Thursday , May 16 2024

ዜና

ኣሰንሶ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ሃዛርድ ይኣቱ

ክለብ ሪያል ማድሪድ ድሕሪ ን ክርስትያኖ ሮናልዶ ድርቀት ሸቶ ገጢሙዋ ብንኣሽቱ ክለባት ኢስጳኞለ ተበሊጻ ካብ ቀንዲ መቓናቕንታ ክለብ ባርሶሎና ብ 7 ነጥቢ ተፈንቲታ  ኣብ 6 ደርጃ ትርከብ። ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ዓዘቅቲ ንምግልጋል ዘይተኣደነ ገንዘብ ብምስላዕ ኣብ ሃድን ስሙያት ተጻወቲ ትርከብ።  ን ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽፈት መስኮቲ ምስግጋር ተጻወቲ ቀንዲ ኣተኩርኣ ናብ ተጻወቲ ራሒም ስተርሊን ካብ ማን ስቲ ኤደን ሃዛርድ ካብ …

Read More »

ኣርሰን ቨንገር ምስ ሚላን ወዲኡ ይበሃል

ካብ ኢንግሊዛዊት ክለብ ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመት ምፍልላዩ ኣብ ዕረፍቲ ዝጸንሔ ኣርሰን ቨንገር ምስ ክለብ ኤሲ ሚላን ከም መተካእታ ሓደ ናይ ቀድም ተጻዋትይን ድሒሩ ነዛ ክለብ ከሰልጥና ሓላፈነት ዝተዋህቦ ጋትሶ ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሖም ክትብል ፍራንስ ስፖርት ኣብ ኣብ ዓምድታታ ኣስፊራ። ጋትሶ ብ ኣታውን ወጻኣቲ ጸወታ ነዛ ጋንታ ክመርሓ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መሳልል ሰሪ ኣ ጥልያን ካብ መራሒት ጁቬንቱስ ብ …

Read More »

ኣብ መርመራ ክልሰ-ሓሳባዊ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ናይ ዝተርፉ ቁጽሪ ይውስኽ

በዓል መዚ መጒዓዝያ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ስታቲስቲክ፡ ኣብ መርመራ ክልሰ-ሓሳባዊ ትምህርቲ (ናይ ቃል) ምዝዋር መኪና ናይ ዝተርፉ ቁጽሪ ኣዝዩ ከምዝዓበየ የርኢ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ ቁጽሪ ናይቶም ክሳብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ንክልሰ-ሓሳባዊ ፈተና ብዓወት ዝሓለፍዎ ተፈተንቲ 43.8% ናይቶም ፍቓድ መምርሒ መኪና (ናይ ገዛ መኪና) ንምርካብ ዘመልከቱ ነይሩ። እቲ ቁጽሪ ካብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት መዝገብ (45.2%) ጥራይ ዘይኮነ ካብ 2004 ኣትሒዙ ካብ …

Read More »

ቃለ መሕተት ምስ ኣማኑኤል ሳህለ

https://www.youtube.com/watch?v=4BnV8MQRyaQ&t=200s

Read More »

ቬትናም – ኣብ እዝኑ ኣንበጣ ዝተረኽቦ ሰብ

ኣብ ሆስፒታል ሃይ ዶን ዝርከቡ ቬትናማውያን ሓካይም ካብ ውሽጢ እዝኒ ናይ ሓደ ሰብ፡ ህያው ኣንበጣ መሰል እንስሳ ብመጥባሕቲ ከምዘውጽኡ ተገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ዩ.ፒ.ኣይ. ኣብ ገጻቱ ከምዘስፈሮ፡ እቲ ሰብ ቃንዛ እዝኒ በርቲዕዎ ናብቲ ሆስፒታል ድሕሪ ምኻዱ፡ ናይ ኢንዶስኮፕ መርመራ ተኻዪድሉ። እቲ ጠንቂ ህይወት ዘለዎ ኣንበጣ መሰል እንስሳ ምዃኑ ድማ ኣብቲ መሳርሒ ክርአ ክኢሉ። ኣብቲ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተዘርግሐ ቪድዮ፡ እቲ እንስሳ …

Read More »

