Saturday , May 18 2024

ውህደት

ክራይ ኣባይቲ ብ 2 ሚእታዊት ወሲኹ!!

ዋጋ ኽራይ ን ኣሽቱ ኣብያቲ ኣብ ዝሓለፍ ሰልስተ ኣዋርሕ  ኣብ ሽወደን ብ 2 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። እዚ ማለት ዋጋ ክራይ ዝሓለፋ ሰልስተ ኣዋርሕ ሚያዝያ ግንቦትን ሰነ ምስ ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ 2019 ክነጻጸር ከሎ በዚ ዝተገልጸ ኣሃዝ ከምዝወሰከ ማእከላይ ሃገርዊ ስታትስቲክስ ሽወደን (SCB)ገሉጹ ። እዚ ወሰክ ኣብ ን ኣሽቱ ኣብያቲ, ንጽል ኣባይትን ቪላታት ዝኣመስሉ  መንበሪ ኮይኑ ኣብ ዝበዝሓ ምምሕድራት እዚ ወስኽ …

Read More »

ትፈልጡዶ?

1. ስዑዲ ዓረብ ካብ ኦስትረልያ ኣግማል ከም እትዕድግ 2. ኢራን፡ ብምሒር ናይ ድሕንነት ቅልውላው ብስለያ እተጠርጠራ 14 ምጹጽላይ ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተወት 3. ናይ ዓሳ ነባሪ ወይ ናይ ወይል መልሓስ፡ ካብ ምልእቲ ሓርማዝ ከም ዚኸብድ 5. እቲ ኣርምስትሮንግ እተባህለ ንመጀመርያ ግዜ ንወርሒ ዝረገጸ ኣመሪካዊ ኣስትሮኖት፡ ካብ ወርሒ ምስ ተመልሰ ብቤትጽሕፈት ኢሚግረሽን ከም ዝሓለፈ ትፈልጡዶ? 6. ወድሰብ እቲ እንኮ ፍጥረት ዘይ …

Read More »

ብብዝሒ ወይ ቀጻሊ መስተ ምስታይ

እዚ ጽሑፍ እዚ ብዛዕባ ጸገማት ኣልኮላዊ መስተ እዩ። ብብዝሒ ወይ ቀጻሊ ትሰቲ እንተኾንካ፣ ኣልኮል ንሂወትካ ኣዝዩ ይጸሉ እንተሃልዩ። ኣልኮላዊ መስተ ምስታይ ንምቑራጽ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ገለ ሰባት ብዘይዝኾነ ሳዕቤን ወይ ጉድኣት ስሕት ኢሎም መስተ ክሰትዩ ይኽእሉ። ገለ ሰባት ከኣ ምቁራጽ ክሳብ ዝስእኑ ብዙሕ ይሰትዩ። ንነብስኻ ምስ ካልእ ሰብ ከተወዳድራ ኣይትኽእልን ኢኻ። ስዒቦም ዘለው ናይ ኣልኮል ጸገም ከም ዘለካ ዝሕብሩ …

Read More »

ህዝብታትን ባህልታቶምን

ህዝቢ ጫድ ካብ ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ዝቘመ፡ ልዕሊ 100 ቋንቋታት ዝዛረብ ህዝቢ’ዩ። መርዓ ሕብረተ-ሰብ ጫድ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘለዎ ኰይኑ፡ ዝበዝሐ እዋን ግን ብሰንኪ ክብሪ ገዝሚ ብፍታው እንዳ ጓል ኣብ ምዝራፍ ዝተመስረተ ኰይኑ ንረኽቦ። እንዳ-ጓል ካብ “ከይብሉናን ካብ መን ሓሚቕናን” ዝብል ድሑር ኣተሓሳስባ ንኣዋልድ ደቆም ልዑል መጠነ ገዝሚ ስለ ዝሓቱ፡ ዕደመ መርዓ ዝሓለፈን ጐራዙ ጫድ ኣደዳ’ዚ ድሑር ባህሊ ብምዃነን፡ እንዳ-ጓል ምስ እንዳ-ወዲ …

Read More »

ኩሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ ናይ ግድን ቛንቛ ከፈልጥ ኣለዎ ሰልፊ ሞደራትና!!

ኣብ ከተማ ጎትላንድ ዝኻየድ ዘሎ ቅነ ፖለቲከኛታት ኣልመዳለን መርሒ ስልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተአርሶን ኣብ ዘስምዖ መደረ ሰልፉ ቛንቛ ቀንዲ መገዲ ውህደት ሙኻኑን ኩሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ ናይ ግድን ቓንቓ ሽወደን ክኽእል ከምዘሎዎ ከነገድድ ኢና ክብል ገሉጹ። ዝኾነ ሰብ ናብ ሽወደን ዝመጸ  ቛንቛ ሸወደን ከጽንዕ ክግደድ ምኻኑን በዚ መገዲ ጥራይ እዩ ኣብ ሕብረተሰብ ሽወደን ስራሕ ክሰርሕን ክወሃሃድ ዝኽእል ክብል ተሪር …

Read More »

ምምሕዳር ከተማ ሶልና ምስ ሓደስቲ መጻእቲ ዝነበሮም ውዕል ምስ ዝውዳእ ካብ ቤቶም የውጽእዎም ኣለዉ ተባሂሉ!!

