Friday , May 10 2024

ስራሕን ቁጠባን

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ መበል 29 ሰሙን ናይዚ ዓመት’ዚ፡ 5632 ሓደሽቲ ስራሕ ኣልቦ ሰባት ከምዝተመዝገቡን፡ በዚ ድማ ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ 408,677 በጺሑ ምህላዉ ብምግላጽ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 7.9% ምብጽሑ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ኣብ ሰሙናዊ ጸብጻቡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ይኹን እምበር፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 ዓመት ዘለዉ መንእሰያት፡ ልዑል ከምዘሎ እቲ ጸብጻብ …

Read More »

Harmony Media News 26/07/2021

Read More »

ሃገር ቻይና፡ ንናይ ውልቂ ቤት ትምህርታት፡ ትዓጹ

መንግስቲ ቻይና፡ ዜጋታት ካብ ሓደ ንላዕሊ ክወልዱ ብዝሓደሮ ድሌት ብምብጋስ፡ ኣብታ ሃገር ንዘለዋ ንመኽሰብ ዝሰርሓ ናይ ግሊ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ክዕጸዋ ይገብር ምህላዉ ኣጃንስ ፍራንዝ ፕረስ ኣመልኪቱ። ኣብ ቻይና፡ ቆልዑ ምዕባይ ክቡር ወፍሪ ምዃኑ ዘመልከተ እቲ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት ዘሎ ጾር ምዕባይ ቆልዑ፡ ኣብ ዝመጽእ ሰልስተ ዓመት ከጒድሎን ሰብ ሓዳር ካብ ሓደ ንላዕሊ ቆልዑ ንኽወልዱ የተባብዕ ምህላዉን ኒው …

Read More »

ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ትሻቐል

ብሪጣንያ፡ ብዘይ ፍቓድ ናብ ሃገራ ንዝኣተው ስደተኛታት፡ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክትኣስር ምዃና ኣፍሊጣ። ሓላፊት ውሽጣዊ ጉዳይ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ወይዘሮ ፕሪቲ ፓተል፡ ነቶም ብወሽመጥ ቻነል ኢንግላንድ ብጀላቡ ዝኣትው ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ናይ 54.2 ሚልዮን ፓውንድ ውዕል ከም ዝገበረት ተዛሪባ። ኣብዚ ዓመት፡ ቍጽሪ እቶም ብቻነል ኢንግሊዝ ዝሰገሩ ዘለው ስደተኛታት፡ ካብቲ ኣብ 2020 ዝነበረ ስለ ዝበዝሑን ሻቕሎት ስለ ዝፈጠረን እቲ ትካል ብኹሉ …

Read More »

Harmony News 23 – 07 – 2021

Read More »

ናይጀርያ: ዕጡቓት ንምቅላስ ዘኽእላ ነፈርቲ ኲናት ገዚኣ

ናይጀርያ: ዘይሕጋውያን ዕጡቓት ጒጅለታት ንምቅላስ ብዝብል ዝገዝኣተን ቀዳሞት ሽዱሽተ ነፈርቲ ምቕባላ ቢቢሲ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዘን A-29 Super Tucano ዝዓይነተን ነፈርቲ: ናብ ከተማ ካኖ ኣብ ዝኣተዋሉ እዋን: ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር: በሽር ማጋሺን: ወተሃደራውያን ሓለፍቲን ከም እተረኽቡ ተፈሊጡ። እዘን ነፈርቲ ነቶም ኣብ ጭውያን ግብረሽበራዊ ስራሓትን ተዋፊሮም ዝርከቡ ጒጅለታት ኣብ ምስላይን ምጥቃዕን ክዋፈራ ከም ዝኽእላ ተገሊጹ’ሎ። ናይጀርያ ካብ ኣመሪካ ደርዘን …

Read More »

News Magazine 22-07-2021

Read More »

ሃገራዊ መልቀቂ ፈተና፡ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ክኸውን ጻውዒት ቀሪቡ

ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና፡ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ንክኸውን ብሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን፡ ኣና ኤክስትሮም፡ ክቐርብ ምዃኑ ኣብ ዘካየድቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። መስርሕ ምእራም እቲ ፈተና ድማ ምስ ዲጂታላዊ ኣገባብ ብዝተሓሓዝ መንገዲ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ። እዚ ማለት ድማ፡ ምእኩል ኣገባብ ኣተኣራርማ ናይ ፈተናታት ምጥቃም ማለት እዩ። እዚ ዓይነት ኣተኣራርማ ናይ ፈተናታት፡ ነቲ ብዲጂታላዊ መንገዲ ክእረም ዘይክእል ክፋላት ናይቲ ፈተና፡ …

Read More »

መስመር 1177 ንምርካብ፡ ንሰዓታት ምጽባይ

ኣብ ምምሕዳር ቬስትረ ዮተላንድ፡ ናይ ቴሌፎን ኣገልግሎት ምኽሪ 1177 ንምርካብ፡ ክሳብ ክልተ ሰዓታት ዝኣክል ግዜ ክትጽበ ከምእትግደድ ንጸብጻብ  P4 Skaraborg ብምጥቃስ፡ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ዝለዓለ ጻዕቂ ናይ ተገልገልቲ ዘጋጥመሉ፡ ኣብ እዋን ለይቲ ኮይኑ፡ ካብ ንለበዳ ዝምልከቱ ሕቶታት ክሳብ መንከስቲ ናይ ጣንጡ ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከምዝቕበሉ፡ ሓላፊ መስመር ኣገልግሎት 1177 ናይቲ ምምሕዳር፡ ጂል ዮሃንሰን ይገልጽ። ተገልገልቲ፡ ንነዊሕ ሰዓታት ክጽበዩ ካብ …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ሓድሽ ኩባንያ ክታበት፡ ውዕል ኸቲሙ

መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ሓድሽ ክታበት ኮቪድ ዘፍሪ ፈረንሳዊ ኩባንያ፡ ሳኖፊ (Sanofi)፡ ውዕል ከምዝኸተመ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ብ ቪድፕረቭቲን (Vidprevtyn) ዝፍለጥ ፕሮቲን መሰረት ዝገበረ ሓድሽ ክታበት ኮቪድ፡ ብኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት (EMA) ተቐባልነት ንምርካብ ኣብ መስርሕ መርመራ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብምቕጻል ድማ ብሽወደናዊ በዓል መዚ ውጽኢት መድሃኒት ተቐባልነት ክረክብ ከምዝግባእ እቲ መንግስታዊ መግለጺ፡ ሓቢሩ። ሃገረ ሽወደን፡ እኹል …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com