Saturday , May 18 2024

ውህደት

ዕዳጋታት ስቶክሆልም ብብዝሒ ሰባት ይርኣዮ።

ውሽጢ ከተማ ስቶክሆልም ካብቲ ልሙድ ዝጸመወ ኮይኑ ኣሎ፡ ግን ከኣ ብዙሓት ሰባት ኣብ ዕዳጋታትን ኣብ መናፈሻን ብብዝሒ ይረኣዩ፡ ትብል ጋዜጣ ሚት ስቶክሆልም።   እቲ ጋዜጣ ንኣንበብቱ ቅድምን ድሕርን ፋስጋ ኣበይ ከም ዘሕለፉዎ ብምሕታት “መብዛሕቶም ጽምዋ ምስ ዝስምዖም ኣብ ዝሃብዎ መልሲ ናይ ሃኒንየ ኮሙን ናብ ለና ዝበላ ከባቢ ብምኻድ ናብ ትካላት ባውሃውስ ቢልተማ ክመዚ በጽሑን  እቲ ከባቢ ብብዝሒ ሰብ ከምዝርኣዮን ይገልጹ። …

Read More »

ሽወደን ብሰንኪ ኮቪድ-19 ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ተዓጊቶም ዘሎዉ ዜጋታታ ከተምጽእ እያ።

እያ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቶም ኣብ ቱርኪ ተዓጽዮም ዘለዉ ዜጋታቱ ካብ ጽባሕ ሰሉስ ጀሚሩ ከምጸኦም ምዃኑ ሓቢሩ። መስርሕ ምግዓዝ ሽወደናውያን ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳይት ሽወደንን ኩባንያ ጉዕዞን ቱሪዝምን Apollo ይካየድ ከምዘሎ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ሳራ ብሪንዲል፡ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። እቲ ጉዕዞ ካብ ደቡብ ቱርኪ እትርከብ ከተማ ኣንታልያ ክብገስ ምዃኑ ውን ሓቢራ። ብዝሒ ናይቶም ናብ ስቶክሆሎም፡ …

Read More »

ሃልምስታድ፡ ሓንቲ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብሓዊ ተሃሚኻ… ፖሊስ ምጽራይ የካይድ።

ትማሊ ሰኑይ ንግሆ ኣብ ቫላሰን፡ ሃልምስታድ፡ እትርከብ ሓንቲ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመን ክሳብ ሕጂ ናይ ዝወረድ ክሳራ ጸብጻብ ከምዘየለ ተሓቢሩ። እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ናብ ምሉእ ቤት ትምህርቲ ከም ዝተላበዐን ገበናዊ ፍጻመ ክኸውን ከምዝኽእል ፖሊስ ይጥርጥር። ፖሊስን ኣሃዱ መጥፋእቲ ሓዊን ተሓቢሮም ክሳብ ናብቲ ቦታ ዝመጹ እቲ ባርዕ ናብ ምሉእ ቤት ትምህርቲ ተላቢዑ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኑ ጸኒሑ። …

Read More »

ሰልፊ ሞደራተርና ኣብ ህጹጽ ግዜ ሓድሽ መንግስታዊ ስልጣን ክህሉ ይጽውዕ።

ኡልፍ ክሪሰርሰን፡ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ሞደራተርና፡ ሽወደን ኣብ ሰላም ግዜ ንሓደጋ ዚበቅዕ ተወሳኺ ስልጣን ዚህብ ሕጊ የብላን ይብል። ንሱ ብዙሓት ሃገራት ንግዜ ሃንደበታዊ ሓደጋ ዘገልግል ኣቐዲሙ እተሓስበሉ ሕግታት ኣለወን፡ ንኣብነት ግብረሽበራ ሓደ ካብቲ ኪኽሰት ዚኽእል እዩ። እዚ ግን ካብቲ ዝሑል ኲናት ዚውዳእ ጀሚሩ ምንም ኣይተሓስበሉን፡ ይብል መራሒ ሰልፊ ሞደራትና። ሽሕኳ ሽወደን ንእዋን ኲናት ዘገልግል ተመሳሳሊ ሕጊ እንተሎዋ፡ ኣብ ግዜ ሰላም …

Read More »

ኣብ ሽወደን ናህሪ ቁጽሪ ምዉታት ኮቪድ – 19 ብተዛማዲ ይጎድል ኣሎ።

ኣብ ሽወደን ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ዘሎዉ ሰባት ብተዛማዲ ይጎድል ምህላዉን ቅድሚ ቁሩብ ደቓይቕ ባዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣረዲኡ፣ ብመሰረት እቲ መግለጺ ካብ ትማሊ ሰንበት ስጋብ ሕጂ ጥራይ ኣብ ህጹጽ መዉሃቢ ረድኤት ካብ ዝጸንሑ ሰባት 20 ሰባት ሞይቶም ከምዘሎዉን ብጠቕላላ ቁጽሪ ምዉታን ናብ 919 ክብ ከምዚበለ ተሓቢሩ፣ እዚ ምስቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረ ኣሃዝ ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝጎደለ የመልክት። ዛጊት …

