Friday , May 3 2024

ኮረና ቫይረስ

July, 2021

  • 26 July

    Harmony Media News 26/07/2021

  • 26 July

    ቀዳማይ ሚኒስተር ቱኒዝያ፡ ካብ ስልጣን ተባሪሩ

    ፕረዚደንት ቱኒዝያ፡ ቃኢስ ስዒድ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣን ብምውራድ ንባይቶ እታ ሃገር ምዕጻዉ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ኣብታ ሃገር ንእተኸስተ ብርቱዕ ተቓውሞ ስዒቡ ምዃኑ ተመልኪቱ። ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ክሽየም ምዃኑ ፕረዚደንት ቃኢስ ኣመልኪቱ’ሎ። ኣብ መንጎ ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን እታ ሃገር ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዘይምቅዳው ከም ዝጸንሐ ጸብጻባት የመልክቱ። እዚ እናኾነ፡ ኣፈኛ ባይቶ፡ ራሺድ ቓኑሺ፡ በዚ ተግባሩ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ስዒድ …

  • 26 July

    ክታበት ሲኖቫክ፡ ኣብ ኣልጀርያ፡ ክፈሪ ክጅምር እዩ

    ቻይናዊ ክታበት፡ ሲኖቫክ፡ ኣብታ ብለበዳ ኮሮና ትሳቐ ዘላ ሃገረ ኣልጀርያ፡ ብልክዕ ድማ ኣብ ከተማ ኖስታንቲን፡ ክፈሪ ክጅምር ምዃኑ፡ እቲ ኩባንያ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ሃገረ ኣልጀርያ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ዓቢ’ኳ እንተሃለወ፡ መስርሕ ክታበት ግን ዝሑል ምህላዉ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጥራይ ኣስታት 160 ሽሕ ሓደስቲ ብኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ክምዝገቡ እንከለዉ ክሳብ ሕጂ ድማ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት …

  • 24 July

    ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ዕጽዋ ብዝቃወሙ ሰልፈኛታት ይናወጻ

    ኣብ ብርክት ዝበላ ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ንተሪር ሕግታት ዕጽዋ ዝቃወሙ ሰልፈኛታት፡ ተቓውሞኦም የስምዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣሽሓር ሰባት፡ ኣብ ሲድኒ ክእከቡ እንከለዉ፡ ኣብ ሜልበርንን ብሪስባንን ውሕድ ዝበሉ ተረኺቦም ኣለዉ። እቶም ኣብ ከተማ ሲድኒ እተኣከቡ ሰልፈኛታት “ነጻነት” ዝብል ጭርሖ የስምዑ ምንባሮም ድማ ተገሊጹ። ሰብመዚ ፖሊስ፡ ዛጊት 57 ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። ኣብ ኣውስትራልያ ብሰንኪ ዳግማይ ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ፡ ጽንዕ ዝበለ ሕጊታት ዕጽዋ …

  • 23 July

    Harmony News 23 – 07 – 2021

  • 23 July

    ቶክዮ: ውድድራት ኦሎምፒክ ንምጅማር ትዳሎ

    ኦሊምፒክ ቶክዮ: ካብ ካልኦት ቅድሚ ሕጂ ዝተኻየዱ ውድድራት ብዝተፈልየ መልክዕ ንምክያድ ተዳልዩ ኣሎ ተባሂሉ። ኣብዚ ዓለምና ኣብ ስግኣታት ለበዳ ኮይና እተካይዶ ዘላ ኦሊምፒክ ቶክዮ: ካብ 207 ሃገራት ዝመጹ 11300 ኣትሌታት ንዝመጻ ክልተ ሳምንታት ውድድራቶም ከካይዱ እዮም። ኣብ መጋቢት 2020: እዚ ውድድራት ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ክውዘፍ ተጌሩ ምጽንሑ ዝዝከር እዩ። ኣትሌታት ናብ ሜዳ ውድድር ክኣትዉ እንከለዉ ክሳብ ክንደይ ሓጎስ ከም ዝስምዖም …

  • 22 July

    YouTube ን ቪድዮ ቦልሶናሮ ካብ ገጻቱ ይኣሊ

    ፕረዚደንት ብራዚል፡ ሃኢር ቦልሶናሮ፡ ብዛዕባ ሕማም ኮሮና ኣብ ዩትዩብ ግጒይ ሓበሬታ ሂቡ ብዝብል ክሲ፡ ነቲ ዘውረዶ ቪድዮ፡ ከምዝእለ ምግባሩ ገሊጹ። እዚ ውሳነ YouTube፡ ምስ ትሕዝቶ ቪድዮ እምበር ምስ ስነ ሓሳብን ግላዊ ፖለቲካዊ ቅዋም ቦልሶናሮ፡ ዘተሓሕዝ ከም ዘይብሉ ገሊጹ። ካብ ምጅማር ሕማም ኮሮና ንደሓር፡ ቦልሶናሮ፡ ንዕጽዋ፡ ምውዳይ ማስክን ክታበትን ብምቅዋም ግጒይ ሓበሬታ ክህብ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ቦልሶናሮ፡ ንውሳነ …

  • 22 July

    መስመር 1177 ንምርካብ፡ ንሰዓታት ምጽባይ

    ኣብ ምምሕዳር ቬስትረ ዮተላንድ፡ ናይ ቴሌፎን ኣገልግሎት ምኽሪ 1177 ንምርካብ፡ ክሳብ ክልተ ሰዓታት ዝኣክል ግዜ ክትጽበ ከምእትግደድ ንጸብጻብ  P4 Skaraborg ብምጥቃስ፡ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ዝለዓለ ጻዕቂ ናይ ተገልገልቲ ዘጋጥመሉ፡ ኣብ እዋን ለይቲ ኮይኑ፡ ካብ ንለበዳ ዝምልከቱ ሕቶታት ክሳብ መንከስቲ ናይ ጣንጡ ዝኣመሰሉ ሕቶታት ከምዝቕበሉ፡ ሓላፊ መስመር ኣገልግሎት 1177 ናይቲ ምምሕዳር፡ ጂል ዮሃንሰን ይገልጽ። ተገልገልቲ፡ ንነዊሕ ሰዓታት ክጽበዩ ካብ …

  • 22 July

    መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ሓድሽ ኩባንያ ክታበት፡ ውዕል ኸቲሙ

    መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ሓድሽ ክታበት ኮቪድ ዘፍሪ ፈረንሳዊ ኩባንያ፡ ሳኖፊ (Sanofi)፡ ውዕል ከምዝኸተመ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ብ ቪድፕረቭቲን (Vidprevtyn) ዝፍለጥ ፕሮቲን መሰረት ዝገበረ ሓድሽ ክታበት ኮቪድ፡ ብኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት (EMA) ተቐባልነት ንምርካብ ኣብ መስርሕ መርመራ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብምቕጻል ድማ ብሽወደናዊ በዓል መዚ ውጽኢት መድሃኒት ተቐባልነት ክረክብ ከምዝግባእ እቲ መንግስታዊ መግለጺ፡ ሓቢሩ። ሃገረ ሽወደን፡ እኹል …

  • 21 July

    Harmony News 21/07/2021

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com