Friday , May 17 2024

ዜና

ጥንታዊት ከተማ ግብጺ ብኹዕታ ተረኺባ

ንኣስታት 3000 ዓመታት ብሑጻ ምድረበድ ግብጺ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ግብጺ ተረኺባ። እዚ ድሕሪ መቓብርን ቅርሲን ፈርኦን ቱታንካሙን እቲ ዝዓበየ ክኸውን ከም ዝኽእል ቢቢሲ ሓቢራ’ላ። ህቡብ ተመራማሪ ጥንታዊት ግብጺ (Egyptologist) ዛሂ ሓዋዝ እዛ ጥንታዊት ከተማ ኣብ ጥቓ ላቕዛር ብሓሙስ ከም እትረኽበት ገሊጹ። ዛጊት ብዂዕታ ካብ ዝተረኽባ ከተማታት እታ ዝዓበየት ከም ዝኾነት ድማ ኣመልኪቱ። ካብ መስከረም 2002 ኣትሒዙ ብዝተኻየደ ጥንቃቐ ዝመልኦ …

Read More »

ኣመሪካዊ ደራፋይ ራፕን ተዋሳኣይን DMX ዓሪፉ

ህቡብ ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ራፕ ከምኡውን ተዋሳኣይ DMX ብሕማም ልቢ ኣብ መበል 50 ዓመቱ ዓሪፉ። እዚ ኮኾብ ናይ ሂፕሃፕ ኣርቲስት ከምኒ ራፍ ራይደርስ፥ ኣንተምን ፓርቲ ኣፕን ዝበላ ስርሓት ዘበርከተን ተሸላሚ ግራሚ ዝኾነ በዓል ብርቂ ድምጺ እዩ ኔሩ ክብል ዩሮ ኒውስ ሓቢሩ’ሎ። ሓቀኛ ስሙ አርል ሲሞንስ ዝኾነ DMX ብ ላይፍ ሳፓርት ተሓጊዙ ንብርክት ዝበላ መዓልታት እኳ ብህይወት እንተጸንሐ ክሰርር ኣይከኣለን። ኣብ ዋይት …

Read More »

ኣብ ፈረንሳ ዝጠንተወ ጽላት እምኒ ተረኺቡ

እዚ ጽላት እምኒ፡ ኣብ ዘመነ ኣስራዚ፡ እተሰርሐ ምዃኑን እቲ ዝጠንተወን ከም ዝኾነ ተገሊጹ’ሎ። 2 ሜትሮ ብ 1.5 ሜትሮ ዝንውሓቱ እዚ ጽላት፡ ኣብ ጥንታዊ ትሕተ ምድራዊ ክፍሊ ቤት መስፍን ከም እትረኽበ እቲ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ። እዚ 4000 ዓመት ከም ዝገበረ ዝተነግረሉ ጽላት፡ ንምዕራብ ብሪታኒ ዘመልክት ሕንጻጻት ካርታ ከም ዘለዎ፡ ነዚ ጽላት ዘጽንዑ ተመራመርቲ ስነጥንቲ ገሊጾም ኣለዉ። ሴንት ባሌክ ዝብል ስም እተዋህበ …

Read More »

ቤተ ክርስትያን እንግሊዝ፡ ንሓወልቲ ኣስራዚ በኒን ክትመልስ እያ

ቤተ ክርስትያን እንግሊዝ፡ ካብ ናይጀርያ እተረኽባ ክልተ ሓወልቲ ኣስራዚ፡ ናብ ሃገረን ክትመልስ ከም እተሰማምዐት ወኪል ቢቢሲ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ በን ሁንት፡ ጸብጺቡ። እዞም ቅርስታት፡ ኣብ 1980 ካብ ትካላት ናይጀርያ ህያብ ተባሂሎም ዝተላእኩ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ቤተክርስትያን ዓዲ እንግሊዝ፡ ነቶም ቅድሚ ሚእቲ ዓመት ብራስያን ካልእ ኣገባብን ካብ ኣፍሪቃ ዝወጹ ቅርሲታት ኣፍሪቃ፡ ናብ ሃገሮም ኣብ ምምላስ ዝሰርሑ ዘለዉ ትካላት መሪሕ …

Read More »

መንግስቲ ዱባይ፡ ዕርቃነን ቐሊዐን ዝተሳእላ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእቱ

