Sunday , April 28 2024

ጥዕና

ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ኣብያተ ትምህርቲ ምዕጻዉ ተመራጺ ከምዘይኮነ መኺሩ።

ድሕሪ እቲ ኣብ ሽወደን ዝተራእየ ሕማም ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ብዝተፈጥረ ዘይምርግጋእ፣ ወለዲ ንዶቆም ናብ ቤት ትምህርቲ ምስዳድን ዘይምስዳድን ዓቢ ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ድሕሪ ምጽናሕ፣ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን፣ እቲ ሓላፍነት ናይ ወለዲን ናይ ኣብያተ ትምህርትን ዉሳነ እዩ ክብል ኣፍሊጡ። ይኹን እምበር እቲ ባዓል መዚ፣ እቶም ኣብዚ ስፖርታዊ ግዜ ዕረፍቲ. ማለት Sport lov ካብ ሽወደን ወጻኢ ገይሾም ዝቐነዩ ተማሃሮ ኣብ ገዝኦም እንተጸንሑ …

Read More »

ምኽርታትን ኣገባባትን ምክልኻል ኮሮኖ ቫይረስ።

ብመስረት ሰብ መዚ ጥዕና ዓለም ነዚ ስጋብ ሕጂ ዝኾነ መድሃኒት ዘይተረኽቦን ብ ቕልጡፍ ኣብ መላእ ዓለም ዝልባዕ ዘሎ ኮርነ ቫይረስ ንምኽልካሉ ነዞም ዝስዕቡ ምኽርታት ክንስዕብ ሰብ ሞያ ጥዕና ምኽሮም ይልግሱ። * ኮረና ቫይረስ ናይ ምጥቃዕ ባህሪኡ ኣብ ጎሮር ዝጅሚር ኮይኑ ጎሮሮና ብዝተኻእለ መጠን ምጥላል (ምትርካስ)። ዝኾነ ጽምኢ ወይ ድርቐት ጎሮሮ ኣብዝስምዓና ብተዃእለ መጠን ማይ ምስታይን ንጽምኢ ክንጻወሮ ዘይምፍታን። ምኽንያቱ ቀጸላ …

Read More »

ግዳያት ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ሽወደን 11 ይበጽሑ።

ብመሰረት ሓበሬታ ሰበ ስልጣን ጥዕና ሽወደን ትማሊ ዓርቢ ኣብ ኣስታት 600 ሰባት ኣብ ዝገበርዎ መርመራ ኮሮና ቫይረስ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ማለት ክልተ ኣብ ስቶኮልም፣ ሓደ ኣብ ኡፕሳል ከምእውን ሓደ ኣብ ዮንሾፒንግ በዚ ዝተለኽፈ ሰባት ረኺቦም። መዚ መስረት ቁጽሪ ግዳያት ኮሮና ቫይረስ ሰባት ናብ 11 ኣብጽሕዎ ይርከብ። ሰልዚ መጠነ ለበዳ እዚ ቫይረስ ቁልጡፍ ከምዘሎን ሰባት ምስ ግዳያት ዝኾነ ሰባት ካብ ዝገብሮዎ …

Read More »

ሽወደን ንመኸተ ቫይረስ ክሮና ዝውዕል 40 ሚልዮን ክሮና ንውድብ ጥዕና ዓለም ብመልክዕ ሓገዝ ሂባ።

ሽወደን ትሕት ዝበለ ደረጃ ክንክን ጥዕና ሃገራት መኸተ ንኸሳልጣ ዝሕግዝ ናይ 40 ሚልዮን ክሮና ረድኤት ንውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ ምህባ ተገሊጹ። ሚኒስተር ማሕበራዊ ጒዳያት ሊና ሃሊንገርን ሚኒስተር ኣህጒራዊ ልምዓትን ፒተር ኤሪክሰን ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ እቲ ውድብ እንተሓዪሉ ቫይረስ ክሮና ናይ ምልባዕ ዕድሉ ክጐድል እዩ ኢሎም ከም ዝኣምኑ ኣብሪሆም ኣለዉ። ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረየሱስ ኣብቲ ዋዕላ …

Read More »

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ገምጋም ስግኣት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሽወደን ይልዕል ከምዘሎ ሓቢሩ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን Folkhälsomyndigheten ብዛዕባ ስግኣታት ጥዕና ቫይረስ ኮሮና ብምግምጋም ኣብ ውሽጢ ሃገር ገለ ዝተለኽፉ ሰባት ክህልዉ ከም ዝኽእሉ ኣንፊቱ’ሎ። እንተኾነ ግና ኣብ ውሽጢ ሽወደን ናይ ምልባዕ ዕድሉ ኣዝዩ ትሑት ምዃኑ’ውን ኣቐሚጦም ኣለዉ። እዚ ቫይረስ ፈለማ ኣብ ቻይና ከም እተራእየን ድሕሪዚ ናብ ደቡብ ኮርያ፥ ኢራንን ኢጣንያን ምድፍሕፍሑ ዝፍለጥ እዩ።፡ ኣብ ሽወደን ዛጊት ክልተ ሰብ በዚ ቫይረስ ከም እትታሕዘ ተፈሊጡ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ዳግማይ ብ ኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈ ሰብ ኣብ ከተማ ዮተበሪ ይርከብ።

