Sunday , May 19 2024

ስራሕን ቁጠባን

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på tigrigna 09 11 2020

Read More »

ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ድጎማ ኩባንያታት ክቕጽል ምዃኑ፡ መንግስቲ ሓቢሩ

መንግስቲ ሽወደን ምስ መሻርኽቱ ዝኾና ፖለቲካውያን ዉድባት ሽወደን ብሓባር ብምዃን ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ነቲ ካብ ምጅማር ለበዳ ኮሮና ኣትሒዙ ትካላት ንዝበጽሐን ቁጠባዊ ሃስያ ንምሕዋይ ዝተመደበ ሓገዝ ከምዘለዎ ክጸንሕ ከምዝወሰነ ሓቢሩ። ብመሰረት ምስ መሻርኽቲ ሰልፍታት ዝተበጽሐ ምርድዳእ፣ መንግስቲ፡ ንትካላትን ካልኦት  ክፍልታት ሕብረተሰብን ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ንዝወርዶም ቁጠባዊ ሃስያ ንምሕዋይን፣ ምዉንዛፍ ካብ ምኽፋል ኣታዊ ግብርን፣ ዘጠቓልል ደገፍ ምዃኑ፣ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እዚ …

Read More »

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ከይወሰኸ ቀንዩ

ኣብ ሽወደን ዘሎ ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ፡ ብዙሕ ለውጢ ከይገበረ፡ ኣብ ዘለዎ ደዉ ኢሉ ምህላዉ፡ ሎሚ ንግሆ፡ ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ዋላ’ኳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 12 ሽሕ ዝኣኽሉ ሓደሽቲ ደለይቲ ስራሕ ኣብ መላእ ሃገር እንተተመዝገቡ፡ እቲ  ብሃገር ደረጃ ተመዝጊቡ ዘሎ  ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ ማለት  456 ሽሕ ከምዘይቀየሮ ካብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ዝወጸ ሰሙናዊ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ ኣሎ።  ብዘይካ እዚ፡ ቁጽሪ መንሰያት ደለይቲ …

Read More »

ኩባንያ ቮልቮ፡ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ናይ ጽዕነት መካይን ንምፍራይ ይምድብ

ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ (AB Volvo)፡ ሓደስቲ ዝዓይነተን ብኤሌክትሪክ ዝስርሓ ናይ ጽዕነት መካይን፡ ኣብቲ ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ ዝርከብ ፋብሪክኡ ምፍራይ ክጅምር ምዃኑን እዚ ድማ ናይ ስራሕ ዕድላት ክኸፍት ከምዝኽእል ተገምጊሙ ኣሎ። ኩባንያ ቮልቮ፡ ነዘን ካብ ዞባ ናብ ዞባ ክጓዓዛ ዝኽእላ ናይ ጽዕነት መካይን ከፍሪ ምጅማሩን እዘን መካይን ድማ ሓንሳብ ብኤሌክትሪክ ምስ ተመልኣ፡ ክሳብ 300 ኪሎ ሜትሮ ክጓዓዛ ከምዝኽእላ ተፈሊጡ ኣሎ። እዚ …

Read More »

ሰራሕተኛታት መባእታ ቤት ትምህርታት፡ ካብ መልከፍቲ ኮሮና ክንከላኸለሎም ይግባእ ተባሂሉ

ኩለን መባእታ ቤት ትምህርታት፡ ንሰራሕተኛታተን ካብ መልከፍቲ ኮሮና ንምክልኻል ዘድልዩ ናውቲ ክቕርባ፡ በዓል መዚ ምክትታል ናይ ስራሕ ሃዋሁ ከምዝወሰነ መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ኣቃሊሑ።     እዚ ውሳኔ፡ ድሕሪ ካብ ወኪል ውሕስነት ናይ ሓንቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባሪስ (Bergs) እትርከብ መባእታ ቤታ ትምህርቲ፡ ዝመጸ ጥርዓን፡ ከምዝጸደቐ ይፍለጥ። ብድሕሪ’ዚ፡ እቲ በዓልመዚ፡ ነታ ቤት ትምህርቲ፡ ዝግባእ ማስክ፡ ጓንትን መሸፈን ገጽን ከተቕርብ ከምዘገደዳ ይፍለጥ። …

Read More »