ኣብ ከባቢ፡ ማሪና ዱባይ፡ ዕርቃነን ቀሊዐን ክሰኣላ እተረኽባ ደቀንስትዮ፡ ብምጥሓስ ስርዓት ሕብረተሰብ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታወን ተገሊጹ። እዚ ብቐዳም ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት እተለጠፈ ስእሊታት፡ ዕርቃነን ዝወጻ ደቀንስትዮ፡ ስእሊ እናተላዕላ ዘርኢ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ካብዘን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትየን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ፡ እተን 11 ዩክሬናውያን ዜጋታት ምዃነን ቆንስል ዩክሬይን ንቢቢሲ ሓቢሩ’ሎ። ሓንቲ ሩስያዊት እውን ካብዘን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዋ ደቂኣንስትዮ ምዃና ማዕከናት …

Read More »

ኪም ካራዲሻን፡ ናብ ደምበ ቢልዬነራት ትጽምበር

ኮኾብ ሪያሊቲ ቲቪ ዝኾነት፡ ኪም ካራዲሻን፡ ደምበ ቢልዬነራት ብምጽንባር ኣብ ዓለምና ካብ ዝሃብተሙ ሰባት ሓንቲ ክትከውን ክኢላ ክብል ጸብጻብ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብናይ ቴሌቪዥንን ካልእን ኣታዊታታ፥ ሕጂ ጠቕላላ ሃብቲ ኪም፡ ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣትዩ ኣሎ ክብል ፎርብዝ ቢዝነስ ዝተባህለ ብዛዕባ ሃብታማት ሰባት ዝዛረብ መጽሔት ሓቢሩ’ሎ። በዚ ድማ ኣብ ዓለምና መበል 2755 ቢልዮነር ተባሂላ ተመዝጊባ’ላ። ኣመሪካዊ መስራቲ ኣማዞን፡ ጄፍ ቤዞስ፡ ብ 177 …

Read More »

Harmony Media News 09/04/2021

Read More »

ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሞይቱ

በዓል ቤታ ንንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኤሊዛቤት II፡ ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድሚኡ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፍለየ ወሃብ ቃል ባንኪንግሃም ፓላስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ንግስቲ ኤሊዛቤት፡ ሎሚ ንግሆ፡ ፊሊፕስ፡ ኣብ ዓራቱ እንከሎ ብሰላም ካብዛ ዓለም ከምዝተፈልየ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ባኪንግሃም ፓላስ፡ ሓቢራ።

Read More »

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ንውጥን ዕድጊ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ኣዋዲቕዎ

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ካብ ትካል ሰሩም፡ ህንዲ፡ ክገዝኦ ወጢንዎ ዝነበረ ፍርያት ኣስትራ ዘነካ፡ ክታበት ቫይረስ ኮሮና፡ ከም ዘዋደቖ ተገሊጹ። ናይዚ ተግባር ምኽንያት፡ ጒዳይ ቀረብ ኮይኑ፡ ኣብ ክንዲ ኣስትራ ዘነካ፡ ናብ ዕዳጋ መድሃኒት ኣመሪካ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን የቋምት ምህላዉ ተገሊጹ። ዘተኣማምን ቀረብ ክታበት ኣዝዩ የድልየና እዩ፥ ህንዲ ምስ ኣፍሪቃ ዘለዋ ናይ ሰደድ ሕጋጋት፡ ንነገራት ሓላሊኹ ኣሎ ክብል ሓላፊ ማእከል ምቊጽጻር ሕማማት ኣፍሪቃ፡ …

Read More »

ግብጽን ኡጋንዳን፡ ጸጥታዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሰማሚዐን

ግብጽን ኡጋንዳን፡ ብሰንኪ ኢትዮጵያ ኣብ መስመር ፈለግ ኒል እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ፡ እናነሃረ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፡ ስለያዊ ሓበሬታ ኣብ ምልውዋጥ ስምምዕ ምኽታመን ቢቢሲ ሓቢራ። ላዕለዎት ሰብ መዚ ስለያ ክልቲአን ሃገራት፡ ብረቡዕ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፡ ኣብዚ ስምምዕ ከም ዝበጽሑ ምክልኻል ኡጋንዳ ገሊጹ። ፈለግ ኒል፡ ንኡጋንዳን ግብጽን ዘራኽብ ናይ ሓባር ረቛሒ እዩ። ስለዚ ድማ ንግብጺ ዝትንክፍ ዘበለ ንኡጋንዳ በዚ ድዩ በቲ ምጽላዉ ኣይተርፎን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com