Wednesday , May 15 2024

ካብዝን ካብትን

ፕሮዲጂ ፍሊንት ኪዝ ኣብ መበል 49 ዓመቱ ዓሪፉ።

ህቡብ እንግሊዛዊ ደራፋይ ሙዚቀኛን ሳዕሳዓይን ጒጅለ ሙዚቃ ፕሮዲጂ ፍሊንት ኪዝ ኣብ መበል 49 ዓመቱ ዓሪፉ። ንሱ ኣብ ዱንሞ ኤሴክስ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤቱ እዩ ሞይቱ ተረኺቡ። እቶም ግንቦት ንሙዚቃዊ ዑድት ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክኸዱ ዝዳለዉ ዝነበሩ መሳርሕቱ ብሞት ኪዝ ምሕዛኖም ብምግላጽ” ዓቢ መሃዛይን ኣውራን ኣርቲስቲ ኢና ከሲርና” ኢሎም። መሳርሕቱ ሊያም ሆውሌት ኣብ ወግዓዊ ኢንስታግራም ፕሮዲጂ ኣብ ዝለጠፎ ሓበሬታ ” …

Read More »

ፍልስፍናን ፍቕርን ብናስሮቪች ቀዳማይ ክፋል

ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ ድማ በንጻሩ ዝስዕብ መስበርቲ ልቢን ቅዛነትን ቀንዲ ዛዕባ ዝበዝሕ ዓይነት ስነጥበብን ኣፋዊ ያታን ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ፡፡ ንኣባጽሕ ከም ዕላል ፍቕሪ ጌሩ ዝምስጦምን ቀልቦም ዝስሕብን ካልእ ኣርእስቲ እንታይ ኣሎ ድዩ? ካብ ፍቕሪ ንላዕሊ ወዕዉዕ ስምዒትን ምትእስሳርን ክፈጥር ዝኽእልከ እንታይ ምተጠቕሰ? ርግጽዩ እቲ ዝበዝሐ ኣርእስቲ …

Read More »

ፖለቲካዊ ትርጉም ዝተዋህቦ ሞት ዶናልድ ትራምፕ ዝስሙ ኸልቢ

ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ (ኣሜሪካ) ሓደ ብስም ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዝጽዋዕ ከልቢ ብጥይት ተቐቲሉ ድሕሪ ምሟቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ምዝልላፍን ምፍርራሕን ክዘዉር ከም ዝቐነየ ዋና ኣኽባሪ ሕጊ ናይቲ እቲ ፍጻመ ዘጋጠመሉ ኣውራጃ ጃክሰን (Jackson County) ይሕብር። እቲ ኣኽባሪ ሕጊ ኣስዒቡ፡ ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ብዝብል ስም ዝጽዋዕ ዝነበረ ከልቢ ዝቐተለ ውልቀሰብ፡ “ጥሪቱ ንምድሓን” ነቲ ተግባር ከም ዝፈጸሞ ገሊጹ። ይዂን እምበር …

Read More »

ኣብ መስኮት ኣፍንጫኡ (ሶርኖኡ) ስኒ በቚልዎ ዝተረኽበ ሰብኣይ

እቲ ሰብኣይ 59 ዓመት ዝዕድሚኡ ዴንማርካዊ እዩ። ጠንቁ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንኽልተ ዓመት መመላእታ ብሰንኪ መዕበስቲ ኣፍንጫ ዝኾነ ዓይነት ሽታ ምፍላይ ስኢኑ ካብ ኣፍንጫኡ ብዝወጽእ ዘየቋርጽ ጸረርታ ክሳቐ እዩ ጸኒሑ። ምስጢር ናይቲ ሕማም ነቶ ምዝመርመርዎ ሓካይም እኳ ክጋሃደሎም ኣይከኣለን። ኣብ ክልተ ዓመቱ ግን እቲ ሰብኣይ ሩፍታ ዝረኸበሉ እቶም ሓካይም ድማ ኣዝዮም ዝተገረሙሉ ክስተት ብመርመራ ተበጽሐ። እቲ ሰብኣይ ኣብ ንእስነቱ መንቃዕቲ ሶርኖ …

Read More »

መመረቕታ መጽሓፍ: ”እንቶሽ” ብቐሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኤርትራ ጋዜጠኛ ዝነበረ ኰይኑ፡ ኣብ ሽወደን ድማ ከም ተርጓሚ ጽሑፋትን ከም ተሓዚ ጉዳያትን’ዩ ዝሰርሕ። ብዛዕባ ”እንቶሽ” እታ እትምረቕ ዘላ፡ እኩባት ግጥምታት ዝሓዘት መጽሓፍ፡ ኣመልኪቱ፡ መግለጺ ክህብን ገለ ካብ ትሕዝቶታታ’ውን ከንብብን ስለዝዀነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣለኹም። እታ መጽሓፍ፡ ንመሸጣን ንምንባር ክታም ደራስን፡ ኣብቲ ዕለት እቲ ክትዝርጋሕ እያ (ብካሽ ወይ ብስዊሽ ምዕዳግ ይከኣል)። ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ቅድሚ ሕጂ’ውን …

Read More »

