Friday , May 3 2024

ጥዕና

ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት፡ ሓሙሻይ ክታበት ከፍቅድ እዩ

ኣብ ምጅማር ናይ ዝቕጽል ዓመት፡ ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት (The European Medicines Agency-EMA) ሓሙሻይ ፍርያት ክታበት፡ ከጽድቕ ትጽቢት ከምዝግበረሉ፡  ሰበ-ስልጣን እቲ በዓል መዚ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ፍርያት ኖቫቫክስ ዝኾነ ክታበት፡ ካብቶም ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዕዳጋ ቐሪቦም ዝነበሩ ካልኦት ክታበታት ፍልይ ብዝበለ ዓይነት ቴክኖሎጂ እዩ ተሰሪሑ። ከም ጸብጻብ Pharmaceutical World, እዚ ክታበት’ዚ ካብ ፕሮቲናዊ ነገራት ዝተሰርሐ ኾይኑ፡ …

Read More »

ጋና፡ ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ሃገራ ከይኣትዉ ትእግድ

ጋን፡ ዝኾነ ዘይተኸትበ እዂል ሰብ፡ ናብ ሃገራ ከይኣቱ ብምእጋድ ኣብ ዓለም እቲ ዝተረረ ሕጊ ጒዕዞ ከተተኣታቱ ምዃና ተገሊጹ። ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ዜጋታትን ነበርቲን ጋናውያን፡ ንኽልተ ሳምንታት፡ በዚ ሕሂ ከይተጸዉ ክጸንሑ ምዃኖም፡ እንተኾነ ግና ኣብ ምእታዎም ግድነት ክኽተቡ ምዃኖም እቲ ሓድሽ ሕጊ ደንጊጉ’ሎ። ምስ ምእታው በዓል ልደት፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ ኣዝዩ ንኸይልዕል ብዘለዎም ስግኣት፡ ነዚ ተሪር ሕጊ ምትእትታዎም ሰብመዚ እታ ሃገር …

Read More »

ሽወደን፡ ቀይድታት ኮቪድ-19፡ ከምእንደገና ኣብ ግብሪ ከውዕል እዩ

መንግስቲን በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደንን፡ ንምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮቪድ ኣመልኪቱ ሓደሽቲ ናይ እገዳታት መስርሕ ኣብ ምትእትታው ከምዝርከቡ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ቀዳማይቲ ሚኒስተር ሽወደን፡ ማግዳሊና ኣንደርሾን፣ ናይ ማሕበራዊ ጉዳያት ሚኒስተር ሌና ሃለንግሬንን ናይ ገንዘብ ሚኒስተር፡ ማይክል ዳምበሪን ምስ ዋና ሓላፊ ናይ ህዝባዊ ትካል ጥዕና ሽወደን ካሪን ቴግማርክ ዊዘል ብሓባር ብምዃን ጋዜጣዊ መግለጺ ምሃቦም ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ …

Read More »

ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ምሕታት ክተኣታቶ እዩ

መንግስቲ ሽወደን፡ ሰባት፡ ኣብተን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸዳ ህዝባውያን መጓዓዝያታት፡ ክጥቀሙ እንከለዉ፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ክሕተትሉ ዝኽእሉ መምርሒ ንኽተኣታቶ ይሰርሓሉ ከምዘሎ ኣብ ዘመሓላለፎ መዘኻኸሪ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ዝተመሓላለፈ መዘኻኸሪ፡ ብሰንኪ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ሓድሽ ጅር ኮቪድ ከምዝኾነን፡ እቲ መምርሒ ዝጅምረሉ ዕለት ከምዘይጠቐሰን ተፈሊጡ። ብተወሳኺ፡ እዚ ዘሎ ኩነታት ለበዳ እናበኣሰ ኣብ ዝኸደሉ እዋን፡ ኣብ ኣዝዮም ነዋሕቲ ጉዕዞታት፡ መስርሕ …

Read More »

Harmony Media News 10/12/2021

Read More »

ሰሙናዊ ጸብጻብ ክታበት ኮቪድ-19

ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,241,442 በጺሑ ከምዘሎን፡ እዚ ማለት ድማ፡  80.1% ካብ መላእ ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህዝቢ ሽወደን ምዃኑ፡ መዛግብቲ ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ክታበት ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። 1.56 ሚልዮን ዝኾኑ ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽወደናውያን ድማ፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ወሲዶም ከምዘለዉን እዚ ማለት ድማ፡ 18.9% ካብ …

