Saturday , May 18 2024

ፖሎቲካ

ፕረዚደትን ባይቶ ሽወደን፡ ምስ ሓለፍቲ ሰልፍታት፡ ክዛራረብ እዩ

ትማሊ ረቡዕ፡ ሰልፊ ሚልዮፓርትየት፡ ካብቲ መንግስቲ ንምቛም ተመስሪቱ ዝነበረ ልፍንቲ ድሕሪ ምውጽኡ፡ መራሒት ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትናን ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ኮይና ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዝተመርጸት፡ ማግዳሊና ኣንደርሾን፡ ካብ መዝነት ሚኒስትርነት ንኽትወርድ፡ ሕቶ ስለዘቕረበት፡ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ ምምራጽ ሓላፍነት፡ ኣብ ኢድ ፕረዚደንት ባይቶ ሽወደን ኮይኑ ከምዘሎ ሕጊ ሽወደን ይገልጽ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ፕረዚደትን ባይቶ ሽወደን፡ ኣንድርያስ ኖርለን፡ ሎሚ ሓሙስ፡ …

Read More »

ኢራን . . . እስራኤል ከተጥቅዓ ከም እትኽእል፡ ስግኣታ ትገልጽ

ቅድሚ ሒደት መዓልታት፡ ሓይሊ ባሕሪ እስራኤልን ኢማራት ዓረብን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ መርከብ ኲናት ኣመሪካ ኮይኖም ዝገብርዎ ጸጥታዊ ስርሒት፡ ኣብ ኢራን፡ ዓብዪ ወተሃደራዊ ስግኣት ፈጢሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ጥቃ ወደባዊት ከተማ ኤላት፡ ኣብ ዝርከብ መደበር ሓይሊ ኣየር፡ ሸውዓተ ሃገራት እተሳተፋሉ ካልእ ልምምዳዊ ስርሒት ተኻዪዱ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። በዚን ወዲኸምዚን ኣብ ስግኣት ዝኣተወት ኢራን እውን፡ …

Read More »

ኢትዮጵያ … ኣትሌት ሃይለ ገብረስላሰ: ናብ ግንባር ክኸትት እየ ይብል

ኣዝዩ ህቡብ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሃይለ ገብረስላሰ ናብ ግንባር ክኸትት እየ ኢሉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ግንባር ብምኻድ ነቲ ኲናት ክመርሖ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ እዩ። ብዘይካዚ ንፈሊሳ ለሊሳ ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝና ዝረኸቡ ኢትዮጵያውያን ተመሳሳሊ ቃል ይኣትዉ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣብይ ኣሕመድ ናብ ግንባር ክኸይድ ምዃኑ እኳ እንተገለጸ ዛጊት ብስእሊ ዝተደገፈ ሓበሬታ ክርከብ ከም ዘይተኻእለ ዝገለጸ …

Read More »

Harmony Media News 22/11/2021

Read More »

ኢትዮጵያ . . . ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ናብ ግንባር ክኸይድ እየ ይብል

ዓመት ዝወሰደ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብይ ኣሕመድ፡ ንግንባር ንምውራድ ክፋለም ምዃኑ ትማሊ ገሊጹ። ካብ ጽባሕ ኣትሒዘ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣብ ግንባር ክህሉ እየ፡ ክብል ትማሊ ሰኑይ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝለኣኾ ፖስት ገሊጹ። ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሓባር ብምውፋር ስምኩም ኣብ ታሪኽ ክጸሓፍ እትደልዩ ተለዓሉ፥ ኣብ ግንባር የራኽበና ክብል ወሲኹ ጸዊዑ። …

Read More »

ው.ሕ.ሃ. . . . 420 ስደተኛታት፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ድሒኖም

ብቐዳም፡ ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 420 ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠሞም ሓደገኛ ኩነታት ባሕሪ ናይ ርድኡና መልእኽቲ ድሕሪ ምምሕልላፎም፡ ብሓለዋ ገማግም ባሕሪ ጣልያን፡ ከም ዝደሓኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ መጀመርታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ናብ ኤውሮጳ ብጃልባ ገይሮም ክሰግሩ ዝፍትኑ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ኣብ ማእከል ባሕሪ ጃልበኦም ድሕሪ ምብልሻዋ፡ 75 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ 15 …

