Sunday , May 12 2024

ጥዕና

ብመንጽር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ኣብ ቀዳማይ ደርጃ ትስራዕ።

እዚ በብመዓልቲ እንዳወስኸ ዝኸይደ ዘሎ ቑጽሪ ግዳያት መልኸፊ ኮረና ቫይረስ ስጋብ ን ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ዝተረኽቡ 13 ግዳያት ናይዚ ቫይረስ ብምወሳኽ ቑጽሪ በዚ ሕማም ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ መላእ ሽወደን ናብ 248 ብምብራኽ ብመንጽር ከተማታት ክርኤ ከሎ ድማ ስቶኮልም ናይ ቀዳማይ ደርጃ ሒዛ። በዚ መስረት • Stockholm : 147 • Västra Götaland : 32 •  Skåne: 22 • Värmland: 2  • …

Read More »

News Magazine 06 March 2020 ዜና መጽሄት 06 መጋቢት 2020

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 6 መጋቢት 2020

Read More »

ብምኽንያት ስግኣት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሽወደን ዋጋ ናይ ኣፍ ማስኬራ ብናህሪ ይውስኽ።

ልዑል ጠለብ መሳለጥያ ምስትንፋስ ብምውሳኹ ኣብ ኣብያተ ኣፋውስ ሽወደን ብልዑል ዋጋ ክሽየጥ ምጅማሩ ተገሊጹ። ኣብ ፋርማሲታት ክሳብ 900 ክሮና ምብጽሑ ድማ ተገሊጹ። ብርክት ዝበላ ኣብያተ ኣፋውስ ብምኽንያት ኣዝዩ ልዑል ጠለብ ማስኬራ ምውድአን ይገልጻ ምህላወን ድማ ተመልኪቱ። ብፍላይ ኣብ ኣብያተ ኣፋውስ ዋጋታት ብዝተጋነነ ብንሃር እዚ መሸጣ ብሓደ ግዜ ብ220% ምውሳኹ ከም ሓደ ኣገራሚ ክስተት ተጠቂሱ’ሎ።

Read More »

ኣገልግሎት 1177 ብጸቕጢ ጻውዒት ተሌፎን ይሳቐ ምህላዉ ተገሊጹ።

ኣገልግሎት ጥዕና 1177 ኣብ ቀረባ እዋናት ምስ ሻቕላ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና እናበዝሐ ብዝመጸ ጻዕቂን ጸቕጢን ጻውዒት ተሌፎናት ይሳቐ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣካያዲ በዓልመዚ 1177 ቫስትራ ጎትላንድ ዝበዝሑ ጻውዒታት ኣብ ቫይረስ ኮሮና ዘተኰሩ ምዃኖምን እቲ ልሙድ ናይ ምምላስ ኣገባብ ብምኽንያት እዚ ጻዕቂ ናብ 45 ደቓይቕ ክብ ምባሉ ኣብሪሁ። “እጢ ልሙድ ናይ መጸበዪ ግዜ 15 ደቓይቕ እዩ ኔሩ፥ ካብ 2002 ጀሚርና ስራሕ ካብ …

Read More »

ሽወደን ኣብ ከባቢታት ወደብን መዓርፎ ነፈርትን ዝህሉ ምቑጽጻራ ኣትሪራ።

ካብ ወጻኢ ሃገራት ብዝመጹ ሰባት ዝተኸስተ ልዑል መጠን ምልባዕ ሕማም ኮሮና ንምክልኻል ሽወደን ኣብ ከባቢታት ወደብን መዓርፎ ነፈርትን ዝህሉ ጽሬት ክተትርር እያ። ብመሰረት በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ካፒቴን ዝኾነት መርከብ ወይ ነፋሪት ዝዀነ ጥርጣረ ሕማም ምስ ዝህሉ ኣቐዲሙ ናብ ዝምልከቶ ኣካላት ክሕብር ክሕተት እዩ፡ ዳይረክተር መዓርፎ ነፈርቲ ማልም ፒተር ወይንሃንድል ዘድሊ ምቅርራባት ምውድኡ ገሊጹ’ሎ። ሽወደን ውሸባ ዘለወን ሸሞንተ ወደባትን ካብ ደበብ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ናይ መጀመርያ ግዳይ ኮሮና ቫይረስ ዝኮነት ጋል 20 ዓመት ነጻ ትበሃል።

ድሕሪ ካብ ቻይና ምምላሳ ግዳይ እዚ ተላባዒ ኮሮና ቫይረስ ዝኾነት ጋል 20 ዓመት ተቐማጢት ዮንሽፒን ድሕሪ እቲ ዝረኸበቶ ክንክን ካብ ምልኽታት እቲ ቫይረስ ነጻ ሙዃና ተረጋጊጹ ክትብል ኣብ ከተማ ዮተበሪ እቲ ሕተም ዮተበሪ ፖስት ገሊጻ። ብመስረት ሓበሬትስ ዮተበሪ ፖስት እዚ ጛል 20 ዓመት ግዳይ ድህሪ መልኽታት ቫይረስ ኣብ ነብሳ ምርኻቡ ኣብ ተፈልያ ኣብ ማእከል መወሸቢ ብምጽናሕ ኩነታት ጥዕናኣ በብቑሩብ ናብ …

Read More »

ምስ ኮሮናን ኤችኣይቪን ቫይረስ ዝነብሩ ሰባት ፋይናንሳዊ ሓገዝ ክግበረሎም ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኲነታት መምርሒ ተዋሂቡ።

ትካል ማሕበራዊ ድሕነት ሽወደን ብኤችኣይቪን ቫይረስ ኮሮናን እተለኽፉ ሰባት ብፋይናንስ ዝሕገዙሉ ኣገባባት ክረበሉ ሓድሽ መምርሒታት ሎሚ ኣውጺኡ። እቲ ትካል ብምኽንያት ጥዕናኡ ብሓኪም ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ ዝብል ምስክርነት እተዋህቦ ሕሙም ሓገዝ ክግበረሉ ምዃኑ ድማ ተመልኪቱ። እቲ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ዝግበረሉ ሰብ ጒዳይ ሽቕለቱ ከመይ ምዃኑ ዘነጽር ቅጥዒ ከም ዘለዎ’ውን ተገሊጹ’ሎ።

Read More »

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣንጻር ክሮና ቫይረስ ልዑል ደረጃ ጥንቃቐ ክግበር ኣዘኻኺሩ።

ሓደጋ ክሮና ቫይረስ ካብ ማእከላይ ደረጃ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ብምስግጋሩ፡ ነዚ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ንምቅዋም ልዑል ደረጃ ጥንቃቀ ክግበር ከም ዘለዎ ኤውሮፓዊ ሕብረት ኣፍሊጡ። ብዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ኣንጻር እዚ ቫይረስ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታት ንምውህሃድ፡ ‘ሓይሊ ኣንጻር ክሮና ቫይረስ’ ተሰምዩ ዝቖመ ግንባር ከም ዘሎ ሓላፊት ኤውሮፓዊ ኮሚሽን ዝኾነት ኦርሶላ ፎን ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። ሓደገኝነት ክሮና ቫይረስ ካብ ማእከላይ ናብ …

Read More »

Al kompis Swedish News on Tigrigna Monday 2 March 2020. ዜና ሽወደን ብትግርኛ 2 መጋቢት 2020

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com