Read More »

ሽወደን፡ ብኮሮና-ቫይረስ ብዝተሓተ ደረጃ ካብ ዝተጸልዋ ሃገራት ኤውሮጳ እያ

ኣብዚ ግዜ’ዚ ሽወደን፣ ሓንቲ ካብተን ብዝተሓተ ደረጃ ንመልከፍቲ ኮቪድ -19 ዝተቓልዓ ሃገራት ኤውሮጳ ‘ያ ክብል ኣፍቶን ብላደት፣ ንጆን ሆፕኪንስ ዩንቨርሲቲ ኣብ ኣዋር ዎርልድ ኢን ዳታ ዝብል ድሕረ ገጽ ዘውጸኦ ጸብጻብ ብምጥቓስ ጺሒፉ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብ 29 ሕዳር ክሳብ 5 ታሕሳስ ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ህሉው ኩነታት ሽወደን፣ ብመሰረት መጠነ ሞት ካብ ሓደ ሚልዮን ነበርቲ ክረአ እንከሎ፣ ካብተን ኣብቲ …

Read More »

ቪያግራ፡ ንሓደጋ ሕማም ኣልዛሃይመር ክቕንሶ ከም ዝኽእል ተገሊጹ

መድሃኒት ቪያግራ፡ ብኣልዛሃይመር፡ ማለት ብሕማም ረሲዕ ናይ ምትሓዝ ሓደጋ ክቕንሶ ከም ዝኸእል፡ ሬድዮ ኤኮት ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ ኣብ ሕቡራት ንግስታት ኣመሪካ ብዝርከቡ ተመራመርቲ ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ፡ እቲ ሓይሊ ዘለዎ መድሃኒት ነቲ ሓደጋ ብ69% ክንክዮ ከምዝኸል `ዩ ኣብሪሁ፡፡ እዚ ኣሃዝ`ዚ፡ ኣዚዩ ልዑል ብምዃኑ፡ ኣብ ዓውደ ምርምር ድማ ሓደ ጠቓሚ ነገር ከበርክት ይኽእል`ዩ ክብል፡  ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ናይ ገርያትሪክስ …

Read More »

WHO: ክትባት ጸረ ኮቪድ፡ ኣንጻር ኣሚክሮን እውን ይሰርሕ እዩ ይብል።

ኣቐዲሙ ኣንጻር ኮሮና እተወስደ ክትባት ኣብዚ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን እውን ከም ዝሰርሕ ሓደ በዓልመዚ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኣፍሊጡ። እዚ ዝበሃል ዘሎ ሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ንክትባት ፋይዘር ከም ዝጻወር ኣብ ሳውዝ ኣፍሪካ ድሕሪ ዝወጸ ናይ ቤተ ፈተነ መርመራ እዩ። ብምኽንያት እዚ ክትባት ኣብ ሰውነትና ዝፍጠሩ ኣንቲቦዲስ (ጸረ ኣካል) ነዚ ሓድሽ ጅር ናይ ምጽዋር ዓቕሞም ጎዲሉ ከም እተራእየ እዞም ተመራመርቲ ገሊጾም …

Read More »

ኣብ ኖርወይ፡ ሓደሽቲ ቀይድታት ተኣታትዮም

ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ኖርወይ፡ ናይ ኮሮና ቫይረስ ሓደስቲ ተወሰኽቲ ቀይድታት ይተኣታተዉ ከምዘለዉን እቶም ቀይድታት ድማ ብሰሉስ ከም ዝተኣወጁ ሚኒስተር ጥዕና’ታ ሃገር ኢንግሪድ ሽርኮል (AP) ኣፍሊጣ፡፡ ሽርኮል ኣብ ርእይቶኣ፡ ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ክጸልወና ዝኽእል ዓይነት ቀይድታት ክህሉ`ዩ፡ክትብል ጽሒፋ፡፡ ብመሰረት መግለጺ’ታ ሚኒስተር ጥዕና፡ እዚ ሓድሽ ቀይድታት ዝተገብረሉ ምኽንያት ብቐንዱ ደልታ ዝዓይነቱ ጅር፡ ኣብ ኖርወይ፡ ሰፊሕ ዝርጋሐ ስለዘለዎ ክኸውን እንከሎ፥ ኣብዚ እዋን’ዚ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com