እዚ ወዲ 30 ዓመት ዝኾነ መንእሰይ ድሕሪ ኣብ ጥልያን ዝነበሮ መገሻ ምምላሱ ኣብ ሰብነቱ ምልክታት ረስኒን ጸገም ምትንፋስ ምግባሩን ኣብ ዝገበሮ መርመራ ግዳይ እዚ ቫይረስ ሙዃኑ ዝተረጋገጸ። እዚ ግዳይ ኣብ ከተማ ዮተበሪ ዝርከብ ሆስፒታል ሳህልግረንስካ ዩኒቨርስቲ ዝተገብረሉ መርመራ እዩ እዚ ሰብ ግዳይ ኮሮና ቫይረስ ከምዝኾነ ብምርግጋጽ ትማሊ ሮቡዕ ሰብ መዚ ጥዕና እዚ ሆስፒታል ንማእከናት ዜና ኣብዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እዚ ግዳይ …

Read More »

ኤጀንሲ ጥዕና ብዛዕባ ጒዕዞን ሓደጋ ቫይሮስ ኮሮናን ኣገልግሎት ምኽሪ ምሃቡ ተገሊጹ።፡

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ካብ ደቡብ ኮርያን ኢራንን ገለ ከባቢታት ዓዲ ጣልያንን ንዝተመልሱ ተጓዓዝቲ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ኣስተምህሮ ምሃቡ ተገሊጹ። እዚ ለበዋ ኣካል ናይቲ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዝወሃብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኣገልግሎት ኰይኑ ከምኒ ሰዓልን ረስንን ዝብሉ ምልክታት እዚ ሕማም ዘርኣየ ንዝያዳ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ናብ 1177 ጻውዒት ክገብር ከም ዝኽእል መብርሂ ተዋሂቡ። እዚ ንኸም ሁበኢን ካልኦት ዞባታት ቻይናን እውን ዘጠቓልል እዩ። …

Read More »

ኢኪላታት ሽወደን ንክሮና ቫይረስ ኣብ ላባራቶሪ ከማዕብልዎ ክኢሎም።

ነቲ ንመላእ ዓለም ኣሰኪፉ ዘሎ ብክሮና ቫይረስ ዝስዕብ ቀታሊ ሕማም መድሃኒት ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ክኢላታት(ሰብ ሞያ)ሽወደን ንፈለማ ግዜ ኣብ ላባራቶሪ ሓደስቲ ክሮና ቫይረስ ከፋርዩ ከም ዝኸኣሉ ንበዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምርኩስ ብምግባር ስቨኒስካ ዳግብላዴት ዝተባህለት መጽሔት ሎሚ ገሊጻ። እቲ ቫይረስ ካብታ እንኮ በቲ ቫይረስ ልኽፍቲ ዝኾነት ኣብ ከተማ ዮንሾቢን እትርከብ ጓል ዒስራ ዓመት ዝኾነት ቻይናዊት ዝተረኽበ ምዃኑ እታ …

Read More »

ጸባ ጡብ እደ ምቁራጽ

ሓንቲ ኣደ ንውላዳ ጸባ ጡብ ከትቋርጸሉ ምስ እትውስን እሞ ነቲ መስርሕ ድማ ደረጃ ብደረጃ ምስ እተካይዶ ንዓኣን ንውላዳን እቲ ዝበለጸ ኣገባብ እዩ። እንተ ድኣ መስርሕ ምጥባው ብጽቡቕ ይቕጽል ሃልዩ እሞ፣ ንኣብነት ህጻን መዓልታዊ 6 ግዜ ዝጠቡ እንተኾይኑ፣ ነቲ መስርሕ ናይ ምጥባው ብሓንሳብ ከተቋርጾ ኣይግባእን። ኣካላት ናይ ኣደ ውን መስርሕ ጸባ ምፍራይ ንኸቋርጽ እኹል ግዜ ክረክብ ይግባእ እዩ። በዚ ምኽንያት እዚ …

Read More »

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተቐማጦ ስቶኮሆልም ብ ሚልዮናት ዝቑጸር መደቀሲ ከኒናታት ምውሳዶም ተፈሊጡ።

ዝሓለፈ ዓመት ተቐማጦ ስቶኮልም 53 ሚልዮን ከኒናታት መደቀሲ ምውሳዶም ተፈሊጡ። ኣስታት 201,790 ተቐማጦ ስቶክሆልን ካውንቲ ዝሓለፈ ዓመት ሽግራት ድቃስ ንምቅላል ከኒናታት ክወስዱ ከም ዝጸንሑ ካብ ሽማግለ መድሃኒታት ዝተረኽቡ ጸብጻባት ሓቢሮም። በዚ ድም ንገለ ካብዚ መድሃኒት ጨሪስካ ምእጋድ ወይ ምጒዳል ኣድላዪ ምዃኑ ለበዋኡ ወሲኹ ጸብጺቡ’ሎ። ምክንያቱ ድማ እዚ መድሃኒት ብርክት ዝበለ ጎድናዊ ሳዕቤናት ኣለዎ ዝብል መጽናዕታዎ ድምዳመታት ብምህላዉ እዩ። “እቲ ሓደጋ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com