Friday , May 3 2024

ጥዕና

ኣብ ዓዲ ጥልያን፡  ክትባት ኣብ ልዕሊ ዘይወሰዱ ሰባት፡ ሓድሽ እገዳታት ተግባራዊ ኾይኖም

ክትባት ዘይወሰዱ ተወለድቲ ዓድ-ጥልያን፡ ናብራ ኣጸጋሚ ኾይኑዎም ይርከብ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ ቤት ምግቢታት፣ ትያትራትን ቤተ-መዘክራትን ናይ ክትባት ወረቐት ምስክር ወይ ፓስፖርት (super health pass) ዘይብሉ ሰብ፡ ንኸይኣቱ ዝኽልኽል ሕጊ ተግባራዊ ኾይኑ ኣሎ። ኣባላት ፖሊስ ጥልያን፡ ብመንገዲ ናይ ኮምፕዩተር ፕሮግራም ኣቢሎም ብዛዕባ ዝኾነ ይኹን ሰብ ናይ ጥዕንኡ ብዝምልከት እቲ ዝለዓለ ናይ ‘ጥዕና መረጋገጺ ፓስፖርት’ ዝበሃል ከም ዘለዎ ከረጋግጹ እዮም። ዝለዓለ …

Read More »

ልዕሊ 5,000 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ፡ ዘይምዕሩይ ጽግያት ከምዘጋጠመን ይሕብራ

ብኣሽሓት ዝቑጸራ ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ድሕሪ ክትባት ጸረ ኮቪድ 19 ምውሳደን፡ ዘይምዕሩይ ጽግያት ከምዘጋጠመን ይሕብራ ኣለዋ። ኮይኑ ግን፡ ኣብ ሞንጎ እዚ ዝባሃል ዘሎ ጸገምን ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ን ክህሉ ዝኽእል ርክብ ንምርግጋጽ ግዜ ከምዝወስድ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ከም ጸብጻብ ሓኪም ናይ ማሕጸን እንድሕር ኮይኑ፡ ዘይምዕሩይ ጽግያት፡ ብቐጻሊ ከጋጥም ዝኽእል ልሙድ ተርእዮ ምዃኑ ገሊጻ። ኣብ ሞንጎ ዝፈስስ ደም፣ …

Read More »

ብሪጣንያ: ንናይጀርያ ኣብ ዝርዝር ቀይሕ መስመር ኣእትያታ

ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ጅር ኦሚክሮን: ናይጀርያ: ኣብ ዝርዝር ቀይሕ መስመር ጒዕዞ ብሪጣንያ ምእታዋ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት እዚ እገዳ: ጒዕዞ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ዝደልዩ ዜጋታት ናይጀርያ: መርመራ እቲ ቫይረስን ውሸባን ክካየደሎም እዩ። እዞም ተጓዓዝቲ: መንግስቲ ኣብ ዘዳለዎ ሆቴላት ን10 መዓልታት ክጸንሑን ወጻኢታት ክሽፍኑን ክሕተቱ እዮም። ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኦሚክሮን: ሃገራት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብዚ ዝርዝር ምእታወን ዝፍለጥ እዩ። እዚ ውሳነ: ግዜያዊን ኣብ …

Read More »

ፍርቂ ብዝሒ ግዳያት ኮቪድ፡ ብጅር ኦሚክሮን ዝተለኽፉ ክኾኑ እዮም

ኣብ ዉሽጢ እዘን ዝመጻ ሒደት ኣዋርሕ፡ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን፡ ንልዕሊ ፍርቂ ብዝሒ ናይቲ ኣብ ውሽጢ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝረአ መልከፍቲ ኮቪድ-19፡ ጠንቂ ክኸውን ከምዝኽእል ኤውሮጳዊ ተቆጻጻሪ ተመሓላለፍቲ ሕማማት (ECDC) ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡፡ ብመሰረት ECDC፡ እቲ ሓበሬታ፡ ኣብ ኣሃዛዊ ሞዴል ዝተሞርኮሰ ምዃኑ ወኪል ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ጸብጺቡ፡፡ እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ብዝሒ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝርከቡ ሓደስቲ …

Read More »

ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ክታበት፡ ከም ግዴታዊ ረቛሒ ንምግባር፡ ዝርርብ ይካየድ ኣሎ

ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ኣንጻር ኮቪድ-19 ምኽታብ፡ ግዴታ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ፡፡ እቶም ክታበት ምቕባል ዝኣብዩ ሰባት፡ ኣብ ብዙሕ ህዝባዊ ቦታታት ካብ ምእታው ክኽልከሉ እዮም ክትብል ቻንስለር፡ ኣንገላ መርከል፡ ኣዊጃ። እዞም ቦታታት፡ ከም መግብን ካልኦት መሰረታውያን ሃለኽቲ ዘይሸጡ ናይ ንግዲ ቦታታትን ጽምብላትን ዘጠቓልሉ እዮም። መርከል፡ ምስ መራሕቲ ፈደራላዊ መንግስቲ ጀርመን ድሕሪ ምርኻባ፡ ኣብ ሃገርና ከቢድ ኩነታት እዩ ዘንጸላሉ ዘሎ ክትብል ገሊጻ። ኣብቲ …

