Friday , May 3 2024

ዜና

ደሃይ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ

ራሒም ስተርሊንግ ኣብ ውሽጢ 13 ደቓይቕ፡ 3 ኩዓሳሱ ኣብ ሰኪዔት ዋትፎርድ ብምስርሳር ሃትሪክ ኣብ ዝሰርሓሉ ግጥም ፡ ማንቸስተር ሲቲ 3 ብ 1 ተዓዊታ፡ ምስ ካልኣይ ተርታ ሒዛ ዘላ ሊቨርፑል ንዝነበራ ናይ ነጥቢ ጋግ፡ ብውሕዱ ክሳብ ጽባሕ ኣጋ ምሸት፡ ካብ 1 ናብ 4 ኣዕሪጋቶ። ስተርሊንግ ዘቑጸራ ፋልመይቲ ኣካታዒት ጐል፡ ብመስመር ዳኛ ካብ ጸወታ ወጻኢ ተባሂላ ተሰሪዛ’ኳ እንተነበረት፡ ማእከላይ ዳኛ ግን፡ ንውሳነ …

Read More »

ልዮነል ሜሲ ዳግማይ ናብ ሃገራዊት ጋንታ ይምለስ!

ኣርጀንቲናዊ ሊዮነል ሜሲ ናይ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ዳግማይ ከምዝተመልሰ ፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ ኣርጀንቲና ገሊጹ። ድሕሪ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ካብ ሃገራዊት ጋንታ  ትሑት ውጺኢት ምምዝጋብ ብወለንትኡ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣግሊሉ ዝጸንሐ ሜሲ ዳግማይ ብምምላሱ ኣርጀንቲናውያን ሓጎሶም ኣብ ምግላጽ ይርከቡ። ኣብ ዋንጫ ዓለም ሩስያ ብፈረንሳ ዝተገለፈት ኣርጀንቲና ድሒራ ዘካየደቶ 6 ግጥማት ሜሲ ከምዘይተሳተፈ ዝዝከር ኮይኑ ምምላስ ናይቲ ተጻዋታይ ዓቢ ሞራል ምዃኑን …

Read More »

ኣርሰን ቨንገር ጻዊዒት ፊፋ ይረክብ!

ናይ ቅድም ኣሰልጣኒ ክለብ ኣርሰናል ፈረንሳዊ ኣርሰን ቨንገር ናብ ዓውዲ ስፖርት ብምምላስ ኣብ ፊፋ ከም ሓላፊ ቴክኒካዊ ዕቤት ኮይኑ ክሰርሕ ካብ ፊፋ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣለም ዕድሜ ቀሪብሉ። ኣብዚ ግዜ ብዘይ ስርሕ ኣብ ዕረፍቲ ዝረከብ ኣርሰን ቬንገር ምስቲ ዘለዎ ውህሉል ተመክሮ ኣብ ምምዕባል ኩዑሶ እግሪ ዓቢ ኣበርክቶ ከምዝገብር ኣብ ግምት ብምእታው እዩ ነዚ ቦታ ተመዚዙ ዘሎ ክትብል መርበብ …

Read More »

ኣልባ ኩንትራቱ ምስ ባርሳ የናውሕ!

ስፓኛዊ ናይ ጸጋም ተኸላኻላይ ክለብ ባርሰሎና  ጆርዲ ኣልባ ኣብ ካምፕኑ ስጋብ 2024 ዘጽንሖ  ሓዱሽ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ኩንትራት ፈርሙኡ ኣንቢሩ። ኣልባ ኣብዚ ናይ ውድድር ወቅቲ ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ ኤርነስቶ ቫሌቬርዴ ኣብ ርእሲ ናይ ምክልካል ስርሑ 14 ግዜ ቀረብን 2 ጎላት ብምምዝጋብ ደሚቑ ይርከብ። ነዚ እስጳናዊ ናይ ክንፊ ተኸላኻላይ ትደሊ ክለብ ኣብ ኣግኡ መፍረሲ ውዕሉ 500 ሚልዮን ፓውንድ ምኻኑ ክለብ ባርሰሎና …

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብቛንቋ ትግርኛ ሰኑይ 11 Feb. 2019

ፖሊስ ሽወደን ሰራሕተኛታት ተመሲሎም ካብ ዝሰርቁ ገበነኛታት ተጠንቀቑ ይብል። 2. በዓል መዚ ምክትትታል ላዕለዋይ ትምህርቲ፣ ናይ 22 ሰባት ምስክር ወረቐት ሰሪዙ።

Read More »

ዜናታት ኣልኮምፒስ 08 Februari 2019

ኣርእስተ ዜናታት 1. ሩስያ መጠነ-ሰፊሕ ልምምድ ስርሒት ኲናት ተካይድ። 2 ፖሊስ ሽወደን ንዝተነቐፈሉ ቁጽጽር ዶባት ከማሓይሽ እየ ኢሉ።

Read More »

ማንቸስተር ናብ ዝናፈቐቶ ሽልማት ትምለሰ!

ድሕሪ ምኻድ ፈርጉሰን ኣንፈት ሽልማት ፕርመርሊግ ጠፊእዋ ኣሰር ሊቨርፑልን ኣርሰናል ሒዛ ትርከብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብዚ እዋን ድሕሪ ምምጻእ ናይ ቅድም በዓል ውዕለታ ሶልሽየር ዝተርጋግኤት ትመስል። መሪኖ ንዘፍረሳ ጋንታ ከዕሪ ግዜ ዘይወሰደሉ ሶልሻየር ኣብ ተኽታታሊ 8 ዓወታታ ብምምዝጋብ ማንቸስተር ዩናይትድ ናብ ዝለመደቶ ሃዲድ መሊስዋ ይርከብ። እንሆ ድማ ንሱ ንባዕሉ ብሉጽ ኣሰልጣኒ ወርሒ ጥሪ ብሙኻን ድሕሪ ፈርጉሰን  ማለት ድሕሪ 2013 ነዚ ክብሪ …

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 25 ጥሪ 2019

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com