Read More »

ዮቶቦሪ፡ ዓርሞሸሻዊ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢሙ።

ትማሊ ሰዓት 5 ናይ ምሸት ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ሂሰንገን፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከብ መኻዚኖን ኣብቲ ከባቢ ዝነበራ ናይ ጽዕነት መካይንን ዓርሞሸሽ ሓዊ ምስ ጽዑቕ ትኪ ከም ዘጋጠመን ክሳብ ሕጂ ዝወረደ ዝኾነ ዓይነት ክሳራታት ከምዘየለ ተሓቢሩ። ኣብቲ ናይ ሓደጋ ከባቢ ፖሊስን ኣሃዱ ህጹጽ ረዲኤትን ከምዝርከቡ ጋዜጣ ዮቶቦሪ ፖስት ሓቢሩ። እተን ናይ ጽዕነት መካይን ኣብ ጎድኒ እቲ መኻዚኖ ደው ኢለን ከምዝነበራ ኣሃዱ ህጹጽ …

Read More »

ሎሚ ሰኑይ ሓያል ኣውሎ ንፋስን በረድን ክህሉ ሙዃኑ የጠንቅቕ።

ሓያል ኣውሎ ንፋስ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ከምእውን  ሓያል በረድ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ስለዝክሰት ኩሉ ሰብ በብዘለዎ ጥንቃቐ ክገብር ክፍሊ ሜትሮሎጆ ሽወደን መልእክቲ የመሓላልፍ። ዝተረፈ ክፋል ሽወደን ግን ብጸሓይ ዝተዓብለለ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙዃኑ ወስኹ ይትነበ።

Read More »

ሓይልታት ምኽልኻል ሽወደን ኣብ ምጉዕዓዝ ሕሙማን ኮቪድ-19 ክነጥፍ እዩ።

ሃገራዊ ምኽልኻል ሽወደን ንሕሙማን ኮቪድ 19 ንምጉዕዓዝ ካብን ናብን ዝግበር ጉዕዞ ዘገልግላ ብሕክምናዊ ናዉቲ ዝተዓጠቕቃ ሄልኮፕተራትን ነፈርትን ከዋፍር ምዃኑ ተሓቢሩ። ንከተማታት ፡ ካሊንጊን ነይሾፒን ዘጋጥመን ጻዕቂ ሕሙማት ኮቪድ-19 ንምቅላል ኣብቲ ከባቢ ዝርከባ ዋንነት ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ዝኾና ሄሊኮፕተራት ተዳልየን ከምዘለዋ መዕከን ሓበሬታ ሽወደን TT ሓቢሩ። እዘን ሄሊኮፕተራት ሓካይምን ናውቲ ሕክምና ዝዓጠቓን ኮይነን፡ ኣብ ግዜ ጉዕዞ ሓደጋ ለበዳ ቫይረስ ንምንካይ እቲ …

Read More »

ንኮሮናቫይረስ ዚጻረር ክታበት፡ ኣብ ወርሒ መስከረም ድሉው ኪኸውን ከምዝኽእል ይሕበር።

እዚ ድማ ብሓደ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዚርከብ ጉጅለ ተመራመርቲ እዩ ዚምዕብል ዘሎ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ኣብ ትስፍው ደረጃ ከምዘሎ ኣብ ከተማ ለንደን እትሕተም  ጋዜጣ ዘ ታይምስ ሓቢራ። ኣብዚ እዋንዚ ኩሉ ተመራማሪ ዓለም ሓንቲ ስራሕ ኢያ ዘላቶ፥ ኣንጻር ኮሮናቫይረስ መድሃኒት ንምርካብ። እዚ ግን ነዊሕ እዋን ዚወስድ ስራሕ ብምዃኑ ከቢድ ከምዝገብሮ ትሕብር። ሕጂ ግን ግዜኡ ዝቐረበ ይመስል፡ ብመሰረት ሳራ ጂልበርት ኣብ …

Read More »

ኢባ፡ መንግስቲ ንኣረጋውያን ክከላኸለሎም ኣይከኣለን ብምባል ትነቅፍ።

ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣረጋውያን ስቶክሆሎም ሓላፍነት ስልፍኺ እዩ ኩነታት ቫይረስ ኮሮን ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ፖለቲካዊ ኩነታት ሽወደን ሃዲኡ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓላፊት ሰልፊ ክሪስ ዲሞክራትና፡ ኢባ ቦሽ፡ ንመንግስቲ ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ብትሪ ነቒፋ። ኣብ ሽወደን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ምስ ኣተወ፡ መንግስቲ ነቲ ስግኣት ዕሽሽ ብምባል ዘድሊ ምድላዋት ብዘይ ምግባሩ ንገለ ክፋል ሕብረተሰብ ሽወደን ኣብ ሓደጋ ኣቃሊዑ ክትብል ሓላፊት ሰልፊ ክሪስ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com