ተሌቪዥን ሽወደን ምምሕዳር ከተማ ሶልና ምስ ሓደስቲ መጻእቲ ዝነበሮም ውዕል ምስ ዝውዳእ ካብ ቤቶም የውጽእዎም ኣለዉ ክብል ጸብጺቡ። በዚ ድማ ፍርቂ ካብቲ ምምሕዳት ከተማ ዝመደቦ ኣፓርትመንታት ባዶ ምህላዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት ውሳኔ ዝሓለፈ መንግስቲ ምምሕዳራት ከተማ ሓለፍነት ሓደስቲ መጻእተኛታት ክወስዳ ኣለወን። በዚ ሓድሽ ኣሰራርሓ ድማ ብዙሓት ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኲነታት ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ስቶክሆልም ነባሪ መንበሪ ቤት ዝህብ ምምሕዳር …

Read More »

ጸሊም ነጠብጣብ ዘለዎ በናና ብሉጽ’ዩ ተባሂሉ

ኣብ በናና ጸሊም ነጥቢ ወይ መለግለግ ዝብል ነገር ክሪኡ ከለዉ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝዀነ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኰኑን።ይኹን እምበር በናና ጸሊም ነጠብጣብ ክገብር ከሎ፡ ጽቡቕ ከምዝበሰለን ንኽብላዕድሉው ምዃኑን ዘመልክት እዩ። ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ዩኒቨርስቲዀርኒል ኣብ ዘካየዶ መጽናዕቲ፡ መኣዛዊ ትሕዝቶ በናና በዞም ጸለምቲ ነጠብጣብ ወይ መለግለግ ዝብል ክፋል በናና ከምዘይጠፍእ ኣረጋጊጹ። በናና ሃብታም ትሕዝቶ ፖታሸም፡ ማንጋነዝ፡ ነሓስን ካልኦት ኣገደስቲ ማዕድናትን ኣለዎ።ብተወሳኺ በናና …

Read More »

ገለ ነገራት ብዛዕባ ሎሚ ሰኑይ ክጅመር እዩ ብዛዕባ ዝበሃል ዘሎ እገዳ ምትካኽ!!

ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ምትካኽ ካብ ጽባሕ ባሕቲ ሓምለ ጀሚሩ እጉድ ክኸውን እዩ። እንተኾነ ሬድዮ ሽወደን Ekot ከም ዘመልከተቶ እዚ ሕጊ ኣብ ተግባር ኣብ ምውዓል ክረኣዩ ዝግብኦም ገለ ጒዳያት ኣለው። እዚ ሕጊ እገዳ ምትካኽ ኣበይ ምዃኑ ብልክዕን ብዝርዝርን ኣየቐመጠን። ኣብያተ መግቢ ኣብ ቀጽረን ምትካኽ ዝኽልክላ ባዕላተን ድየን፡ ድሕሪ ምዕጻወንከ ምትካኽ ክፍቀድ ድዩ ኣብ ዝብል ዝተባህለ ነገር የለን። ብዘይካዚ ይብል ሬድዮ ቪበር …

Read More »

ሕሳብ ባንክ፣BankID ፣ ስዊሽ

ሕሳብ ባንክ ንውልቓዊ ቑጠባኻ ንምእላይ ናይ ባንክ ሕሳብ ክህልወካ ኣለዎ። እቲ ንስኻ ትደልዮ ሕሳብ ዝተፈላለየ ስም ክህልዎ ይኽእል እዩ፣ ንኣብነት ናይ ልቓሕ ሕሳብ፣ ናይ ምትሕልላፍ ሕሳብ፣ ውልቓዊ ሕሳብ፣ ወይ ክፍሊታዊ ሕሳብ። ሕሳብ እንታይ ስሙ ኣሎዎ ኣየገድስን እዩ። እቲ ዘገድስ ነዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ክትረክብ እዩ፣ ከም ደሞዝን ቍጠባዊ ሓገዝን ኣብ ሕሳብ ምእታውክፍሊታት ብምትሕልላፍ ባንክ፣ ባንክጂሮ(brevgiro)፣ ኣውቶጂሮ(autogiro)ምውጻእ ጥረ ገንዘብ ኤለክትሮኒካዊ መረጋገጺ መንነትን(BankID) …

Read More »

ንነዊሕ ግዜ ምጉሃይ (deprimerad)

ንልዕሊ ክልተ ሳምንታት ወይ ልዕሊኡ  ጓህን ድኻምን እንተ ተሰሚዑካ ኣብ ከቢድ ጓሂ (deprimerad) ክትህሉ ትኽእል ኢኻ። እዚ ብርቲዕ ድኻምን፣ ድቓስ ምእባይን ክገብረልካ ይኽእል። ካብ ንብር ወጻኢ ኣዚኻ ክትጠሚ ወይ ከይትጠሚ ትኽእል ኢኻ። ናይ ምትኳር ዓቕምኻ ክጎድልን ብቕሊሉ ክትቕጣዕን ትኽእል። ቅድሚ ሕጂ ትፈትዎም ዝነበርካ ነገራት ከሰልችውኻ ወይ ትርጉም ዘይብሎም ኮይኖም ክስምዑኻ ይኽእሉ። ምናልባት ብጣዕሚ ብዙሕ ትሓስብ ትህሉ። ብሂወት ምንባር ኣይክእልን ኢየ ኢልካ ክትሓስብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com