Sunday , May 5 2024

ቲቪ

ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ኣብዚ ጽድያ ካብቲ ንቡር ብ 26% ዝውሕዱ ጽምዲ ምምርዓዎምን ካልኦት ድማ ዝምርዓውሉ መዓልቲ ምስግጋሮምን ተገሊጹ።

ሓንቲ ካብዞም ጽምዲ ናይ ኤሪክን ክሪስቲን እያ። ንሳቶም መርዓኦም ኣብ ሰነ 2020 ክገብርዎ እኳ ወጢኖም እንተነበሩ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ኣብ ኣመሪካ ዝቕመጡ ስድራ ክሪስቲ ነቲ መርዓ ክጽንብሉ ናብ ሽወደን ክመጹ ስለ ዘይክእሉ ኣብ ሽግር ምጽንሖም እንተኾነ ግና መርዓኦም ሰለስተ ሰሙን ጥራይ ስለ ዝተረፎ እቶም ጽምዲ ዝመጸ እንተመጸ መርዓና ኣይንገድፍን ብምባል ኣብ ክንዲ ሰብዓ ሸውዓተ ኣጋይሽ ብምዕዳም ወዲኦሞ። ኣብቲ መርዓ ዝኾነ …

Read More »

ኣቕኒእክኒ ሓፍተይ:ሓቐኛ ዛንታ

ካልኣይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እንታይ ብሰንኪ ጽጋበይ ኢልካ ዘረባ። ንምንታይ ተጨንቑኒ፡ ክብረት ሓፍተይ እንታይ እያ ኮይና ዘይትነግሩኒ፡” ኩሉ ዘረባኦም ጋን ስለ ዝኾና ከጨንቓ ጀመረ። “ጸጋ ጓለይ እንቋዕ ደኣ ብሰላም ተመለስክና’ምበር፡ ዘይወለድኪ ኢልና ኣይንጉህን ኢና። ቀደም ዝጓሃናዮ ይኣኽለና። ሎሚ ኣሕዋትኪ ኣብ ዝብጻሕ ስለ ዘብጻሕኪ፡ ንጎይታ ክልተ ግዜ ኣይንልምኖን ኢና። ግዜ ምስ ሓለፈ ጉሂናኸ ጓሂ ክንውስኸልኪ እንተዘይኮይንና እንታይ ክንምልእ ኢልና። ንስኺ ከኣ እንቋዕ ደኣ …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ብመምህር፤ ሃገር ተኽላይ

Read More »

ሽወደን ነታ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢራን (ጤህራን) እተሓምሸሸት ነፋሪት ዩክሬን ኣመልኪታ ኣብ እትገብሮ መርመራ ምሉእ ፍቓድ ክወሃባ ሓቲታ።

ሽወደን ነታ ትማል ረቡዕ ጥቓ ከተማ ጤህራን እተሓምሸሸት ዋንነታ ናይ ሃገረ ዩክሬን ዝኾነት ነፋሪት ንምርማር ምሉእ ፍቓድ ዝሓተተት ካናዳ እታ ነፋሪት ብሚሳይል ኢራን ተወቒዓ ከም ዝወደቐት ናይ ስለያ ሓበሬታ ንሽወደን ድሕሪ ምክፋላ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ኣብዚ መጥቃዕቲ ካብ ጠቕላላ ዝሞቱ 167 ተሳፈርቲ እቶም ብውሕዱ 10 ሽወደናውያን 63 ከኣ ካናዳውያንን ምንባሮም ዘመልከተ እቲ ሓበሬታ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዲ ነዚ ኣመልኪቱ ሎሚ …

Read More »

ሰርሕተኛታት ኣብያተ ሕክምናን መእለዪ ማእከላትን ቕልጡፍ መልሲ ዝህብ መርመራ ክገብሩ ሙዃኖም ተሓቢሩ።

ኣብ ሽወደን ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኣብያተ ሕክምናን መእለዪ ማእከላት ብዕድመ ዝኣረጉ ኣረጋውያን ዝሰርሑ ኩሎም ሰራሕተኛታት ሕክምና ብ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ነጻ ሙዃኖም ዝምርምር ቕልጡፍ መልሲ ዝህብ መሳርሒ ይተኣታቶ ከምዘሎ መንግስቲ ወሲኑ። ብመሰረት እቲ ዜና ሰራሕተኛታት ሕክምና ብተደጋጋምን ቀጻልን ኣብ ዓውደ ስርሖም ምርመራ ናይ ምግባር ተኽእሎ ከምዝህልዎምን ውጽኢት መርመርኦም ከኣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክፈልጡ ተኽእሎ ከምዘለዎም መንግስቲ ሓቢሩ ኣሎ። እዚ …

Read More »

ክፍሊ ኢመግረሽን 57 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ፈቃድ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።