Read More »

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ንለበዳ ኮቪድ ብዝምልከት ሓባራዊ መደብ ስራሕ ጀሚሩ

ኣባል ሃገራት ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ነቲ ኣብ ቐጻሊ ከጋጥም ዝኸእል ዓለምለኻዊ ለበዳ ሕማም ንምግታእ ዘኽእለን ሓባራዊ ኣህጉራዊ ስምምዕ ንምጅማር ተሰማሚዐን፡፡ ጉባኤ ጥዕና ዓለም (WHA)፡ ከምኡ ውን እቲ ወሳኒ ኣካል ዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO)ን፡ ብሓባር ነቲ ኣብ መጻኢ ከጋጥም ዝኸእል ለበዳ ንምክልኻል፡ ብኸመይ ግብረ መልሲ ምሃብ፡ ንዝብል ሕቶ ንምምላሽ ዘኸእል ምይይጥ ንምክያድ፡ መሰረት ዘዳሉ ኣህጉራዊ መንግስታዊ ናይ ውዕል ኣካል ንክቖውም …

Read More »

Harmony Media News 03/12/2021

Read More »

ተመራመርቲ ደም ንኽረግእ ዝድርኽ ኣብ ክታበት ኮቪድ-19 ዝርከብ ባእታ ምልላዮም ይገልጹ

ክትባት ጸረ ኮቪድ-19፡ ኦክስፎርድ ኣስትራዘነካ፡ ዝወሰዱ ሰባት ኣብ ደሞም ምርጋእ ንክኽሰት ዝድርኽ ባእታ ምልላዮም ተመራመርቲ ገሊጾም። ኣብ ደም ዝርከብ ፕሮቴን ብኸመይ ናብዚ ኣገዳሲ ኣካል ክታበት ከም ዝሰሓብ እዞም ኣብ ካርዲፍን ኣመሪካን ዝመደብሮም ጒጅለ ተመራመርቲ ዝርዝራዊ ዝኾነ መብርሂ ሂቦም ኣለዉ። እዚ ሳሕቲ ዘጋጥም ክስተት፡ ኣብ ባህርያዊ ስርዓተ ምክልኻ ሕማም ኣካላትና ተኸታታሊ ውህደት ከም ዘጋጥም ብምግባር ናብ ሓደገኛ ዝኾነ ምርጋእ ደም የስዕብ …

Read More »

ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ምስ ምኽሳት ኦሚክሮን ክታበት ግዱድ ክኸውን ጻውዒት ቀሪቡ

ቫይረስ ኮሮናን ሓድሽ ዓሌቱ ኦሚክሮንን ንምቅላስ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ግድነታዊ ምውሳድ ክታበት ከተኣታትዋ ከም ዝግባእ፡ ሓላፊት እቲ ኮሚሽን ኣተሓሳሲባ። ክታበት ምውሳድ ነዚ ኣዚዩ ተላባዒ ሓድሽ ጅር ንምክልኻል ኣዝዩ ወሳኒ ክኽውን እዩ ክትብል አርሱላ ቮን ደር ሊየን ሓቢራ’ላ። ዛጊት ሓደ ሲሶ ዝኸውን ካብ ህዝቢ ኣውሮጳዊ ሕብረት ከም ዘይተኸትበ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፡ ከምዚ ዝበለ ስጒምቲ ምውሳድ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ እውን ኣስሚራትሉ። …

Read More »

ኣብ ዞባ ዮንሾፒን፡ ግዳያት ኦሚክሮ ምህላዎም ተረጋጊጹ

ሓደ ሰብ በዚ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ዓሌት ዝኾነ ኦሚክሮን፡ ከም ዝተለኽፈ ተረጋጊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ውልቀ-ሰብ፡ ኣብ ሓንቲ ካብተን ብትካል ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ንኸይግየሸን መጠንቀቕታ ዝተዋህበለን ሃገራት በጺሑ ከምዝተመልሰ ዝፍለጥ እዩ። ይኹን እምበር፡ እቲ ግዳይ፡ ፎኮስቲ ምልክታት ሕማም ጥራይ ስለ ዘርኣየ፡ ሕክምናዊ ክንክን ኣየድልዮን`ዩ ተባሂሉ። ኣብ ወጻኢ ዓለምን ካልእ ክፍልታት ሽወደንን ቁጽሪ ግዳያት እና ወሰኸ ይኸይድ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com