Read More »

ኣፍጋኒስታን . . . ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ: ጣሊባን ሓጊጎም

ደቀንስትዮ ኣብ ድራማ ተሌቪዥን ከይቀርባ መንግስቲ ጣሊባን ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ከልኪሉ’ሎ። ብዘይካዚ ደቀንስትዮ ጋዜጠኛታትን ኣቕረብቲን ተሌቪዥን እታ ሃገር ብግቡእ ክሽፈና ከም ዘለወን እቲ ሕጊ ኣቐሚጡ’ሎ። እቲ ዓይነት ምሽፋን ከመይ ክኸውን ከም ዘለዎ እቲ ሕጊ ዛጊት ኣየብርሀን ኣሎ። እቲ ሕጊታት ዘይብሩህን ንዝተፈላለዩ ትርጒማት ክፉት ክኸውን ከም ዝኽእልን ጋዜጠኛታት ኣታ ሃገር ይገልጹ ኣለዉ። ጣሊባን: ኣብ ወርሒ ነሓሰ ንመላእ ኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም: ኣብታ …

Read More »

ናይ ሱዳን ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ናብ መዝነቱ ተመሊሱ

እቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ምስ ወጣኒ እቲ ዕልዋ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፡ ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ስምምዕ ድሕሪ ምፍርራሙ ናብ መዝነቱ ከም ዝተመልሰ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ርእሲ ከተማ ሱዳን፡ ኻርቱም፡ ቀትሪ ኣብ ዝነበረ ናዕቢ፡ ሓደ መንእሰይ ወዲ ተቐቲሉ።  ሓምዶክ፡ ነቲ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ወታሃደራዊ ዕልዋ ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ስምምዕ ኣመልኪቱ፡ ንምፍሳስ ደም ናይ ሱዳናውያን …

Read More »

ኬንያ . . . ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ኣገልግሎት ኣይክረኽቡን እዮም

መንግስቲ ኬንያ፡ ጸረ ኮቪድ-19 ክትባት ዘይወሰዱ ሰባት፡ መንግስታዊ ኣገልግሎት ንኸይረኽቡ ዝእገድ ሓደ መምርሒ ከተመሓላልፍ ውጥን ከም ዘለዋ ኣቃሊዓ። ክትባት ዘይወሰዱ ሰባት፡ ህዝባዊ መጓዓዝያ፥ መንገዲ ኣየር ኬንያን ባቡርን ከይጥቀሙ ክኽልከሉ ምዃኖም ሚኒስተር ጥዕና፡ ሙታሂ ካግዌ፡ ወሲኻ ኣብሪሃ’ላ። በዚ ድማ ኬንያውያን፡ ኣገልግሎታት መንግስቲ፡ ከም ትምህርቲ፥ ኢሚግሬሽን፥ ቀረጽን ካልእን ንምርካብ ከም እተኸትቡ ዝምስክር ወረቐት ከርእዩ ክሕተቱ እዮም ተባሂሉ’ሎ። ነዚ ተባሂሉ ዕድሜኦም ካብ 15 …

Read More »

ድሕሪ መቕተልቲ ኣባል ፖሊስ፡ ኣገዳስነት ኣንጸባራቒ ክዳን፡ እናለዓለ መጺኡ

ዳጌንስ ኒሄተር ከምዝጸብጸቦ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ብሞፔድ ዝንቃሳቐሱ ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ዩኒፎርም ዝተኸድኑ ኣባላት ፖሊስ፡ ኣብ ኩሉ እዋን፡ ዘንጸባርቕ ክዳን ክኽደኑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። እዚ ጠለብ ዝተኣታተወ፡ ድሕሪ መቕተልቲ፡ ኣንድርያስ ዳንማን፡ ዝተባህለ ኣባል ፖሊስ እዩ። እዚ ኣባል ፖሊስ፡ ብ 30 ሰነ እዩ ኣብ ዮቶቦሪ፡ ቢሾፕስጎርደን፡ ኣብ ዝባሃል ቦታ ብጥይት ዝተቐትለ። ድሕሪ እዚ ቕትለት፡ ጉዳይ ኣገዳስነት ኣንጸባራቒ ክዳን ዕዙዝ ተራ ይጻወት ኣሎ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com