Friday , May 3 2024

ቁጠባ

Harmony News 30-04-2021

Read More »

ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝኣበዩ ሰባት፡ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ክብየነሎም ምዃኑ ተሓቢሩ

ነበርቲ ምምሕዳር ካልማር፡ ክሳብ ኣብ ቦታ ክታበት በጺሖም ንክኽተቡ ኣብ ወንበር ኮፍ ዝብሉ፡ እንታይ ዓይነት ክታበት ከምዝውግኡ ኣይፈልጡን እዩም። ኣብ እዋን ክትባት፡ ንክታበት ኣስትራ ዘነካ ይኹን ንኻልእ ዓይነት ክታበት ንኽውግኡ ምስ ዘይደልዩ፡ ናይ 200 ክሮነ፡ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ክብየነሎም ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ፡ እቲ ግዜ፡ ከምቲ ናይ ሕክምና ቆጸራ ምጥላም፡ ዘስዕቦ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ፡ ኮይኑ ስለዝቑጸር እዩ ክብል’ቲ ምምሕዳር …

Read More »

ቱርኪ፡ 50 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ስፑትኒክ ቪ ክትዕድግ ተሰማሚዓ

ሃገረ ቱርኪ፡ ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ እትርከቦ፡ 50 ሚልዮን ብልቃጥ፡ ፍርያት ሩስያዊ ኩባንያ ዝኾነ ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡  ክትዕድግ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐት ሰብ መዚ ቱርኪ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ክታበት ስፑትኒክ ቪ፡ ብቱርካዊ በዓል መዚ መድሃኒት፡ ተቐባልነት ድሕሪ ምርካቡ፡ እቲ ቀዳማይ ብልቃጥ ክታበት፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት፡ ድሉው ክኸውን ትጽቢት ተገይሩ ከምዘሎ እቲ መግለጺ ሓቢሩ።    ኣብ ተመሳሳሊ መስርሕ፡ ኤውሮፓዊ …

Read More »

Harmony Media News 28-04-2021

Read More »

Harmony Media News 26/04/2021

Read More »

ጸብጻብ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ መበል 16 ሰሙን

ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ኣዋርሕ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ሰሙናዊ ብ 0.1% እናጎደለ ምምጽኡ ካብ  ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ዝወጽእ ሰሙናዊ ጸብጻብ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ 6200 ሰባት ስራሕ ኣልቦ ምዃኖም ክምዝገቡ እንከለዉ፡ 9600 ሰባት ድማ ናብ ስራሕ ወይ ድማ ቤት ትምህርቲ ከምዝተጸምበሩ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። ብመሰረት እዞም ኣሃዛት፡ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ካብቲ ኣብ ቅድሚኡ ሰሙን …

Read More »

Harmony Media News 25-04-2021

Read More »

Harmony Media News 23-04-2021

Read More »

Harmony Media Voice News

Read More »

ሎቬን፡ እዚ ዘለናዩ ግዜ፡ ናይ ምዝናይ እዋን ኣይኮነን ይብል

መንግስቲ ሽወደን፡ ንመምርሒታትን ቀይድታትን ኮሮና፡ ከፍኩሶም ኣብ ዘይክእል እዋን እዩ ዘሎ። ኣብ ኣሰካፊ ዝኾነ ኩነታት ኢና ዘለና። ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝኣትዉ ዘለዉ ሕሙማት፡ ቁጽሮም፡ እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉ እቶም ዝመጹና መዓልታዊ ጸብጻባት ይሕብሩና ኣለዉ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። መንግስቲ ሽወደን፡ ድሕሪ ካብ በዓል መዚ ጥዕና ዝረኽቦ ሓበሬታ፡ ንህዝባዊ ምትእኽኻብ ብዝምልከት፡ ዕለት 03 …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com