Friday , April 26 2024

ቛንቋ ሸወደን ንመሃር

UR Språkplay ዝሓሸ ፍልጠት ቋንቋ ሽወደን ንኽህልወኩም ዝተዳለወ መደብ።

ምስ UR Språkplay መደብ ሬድዮ ትምህርቲ UR (Utbildningsradion) ዋላ እኳ ቋንቋ ሽወደን ኣጸቢቕካ እንተዘይካኣልካ፡ ብ 27 ካልኦት ቋንቋታት ተዳልዮም ስለዘሎዉ፡ ብመበቆላዊ ቋንቋኻ መሪጽካ ክትከታተል እዉን ትኽእል። ብድሕሪኡ ነቲ መደብ እንዳራኣኻ ዘይተረዳኣካ ቃል ምስትረክብ፡ ነታ ቃል ብምጥዋቕ ናብ ቋንቋኻ ክትርጉማ ትኽእል። በዚ ኣገባብ፡ ክሳብ 4000 ዝኣኽሉ ዝራኣዩ መደባት ተዳልዮም ኣሎዉ። መደባት ኡኣር ፕለይ ማለት ( UR Play och UR Språk play) …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ሓገዝ ንምርካብ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ግዴታ ክኸውን ምዃኑ ሓቢሩ

ካብ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ኣገልግሎት (ሶሻል) ሓገዝ ንምርካብ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም ረቛሒ ክውሰድ ዘኽእል እማመ ብመንግስቲ ከምዝቐረበ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሊና ሃሊንግሪን፡ ሓቢራ። ሓገዛት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝደሊ ሰብ፡ ቋንቋ ሽወደን ክመሃር (SFI) ወይ ድማ ንዕኡ ዝመጣጠን ትምህርቲ ክመሃር ክግደድ እዩ ክትብል እታ ሚኒስተር ኣብ ገጻት ፌስቡካ ሓቢራ። እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ፡ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2021፡ ኣብ ተግባር …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ SFI A – nybörjare

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ Adjektiv . . . ቅጽል SFI B-C

Read More »

Användbara svenska fraser & meningar Del 2 ንዝርርብ ዝሕግዙና ምሉኣት ሓሳባትን ሓረጋትን ቋንቋ ሽወድን ካልኣይ ክፋል

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ብመምህር: ሃገር ተኽላይ

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ En insändare SFI D ብ መም ሃገር ተክላይ

Read More »

ናይ ርሕቀት ትምህርቲ፡ ኣብ ልዕሊ ተማሃሮ ኤሰፊ (SFI)፡ ኣሉታዊ ጽልዋ ፈጢሩ ተባሂሉ

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው፡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ማልመ ዝርከቡ ተማሃሮ ኤሰፊ (SFI)፡ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ክመሃሩ ምጽነሖም ይፍለጥ። ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ እዋን መርመራ ተኻፊሎም ዝሓለፉ ሰባት፡ ካብቲ ንቡር ዝተሓተ ምንባሩ መጽናዕታዊ ዳህሳስ፡ ናይተን ኣብ ምምሕዳራት ኣከባቢ ከተማ ማልመ፡ ዝርከባ ቤት ትምህርታት ኤሰፊ ሓቢሩ። ተማሃሮ ኤሰፊ፡ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ክመሃሩ ምስ ጀመሩ፡ ከምቲ ኣብ ቤት …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን SFI፣ ምድላው ሲቪ ብ መም ሃገር ተክላይ

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com