ሃድን ሓበሬታ! ብበሪሁሉ ብኣማን

ንሓደ ንጥፈት ኣብ ፍልጠት ተመርኲስካ ክተሰላስሎ እንተዄንካ ሓበሬታ ክህልወካ ይግባእ። ሓበሬታ ክህልወካ ድማ ክትሓትትን ክትውከስን ኣለካ። ናይ ምፍላጥ ህንጡይነትና ኣብ ግዜ ቁልዕነትና ጥራይ ዝንጸባረቕ፡ ኣብ ግዜ ብጽሕናና ግን ዳርጋ ጠቕሊሉ ዝቕህም ባህርይ ክኸውን ይረአ። ሓታቲን ፈታሺን ባህርይ ከምቲ ኣብ ግዜ ቁልዕነት ኣብ ግዜ ብጽሕና እውን ኣገዳሲ እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ ካብ ተማሂርካ እትረኽቦ፡ ሓቲትካን ተወኪስካን እትረኽቦ ሓበሬታ ንኣተሓሳስባኻ ብዝያዳ ከስፍሖ …

Read More »

ትፈልጡዶ?ብኣማኑኤል ሳህለ

·         ብ1899 ሰልክመን እተባህሉ ፈላሚ ደቀባት ቺሊ ናብ ኤውሮጳ ተወሲዶም ኣብ ዙ ወይ መካነ እንስሳታት ተዳጕኖም ህዝቢ ይርእዮም ከም ዝነበረ ትፈልጡዶ? ·         ብ 1923 ባጤራ ጀርመን ኣዚዩ ብምንቁልቋሉ፡ ገለ ሰባት ነቲ ኣቓርሽ ከም መሸፈኒ መንደቕ ወይ ዎልፐይፐር ይጥቀሙሉ ከም ዝነበሩ ትፈልጡዶ? ·         ካብቶም ኣብ ኣመሪካ ዚርከቡ ቋንቋኦም ኮይኑ እንግሊዝ ዝዛረቡ ህዝቢ፡ ኣብ ቻይና ዚርከቡ ብትምህርቲ ዝኸኣሉዎ እንግሊዝ ዝዛረቡ ህዝቢ ከም ዚበዝሑ ትፈልጡዶ? ·         ሓርማዝ …

Read More »

ግዳያት ወልፊ ስራሕ (Workaholism) ብበሪሁሉ ብኣማን

ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ሕብረተሰባት ናይ ገለ ከባቢታት ዓለም፣ ሰባት ንኽሰርሑ ከም ዝነብሩ ይኣምኑ። ኣብ ገለ ካልኦት ከኣ ንኽንነብር ኢና ንሰርሕ ይብሉ። ወድ ሰብ ብባህሪኡ ክሰርሕን ክሃልኽን በሃላይ እዩ። ንብድሆታት ህይወት ብስራሕ ሰጊሩ ናይ ዓወት መንፈስ ክስመዖ ይደሊ። ሰሪሕካን ኣፍሪኻን ክብረትን ትርጉም ዘለዎ …

Read More »

ክኢላታት ሽወደን ዓሳ ምብላዕ ኣብ ጥዕና ኣዎንታዊ ተራ ኣለዎ ይብሉ።

ተመራመርቲ ሽወደን ዓሳ ንጥዕና ኣካላትን ከባቢን ኣዝዩ ኣገዳሲ ብምዃኑ ሰባት ዝያዳ ዓሳ ንኽምገቡ ምትብባዕ ከም ዘድሊ ይሕብሩ’ለዉ። እዞም ኣብ ስቶክሆልም ዝተጋብኡ ተመራመርቲ ዓሳ ምብላዕ ካብ ምኽራሽን ሕማም ልቢን ከም ዝከላኸልን ካብ ካልእ ዓይነት ስጋ ብዝበለጸ ንከባቢ ከም ዝሰማማዕን እዮም ገሊጾም። “ንኣፍረይቲ መግቢ ዝያዳ ኣብ ዓሳ ከተኲሩ ምኽርና ኣብ ምልጋስ ንርከብ። ምኽንያቱ ዓሳ ምብላዕ ፍዂስ ከም ዝብለና እውን ይገብር እዩ” ትብል …

Read More »

መዓልቲ ፍቑራት (Valentine’s Day)

እቲ ፍቑራት ህያባት ዝለዋወጡሉን ፍቕራዊ ቃል-ኪዳኖም ዘሐድሱሉን መዓልቲ ፍቑራት፡ ዓመት መጸ ኣብ ለካቲት 14 ይበዓል። ዝተፈላለዩ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፣ ምቁር ሕብስቲ፣ ቶርታ፣ ፍሉይ ናይ ሽምዓ ምሸትን ካልእ ነዚ መዓልቲ ዘንጸባርቑ ምድላዋትን ብምግባር፡ ፍሉይ ትሕዝቶ ዘለዎም ካርተሊናታትን ዕምባባታትን ብምድላው ዘኪሮሞ ይውዕሉ። ንምዃኑ ኣፍልጦና ብዛዕባ ኣመዓባብላ መዓልቲ ፍቑራት ክሳብ ክንደይ እዩ? ንታሪኻዊ ኣመጻጽኣ መዓልቲ ፍቑራት (ቫለንታይን ደይ) ዝጸውዩ ዛንታታት መብዛሕትኦም ዝመሳሰሉ’ኳ እንተኾኑ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com