Friday , April 26 2024

ቛንቋ ሸወደን ንመሃር

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 3 June May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብኮቪድ 19 ዝረእይ ዘሎ ናህሪ ቁጽሪ ተለከፍቲ ዘታሓሳስብ ምዃኑ ተሓቢሩ። 2. መሰል ጸለምቲ ኣሜሪካዉያንን ኣብ ካልእ ዓለም ዘሎዉን ክኽበርን፣ ለዉጢ ክመጽእን ዘታሓሳስብ ሰልፊ ኣብ ሽወደን ተኻይዱ። መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ። · ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም …

Read More »

Att skriva en krönika på svenska ኣጸሓሕፋ ክሮኒካ ብትግርኛ

Read More »

ትምህርቲ ቋንቋ ኣብ ሽወደን፡

ትምህርቲ ቋንቋ ሓደ ካብ ወለዲ፡ ወይ ክልቲኦም ወለዲ፡ ካብ ሽወደንኛ ወጻኢ ቋንቋ ኣደ ዝዛረቡ እንተኾይኖም፡ እሞ ድማ፡ እቲ ቋንቋ ኣብ ገዛ ዝጥቀሙሉ ቋንቋ እንተኾይኑ፡ እቲ ቖልዓ፡ ነዚ ቋንቋ’ዚ ክምሃሮ መሰል ኣሎዎ። ግን ከኣ፡ እቲ ቖልዓ፡ መባእታዊ ኣፍልጦ ናይቲ ቋንቋ ክህሉዎ ይግባእ። ኣብ ገዛ’ውን ኩሉ ግዜ ዝጥቀመሉ ክኸውን ይግባእ። ካልእ ቋንቋ ኣደ ዘሎዎም ተማሃሮ’ውን፡ ሽወደንኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ (Svenska som andraspråk) …

Read More »

ትምህርቲ ንኣባጽሕ ኣብ ሽወደን

ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ በጽሒ ኴንካ ክትምሃር ልሙድ እዩ። መብዛሕትኦም ድማ፡ ዝነበሮም ሞያ ንኸማዕብሉ ወይ ድማ ካልእ ሞያ ንኽሕዙ እዮም ዝምሃሩ። ገሊኦም ግን ሓድሽ ነገር ንምፍላጥ ኢሎም ይምሃሩ። ምሉእ ህይወትካ ምምሃር እወንታዊ ገጽታ ኣሎዎ። ‘ናይ ምሉእ ዕድመ ምህሮ’ ድማ ይብሃል። ቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ እንታይ ክትምሃር ከም እትደሊ ርግጸኛ ምስ ዘይትኸውን፡ ንቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ ክትውከስ ትኽእል ኢኻ። እዚ ቤት ጽሕፈት’ዚ፡ …

Read More »

ካብ በዓል-መዚ ሓገዛት ትምህርቲ (CSN) እትረኽብዎ ሓገዝን ልቓሕን ኣብ ሽወደን

እቶም ስደተኛታት ዝኾንኩም ኣብ ሽወደን ክትመሃሩ እትደልዩ ሰባት፡ ካብ በዓል-መዚ ሓገዛት ትምህርቲ (CSN)፡ ብነጻ ዝወሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትወሃቡን ከምኡ ውን ንሱ ምስዘይኣኽለኩም ክትልቕሑ ውን ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ዕድል’ዚ ኸኣ፡ ድጋፍ–ትምህርቲ (studiestöd) ተባሂሉ ይጽዋዕ። ድጋፍ-ትምህርቲ፡ ነቶም ዝመሃሩ ሰባት ትምህርቶም ኣብ ዝከታተሉሉ እዋን፡ ምስ ክራይ፡ መግብን ካልእ ዘድልዮም ነገራትን ዝተኣሳሰረ ወጻኢታት ንምሽፋን ተባሂሉ ዝወሃብ ድጋፍ እዩ። ብዜካ`ዚ እቶም ስደተኛታት ዝኾንኩም ሰባት፡ ኣቚሑን …

Read More »

ዝተፈላለዩ ትምህርትታት ኣብ ሽወደን

ክትምህር ንእትደሊ፡ ብመሰረት እንታይ ክትምሃር ከም ትደሊ፡ ቅድሚ ሕጂ ትምሃር እንተ ኔርካ ዄንካን ንኽትምሃር ኣየናይ ሜላ ከም ዝሰማምዓካን፡ ካብ መንጎ ዝተፈላለዩ ትምህርትታት ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ኮሙናላዊ ትምህርቲ ኣባጽሕ፡ ኮምቩክስ ኮሙን ብናይ መባእታ ደረጃን ናይ ካልኣይ ደርጃን ናይ ኣባጽሕ ትምህርቲ የዳሉ፡ እዚ ኮምቩክስ ይብሃል። ኮምቩክስ ንዓኻ ትምህርትታት ናይ መባእታ ደረጃ ትምህርቲ ወይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ክትምሃር ትደሊ ግን ኣብ መባእታ ቤት …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቋ ሽወደን ምስ ደጀን

Read More »

ቛንቋ ሽወደን ንጀመርቲ ምስ ደጀን ከሰተ

Read More »

ቋንቋ ስዊድን ባዕልኻ ትመሃረሉ ኣገባብ ትድሊዶ?

ኣብ ሽወደን ይኹን ካልእ ሃገር ሓድሽ ህይወት ምጅማር ናይ ባዕሉ ጸገማት ኣለዎ። እቲ ዝያዳ ንጹር ጸገም ከኣ ሽግር ቋንቋ እዩ። ነዚ ክትዋጽኣሉ እትኽእለሉ እንኮ መንገዲ ትምህረቲ እዩ። ግና ብኸመይ ኣገባብ? ካብ ክፍሊት ናጻን እናተዘናጋዕካን ባዕልኻ ቋንቋ ሽወደን ኦንላይን እትመሃረሉ ኣገባብ ካብ ማንም ካልእ ሜላ እቲ ዝቐለለ እዩ። Informationsverige.se ዝተባህለ ዌብሳይት ንመጻእተኛታት ብዛዕባ ሽወደንን ህዝባን ካብ እኹል ንላዕሊ ሓበሬታ ኣለዎ። ብዘይካዚ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com