ክፍሊ ኢመግረሽ ንሽወደን ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ሕዳር ጥራይ ኣስታት 57 ኤርትራውያን ዝረከብዎም ን 525 ስደተኛታት ፈቃድ ከምዝሃበ ሓቢሩ። ገለ ካብዞም ፈቃድ ዝወሰዱ ዝበዝሑ 127 ሶርያውያን ክኾኑ ከለዉ፣ ዝተርፉ ድማ 41 ኣፍጋኒስታውያን፣52 ኢራናውያን፣39 ትሩካውያን ዝተረፉ ድማ 209 ሃይሮም ዘይተለለየ እዮም። ካብዚ ብምውሳኽ እዚ ክፍሊ ን ጉዳይ ኣብ ወርሒ ሕዳር  2179 ሶርያውያን ዝርከብዎም ን 7087 ሰባት ዜግነት ከምዝሃበን ገሊጹ። ገላ ካብዚኦም 794 …

Read More »

ሃገረ ሽወደን ተወሰኽቲ ጽኑዓት ማሕበራዉን ህዝባዉን መምርሕታት ኣማሓላሊፉ ከምዘሎ መራሕ መንግስቲ ሽወደን ሓቢሩ።

ሃገረ ሽወደን ልክዕ ሎሚ ሓደ ሰሙን ቅድሚ ባዓል ልደት ብናህሪ ንዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ንምግታእ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ዕለት 24 ታሕሳስ ማለት ድሮ ባዓል ልደት ጀሚሩ፣ እዞም ዝስዕቡ ሓደሽቲ መምርሕታት ተማሓላሊፎም ከምዘሎዉ ሕጂ ቅድሚ ስቱድዮ ምእታዉና ተኣዊጁ ኣሎ። በዚ መሰረት፣ 1 ካብ 4 ሰባት ንላዕሊ ምእካብ ይኹን ምርኻብ ከምዘይፍቀድ፣ 2 መሽጣ ኣልኮል ክሳብ ሰዓት ሾሞንተ ምሸት ክኸዉን፣ 3 ኣብ ቅሉዕ ቦታታትን …

Read More »

ደንማርክ ኣብታ ሃገር ንዝነብሩ ወጻእተኛታት መበቆላዊ መንነቶም ኣብ ወግዓዊ ኣሰራርሓ ክታኣታቶ ትደሊ።

ሚኒስተር ጉዳይ ወጻእተኛታትን ውህደትን ሃገረ ዴንማርክ ኣብ እታ ሃገር ንዝውለዱ ናይ ወጻኢ ሃገር ሞቦቆልዘለዎም ሰባት ፡ ኩነታት ድሕረ ባይትኦም ኣብ መዝገብ ክትሓዝ ድሌት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ።እቲ ኣባል ሶሻል ዲሞክራት ዝኾነ ሚኒስተር ማቲያስ ተስፋየ ፡ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣብ ዴንማርክ ወጻእተኛታት ምስደቂ ዓዲ ንምፍላይ ወጻእን ውሽጥን ዝብሉ መጸውዒ ኣብ ስራሕ ከም ዝጸንሑን ፡ እዚ ግን እኹል ስለ ዘይኮነብፍላይ ከኣ ኣብ እዋን …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 18 December 2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. ሃገረ ሽወደን ተወሰኽቲ ጽኑዓት ማሕበራዉን ህዝባዉን መምርሕታት ኣማሓላሊፉ ከምዘሎ መራሕ መንግስቲ ሽወደን ሓቢሩ። 2. ሕብረት ኤዉሮጳ ንኢትዮጵያ ዝዋሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ በቲ ምስ ትግራይ ዝተኸፍተ ዉግእን ኣታሓሕዝኡን ምኽንያት ደዉ ክብል ወሲኑ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden #Alkompis #newas #Tigrigna #Tigrai #Eritrea #Afrika #Afro-Sweden

Read More »

ፖሊስ ሽወደን ቆልዑ ኣብ ኢድ ገበነኛታት ይኣትዉ ከምዘሎዉ ሓቢሩ።

ፖሊስ ሽወደን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ብጉጅለታት ገበን ወንጄል ንኽሰርሑ ይደፋፍኡን ይኽተቡን ከም ዘለውሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣብ ከምዚ ዝዓይነቱ ንጥፈት ግዳያት ዝኾኑ ዘለው ቆልዑ ክሳብ 12 ዓመትዝዕድሜኦም ስለ ዝርከብዎም እቲ ጉዳይ ዝያዳ ኣሻቃሊ ጌርዎ ከም ዘሎ እቲ ናይ ፖሊስ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።ፖሊስ ብተወሳኺ ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓደገኛ ምዕባለ ብኣግኡ ንምግታእ ወለድን ሕብረተሰብን ፡ ጻዕርታቶምከዛይዱ ተላብዩ።

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com