ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ስዒቡ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ብሰንኪቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ኢትዮጵያ ጥሜት ክኽሰት ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ። ትግራይ ብሰንኪ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ብውሕዱ 400 ሽሕ ሰባት ኣብ ጥሜት ምህላዎም ጸብጻባት ውድብ ሕቡራት ሃገራት የመልክቱ። ብዘይካ’ዚ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ንናይ ወጻኢ ረድኤትን ሓገዝን ክፉታት ክኾኑ ጸቕጢ ይገብር ምህላዉ ተመልኪቱ’ሎ። ኣብ ትግራይ፡ ህጹጽ ሓገዝ እንድሕሪ ክኣቱ ዘይተጌሩ፡ ከምቲ ኣብ …

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ንሳልሳይ ስሙኑ ብዘይለውጢ ኣብ 7.9% ጸኒዑ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይ ሽቕለት ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ብ464 ብምጉዳሉ፡ እቲ ጠቕላላ ብዝሒ 409,545 በጺሑ። 7412 ሰባት ስራሕ ክረኽቡ እንከለዉ፡ 6948 ድማ ስራሕ ኣልቦ ተባሂሎም ኣብ መዝገብ ሚኒስትሪ ዕዮ ተመዝጊቦም። ካብቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ እቶም 2196 ሰባት ኣብ ክሊ …

Read More »

12 / 07 / 2021 Harmony News

Read More »

እስራኤል፡ ነቲ ናይ ፍሌስጢማውያን ”ገንዘብ ሰማእታት” ኣደስኪላቶ

መንግስቲ እስራኤል፡ ነቲ ብኣህጉራዊ ስምምዕ ዝጸደቐ፡ ካብ ኣታዊታት ቀረጽ እታ ሃገር ተኣኪቡ  ንፍሌስጤም ዝዋሃብ ዝነበረ ብስም “ገንዘብ ሰማእታት” ዝፍለጥ ክፍሊት ንኽትትግብሮ ፍቓደኛ ከምዘይኮነት፡ ትማሊ ሰንበት ኣፍሊጣ ክብል ማዕከን ዜና ሮይተርስ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ክሳብ 597 ሚልዮን ሸከልስ (1.5 ቢልዮን ክሮነር) ዝኣክል ገንዘብ፡ ብጽሒት ናይቶም ምስቲ ምስ እስራኤል ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ግጭት፡ ኣዝማዶምን ቤተሰቦምን ዝሞቱ፡ ዝቖሰሉን ዝተኣኣስሩን …

Read More »

ማእከል ጥዕና፡ ንሓደ ሕሙም፡ ዘይ ናቱ መድሃኒት ክህብ ምጽንሑ ተፈሊጡ

ብሕማም መንሽሮ ዝተጠቕዐ፡ ነባሪ ሄልሲንግላንድ (Hälsingland) ዝኾነ ሰብኣይ፡ ካብታ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝረኽበላ ዝነበረ ማእከል ጥዕና፡ ንዓመታት፡ ጌጋ መድሃኒት ክወሃቦ ከምዝጸንሐ ምምሕዳር ያቭልቦሪ ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ ሌክስ ማሪያ፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ሰብኣይ፡ ኣብ መስመር ናይ ሽንቱ፡ ቃጸሎን ቃንዛን ተሰሚዕዎ፡ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብቲ ማእከል ጥዕና ብምኻድ፡ ናይ ሽንቲ መርመራ ከምዝገበረ ይፍለጥ። ኣብቲ ሽንቲ ዝተራእዩ ባክተርያ’ኳ እንተ ዘይነበሩ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com