መንግስቲ፡ ወለዲ ህጻናት ንዝፍጽምዎ ናይ ምትላል መስርሕ ንምግታእ ድሌት ከምዘለዎ ሓቢሩ

ደቆም ከይሓመሙ፡ ደቅና ሓሚሞም ብምባል፡ ደቆም ንኽናብዩ ዕረፍቲ ዝወስዱ ወለዲ (VAB)፡ ንዝፍጽምዎ ናይ ምትላል መስርሕ ብኸመይ ኣገባብ ንምቁጽጻሩ ንምጽናዕ፡ መንግስቲ፡ ወግዓዊ መርመራ ከምዝጀመረን ንህሉው መስርሕ ካሕሳ ናይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዕረፍታት ዝምልከት ድማ ምሕዳስ ከምዘድልዮም ሓቢሩ ክብል መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ኣቃሊሑ። ወለዲ ንዝሓመሙ ደቆም ንኽኣልዩ ዘኽእል መሰል ቅድሚ 40 ዓመታት ካብ ዝውሰን ኣትሒዙ፡ ኣብ ናይ ስራሕ ሂወት፡ ብዙሕ ለውጢታት ተፈጢሮም …

Read More »

ብመንግስቲ ዝወሃብ ሓገዝ ንምርካብ፡ ቋንቋ ሽወደን ምፍላጥ፡ ከም ቅድመ ኩነት ክስራዕ ኣለዎ ተባሂሉ

ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሓደስቲ ስደተኛታት፡ ንመትከል እግሪ (försörjningsstöd) ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝዋሃብ ሓገዝ ንኽረኽቡ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም ቅድመ ኩነት ክስራዕ ኣለዎ ዝብል፡ ብማእከላይን ሊበርላዊን ሰልፊታት ተደጊፉ፡ መንግስቲ፡ ሓድሽ እማመ ናብ ሽማግለ ሕጊ ምቕራቡ  መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ገሊጹ።  ብኸምዚ ኣገባብ፡ ስደተኛታት ኣብ ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ብዝለዓለ ደረጃ ንኽሳተፉን ብኡ ኣቢሎም ድማ  ናብ ዕዳጋታት ሽቕለት ዝዓበየ ዕድላት ንኽረኽቡ ተባሂሉ ዝወጸ እማመ …

Read More »

ጀርመን ምስ ዴንማርክ ዘራኽባ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ገለርያ ክትዝርግሕ ተሰማሚዓ

ቤት ፍርዲ ፌደራላዊ ምምሕዳር ከተማ ላይፕዚግ፡ ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ንጀርመን ምስ ዴንማርክ ዘራኽብ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ገለርያ፡ ክህነጽ ምስምምዑ ካብ ጀርመን ዝወጹ ጸብጻባት ቁጠባ ኣመልኪቶም። ጀርመናዊት ከተማ ቫይማርን (Weimarn) ምስ ዴንማርካዊት ደሴት ሎላንድ (Lolland) ዘራኽብ 18 ኪሎሜትር ዝንውሓቱ ገለርያ ናይ ምህናጽ መሰል ምርካባ ተፈሊጡ። እዚ ፕሮጀክት ክህነጽ የብሉን ዝብሉ ዝነበሩ ናይ ሕጊ መስርሓት ድሕሪ ምንጻጎም ዝስዕብ ዘሎ ውሳነ ምዃኑን …

Read More »

ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝሰርሑ ኣባላት፡ ናይ 5.4% ወሰኽ ደሞዝ ክግበረሎም እዩ

ማሕበር ፈደረሽናት ምምሕዳር ከተማ (Kommunal) ምስ ማሕበር ኣስራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበትን ሰኑይን ድሕሪ ዘካየዶ ጽዑቕ ዘተ፡ ንጉዳይ ወሰኽ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ብዝምልከት፡ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ኣዊጁ። እቲ ወሰኽ ደሞዝ ድማ 5.4% ክኸውን ከምዝተወሰነን፡ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ድማ ንነፍሲ ወከፍ ሰራሕተኛ ኣብ ሓደ እዋን ናይ 5500 ክሮን ክኽፈል ከምዝወሰነ መርበብ ሓበሬታ SVT ኣቃሊሑ። ወሰኽ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ፡ …

Read More »

ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዝጅምር፡ ወሰኽ ደሞዝ፡ ክህሉ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ንጉዳይ ደሞዝ ናይቶም ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝሰርሑ ኣባላት ብዝምልከት፡ ኣብ መንጎ ማሕበር ኣካዳሚያውያን (SSR) ናይ ምምሕዳራት ማሕበር ኣስራሕትን (SKR) ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፡ ብስምምዕ ክልቲኦም ወገናት ከምተዛዘመን ንድሕሪት ተመሊሱ፡ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ ጀሚሩ ድማ ወሰኽ ናይ ደሞዝ ክግበር ምዃኑ ተፈሊጡ ክብል መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ኣቃሊሑ። ክልቲኦም ወገናት ሎሚ ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ እቲ ስምምዕ፡ ንኣርባዕተ ዓመታት ዝጸንሕ ምዃኑ እኳ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com