Sunday , April 28 2024

ስራሕን ቁጠባን

Harmony Media News 27/08/2021

Read More »

ስዑዲ: ናይጀርያውያን ሓካይም ትቖጽር

ኣብ ኣቡጃ ናይጀርያ ዝመደብሩን መንግስታዊ ፍቓድ ንግድ ዘለዎን ኤጀንሲ: ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክቚጸሩ ዝደልዩ ሓካይም ቃለመሕትት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ። ናይጀርያዊያን ሓካይም: ብማሕበሮም ተጠርኒፎም ንትሑት ክፍሊትን ድጎማን ብምቅዋም ኣድማ ኣብ ዘካይድሉ ዘለዉ እዋን እዩ እዚ ናይ ስዑዲ ዓረብ ተግባር ዝቕጽል ዘሎ። ሚኒስተሪ ጥዕና ስዑዲ ዓረብ ምቚጻር ሓካይም” ዝተሰምየ ፕሮግራም: ነዞም ዓሰርተታት ሓካይም: ብ Meed Consultants ኣቢሉ ይቖጽር ምህላዉ ቢቢሲ ኣመልኪቱ’ሎ። ብዛዕባ’ዚ …

Read More »

ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ድሕሪ 44 ዓመታት: መኽሰብ ረኺበ ይብል 

መንግስታዊ ኲባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ኣብ ናይ 44 ዓመታት ታሪኹ: ንመጀመርታ ግዜኡ መኽሰብ ከም ዝረኸበ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዚ ዓወት ብውሕሉል ኣታሕዛ መንግስቲ ዝተረኽበ እዩ ክብል ላዕለዋይ ሚኒስተር ነዳዲ ፕረዚደንት: መሓመድ ቡሃሪ: ገሊጹ’ሎ። ኣብ 2020: መኽሰብ ሃገራዊ ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ (NNPC) 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ ምንባሩ ይፍለጥ። ቅድሚኡ ኣብ ዝነበራ ዓመታት ዓበይቲ ክሳራታት የጋጥሞ ምንባሩ እቲ ዜና ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። ዓሚ ኣብ ዓለምና …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ 74 ቢልዮን ክሮነር፡ ከውፍር መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ

መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ባጀት’ዚ፡ ንሽወደን፡ ካብቲ ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላው ኣውጺኡ ናብ ቅድሚት ዝወስድ ክኸውን እዩ። ብሰንኪ ዝተገብረ ናይ ዕጽዋ ጌጋታት ስዒቡ ዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ካልኣይ ግዜ ክንደግሞ የብልናን ክትብል፡ ማግዳለና፡ ወሲኻ ገሊጻ። መንግስቲ ሽወደን፡ ንናይ እዚ ዓመት መጠን ዕቤት …

Read More »

Harmony Media News 25/08/2021

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 8600 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ከም ዝኾኑ ክምዝገቡ እንከለዉ ኣስታት 10 ሽሕ ድማ ስራሕ ከምዝረኸቡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ሽወደን፡ ብድምር ኣስታት 404 ሽሕ ሰባት ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ከምዘለዉ ዝፍለጥ ኮይኑ ንመጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 7.8% ኣብጺሕዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 24 …

Read More »

Harmony Media News 23/08/2021

Read More »

ዋጋታት ነዳዲ የንቆልቊል

ካብ ወርሒ ግንቦት፤ ንደሓር ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ ዶላርን ኩነታት ኮቪድ-19 እዮም ተባሂሉ።   ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ: ሎሚ ንግሆ 2.5% ብምጒዳል ናብ $66.51 ወሪዱ’ሎ። ኣሜሪካዊ ኩባንያ ነዳዲ WTI ብወገኑ: ናይ 3% ምጒዳል ዋጋ ብምርኣይ: ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ: ብ $63.50 ይሽየጥ ምህላዉ ተገሊጹ። ኩባንያታት ነዳዲ …

Read More »

Harmony Media News 18/08/2021

Read More »

ኣመሪካ . . . መጠን ዝቕባበ፡ 5.4% በጺሑ

ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝነበረ ግዜ እንክወዳደር፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ዋጋ ኣቕሑ፡ ብ 5.4% ምውሳኹን  ካብ ክፍሊ ዕዮ እተረኽበ ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብማእከላይ ገምጋም፡ 5.3% ወሰኽ ዋጋ ኣቕሑ ከረአ ከም ዝኽእል ክኢላታት ቊጠባ ሓቢሮም ምንባሮም ሮይተርስ ገሊጹ’ሎ። “እዚ ካብ ትጽቢት ወጻኢ እዩ ኔሩ፡ ግን ክንድዚ ፍልልይ የብሉን” ክብል ካብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com