ኣብ ከተማ ማልሞ ነታጊ ብምፍንጃሩ ንዋታዊ መጉዳእቲ ኣስዒቡ

ሎሚ መዓልቲ ንግሆ ኣብ ከተማ ማልሞ ኣብ ከባቢ Persborgstorgዝርከብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ነታጊ ብምፍንጃሩ ንዋታዊ መጉዳእቲ ኣስዒቡ። ኣብቲ መእተዊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ልዕሊ ዝወረደ ዕንወት ብተወሳኺ ኣብቲ ከባቢ ደው ኢለን ዝነበራ መካይንውን መሳኹተን ከምዝተሰባበረን ተፈሊጡ። ፖሊስ  እቲ ምፍንጃር ነታጊ ከባቢ ሰዓት ሓደ ናይ ወጋሕታ ከምዘጋጠመን ዘውረዶ ሰብኣዊ ክሳራ ከምዘየለን ሓቢሮም። ቴለቪዝን ስዊድን ከምዝሓበሮ ፖሊስ ክሳብ ሕጆ ሰበብ ናይቲ ዘጋጠመ …

Read More »

ህንዲ – ንሰራሕተኛታቱ 600 መካይን ዝሃበ ኩባንያ

ሃሪ ክሪሽና ዝተባህለ ኣብ ንግዲ ኣልማዝ ዝነጥፍ ኩባንያ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ን600 ሰራሕተኛታቱ ነፍሲ-ወከፎም ሓንቲ መኪና ብህያብ ከምዘረከበ መርበብ ሓበሬታ ያሁ ኣፍሊጡ። ኣብ ህንዲ፡ ዲዋሊ ዝተባህለ ባህላዊ ፌስቲቫል ክቐርብ እንከሎ ህያባት ምልውዋጥ ልሙድ እኳ እንተኾነ፡ ከምዚ ዓይነት ግዝፍን ብዝሕን ዘለዎ ህያብ ግን ተራእዩ ከምዘይፈልጥ እቲ ሓበሬታ ኣነጺሩ። ፌስቲቫል ዲዋሊ ኣብዚ ዓመት’ዚ ዕለት 7 ሕዳር ክጽንበል ምድላዋት ይግበር ኣሎ። ዋጋ ናይተን መካይን …

Read More »

ስዊድን ንዳግመ ውዳበ ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ትድግፍ

ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ርክቡ ንዳግመ ውዳበ ኣብ ዝምልከት ዕማም ስርሑ ክቕጽል እዩ። ስዊድን ድማ ነዚ ናይ ዳግመ ውዳበ ኣጀንዳ ተተባብዕ ኣላ። ዳይረክተር ጀነራል ምትሕግጋዝ ኣህጉራዊ ምዕባለ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ስዊድን ዝኾነ ዮሃንስ ኦልየሉንድ ንሬድዮ ስዊድን ኣብ ዝሃቦ ቃል፣” ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ፣ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣፍሪቃዊ ዋንነት ከረጋግጸሉ ዝኽእል ዓቕሚ ክህልዎ …

Read More »

ከተማ ጉተንበርግ ኣብ ቤት-ትልሂት (ዲስኮ) ንዘጋጠመ ዘሰቅቕ ባርዕ ክትዝክር’ያ

ሎሚ መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ሽወደን ካብ ዘጋጠሙ፡ እቲ ዝኸፍአ ቀዛፊ ባርዕ ሓዊ ኢዩ። ሽዑ፡ ባካፕላን ኣብ ዝተባህለ ዞባ ከተማ ጉተንበርግ ኣብ ዝተኻየደ ድግስ ባህላዊ-በዓል “ሃሎዊን” (Halloween) ኣብ ዝተላዕለ ባርዕ፡ 200 ሰባት ቆሲሎም፡ 63 ከኣ ሞይቶም። ቦቢ፡ ሓደ ካብቶም ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብኡ ዝነበሩ ኢዩ። ንሱ ንሬድዮ ሽወደን ፒ-3 (P-3) ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ እቲ ሙዚቃ ሃንደበት …

Read More »

መሓዙታ ጽቡቕ ክዳን ከይክደና ዝኸልከለት መርዓት

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሓንቲ ስማ ክትጥቀስ ዘየፍቀደት መርዓት፡ ኣብ ዕለተ-መርዓኣ መሓዙት ክኾና ንዝሓረየተን መሓዙት ኣዝዩ ሰሓቢ ዝኾነ ክዳውንቲ ከይለብሳ ድሕሪ ምኽልካላ፡ እቲ ጉዳይ ኣርእስቲ ማሕበራዊ ጉዳይ ኮይኑ ቀንዩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ ሚረር ዝተባህለ መርበብ ኢንተርነት ዓዲ እንግሊዝ፡ እታ ወይዘሪት ድሮ’ቲ መርዓ ኣብ እትገብሮ ዝነበረት ምድላው፡ ነተን መሓዙት ብምእካብ “ኣብዛ እንኮ ዕለት’ዚኣ ኣነ ንግስቲ ስለዝኾንኩ፡ ካብ ኩሉኽን ጸቢቐ ክርአ ኣለኒ። ማእከል ስሕበት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com