Friday , May 17 2024

ዜና

Harmony Media Voice News 15/04/2021

Read More »

ሃገረ ቤልጁም፡ ቤት ምግብታት፡ ክትከፍት እያ

ሃገረ ቤልጁም፡ ካብ ዕለት 08 ግንቦት ጀሚራ፡ ነቶም ካብ ዕለት 19 ጥቅምቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ናይ ደገ ኣገልግሎት ዝህቡ ቤት ምግብታት ክትከፍት ምዃና ሓደ መንግስታዊ ምንጪ ሓቢሩ ክትብል፡ ጋዜጣ ለ ስዋር ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብተወሳኺ፡ እቲ ጸኒዑ ዝጸንሐ ኣዋጅ ሕላፍ ሰዓት፡ ኣብቲ ዕለት ክለዓል ምዃኑ ተፍሊጡ ኣሎ። ሽሕ’ኳ ናይ ምግቢ ኢንዱስትሪታት፡ ኣብ መጀምርያ ወርሒ ግንቦት፡ ስረሐን ክጅምራ ተስፋ …

Read More »

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ምጥቃም ጠቕሊላ ኣቋሪጻ

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ጠቕሊላ ከምዘቋረጸትን እቲ ዘይተጠቀመትሉ ብልቃጥ ክታበት ድማ ክትጉሕፎ ምዃና ሃገራዊ ቦርድ ጥዕናን በዓል መዚ መድሃኒት እታ ሃገር  (sundhedsstyrelsen and Lægemiddelstyrelsen) ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ንፍርያት ኩባንያ ጀንሶን ዝኾነ ክታበት ውን ተጽነዖ ምህላዋ ተሓቢሩ። ኣብ ከምዚ ዝበለ እዋን፡ ሓደ ካብ ክታበት ኮቪድ-19 ንኸይንጥቀም ምውሳንና፡ …

Read More »

ዜጋታት ሩስያ፡ ንጠፈርተኛ ዩሪ ጋጋሪን፡ ዘለዎም ክብሪ ይገልጹ

ሩስያዊ ጠፈርተኛ፡ ዩር ጋጋሪን፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ንፈለማ እዋን ናብ ጠፈር እተጓዕዘ ሰብ እዩ። ንስለ ክብሩ፡ ብህይወቱ እናህለወ ብርክት ዝበለ ሓወልቲን ካልእ ህዝባዊ ስነጥበባዊ ስርሓት ከም እተበርከተሉ ይፍለጥ። ኣብ ሩስያ ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ካብ ዝወሃቦም ሰባት ሓደ ዝኾነ፡ ጋጋሪን፡ ኣብ ማእከል ከተማ ሞስኮ፡ ኣደባባይ ለኒንስኪ፡ ከምኡውን ኣብ 1969 ብ ስነጥበባዊ ዩሪ ኮሮሌቭ ዝተሃንጸ ሞዛይክ ሓዊስካ፡ ዩሪ ጋጋሪን፡ ሃገራዊ ጅግና ዘስምዮ …

Read More »

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ኣብ መወዳእትኡ ኣብጺሑ

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ካብ 01 ሓምለ ጀሚሩ፡ ንመስርሕ መገሻ ንምቅላል፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ኣብ ግብሪ ከውዕል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣባላት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት፡ ምስ ኤውሮፓዊ ፓርላማ፡ ዝርርብ ክገብራ ድልዋት ምዃነን ተፈሊጡ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣምባሳደራት ናይተን 27 ኣባላት ኤውሮፓዊ ሕብረት ዝኾና ሃገራት፡ ነቲ ብኤውሮፓዊ ኮሚሽን ዝቐረበ ብቀጠልያ ኤሌክትሮኒካዊ ሰርቲፊከት ዝፍለጥ ናይ ክታበት ፓስፖርት፡  ትማሊ ሰሉስ፡ ርእይቶታተን ከምዝሃባሉ ይፍለጥ። …

Read More »

ሽወደን፡ ምጥቃም ፍርያት ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ደው ኣቢላ

ሃገረ ሽወደን፡ ነቲ ብኩባንያ ጆንሶን ዝፈሪ ክታበት ኮቪድ-19፡ ቅድሚ ናብ ሃገራ ምእታዉ፡ ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃገረ ሽወደን፡ ክሳብ ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት ብዛዕባ እዚ ክታበትን ምርጋእ ደምን ዘለዎም ዝምድናታት ብዝምልከት መጽናዕቱ ዝውድእ፡ ክትጽበ ወሲና ምህላዋ ገሊጻ። ክሳብ ሕጂ፡ 31 ሽሕ ብልቃጥ ፍርያት ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ከይተጠቀመትሉ ኣብ ኢዳ …

Read More »

Harmony Media News 14/04/2021

Read More »

ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ብቕትለት ሳንካራ ተኸሲሱ

ፕረሲደንት ቡርኪናፋሶ ነበር፡ ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ብቕትለት ቶማስ ሳንካራ ናብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ ክብል ን ወተሃደራዊ ቤትፍርዲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ወኪል ቢቢሲ፡ ኖዌል ኤብሪን፡ ሓቢሩ። ብሌይዝ ካምፓኦረ፡ ኣብ 1987 ን ቶማስ ሳንካራ ብወተሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣን ኣልዩዎ። ቶማስ ሳንካራ፡ ኣፍሪቃዊ ቼ ጉቬራ፡ ብዝብል ሳጓ ዝፍለጥን ኣዝዩ ፍቱው መራሒ ምንባሩ ጸብጻባት የመልክቱ። ካምፓኦረ፡ ኣብ 2014 ስልጣኑ ዘናውሕ ሕጊ ከርቅቕ ድሕሪ …

Read More »

ኢቫ ኖርድማርክ፡ ትጽቢታት ሓደስቲ መጻእቲ፡ ክብ ከምዝብል ክንገብር ኢና

ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ሽወደን፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ስራሕ ክረኽቡ ንኽኽእሉ ምእንቲ፡ ሽወደናዊ ህዝባዊ ኣገልግሎት ስራሕ (ኣርቤትስፎርሜድሊንየን)፡ “ሓደ ዓመት ብጻዕቂ” ዝብል ሓድሽ መደብ ኣተኣታትዩ ከምዘሎ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቶም ናብ ሽወደን ዝመጹ ሓደስቲ ኣጋይሽ፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ትጽቢታቶም ክብ ከምዝብል ክንገብር ኢና ክትብል ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሓቢራ። መደብ “ ሓደ ዓመት ብጻዕቂ”፡ ካብ ዕለት 15 …

Read More »

Harmony Media Voice News 13/04/2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com