Friday , May 17 2024

ዜና

ፖርቱጋል ብ ሰለስተ ሽቶታት ሮናልዶ ተሓጊዛ ን ፍጻሜ ኤውሮፓ ናሽናል ሊግ ሓሊፋ!!

ትማሊ ምሸት ኣብ ግጥማት  ናሽናል ሊግ ኤውሮጳ ተጸሚደን ዘምሰያ ሃገራውያን ጋንታታት ፖርቱጋል ምስ ሲዊዘርላን ፖርቱጋል ብሰለስተ ሹቶታት ሮናልዶ ኣብ 25, 88 ከምእውን ኣብ ምበል 90 ደቒቕ ብዘመዝገበን ሸቶታት ተሓጊዛ ልዕሊ መጋጥምታ ስዊዝ 3ብ1 ተዓዊታ።ፖርቱጋል ካብተን ጸባሕ ዝገጥማ ኢንግሊዝን ምስ ሆላንድ ዝተዓወተት ጋንታ ኣብ ፍጻመ ክትገጥም እያ። ናሽናል ሊግ ንፈለማ ግዜ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሃገራት ኤውሮጳ ግጥም እዩ። ክርስትያኖ ሮናልዶ ምስ …

Read More »

ፓስፖርት ሽወደን ንምሕዳስ ነዊሕ ግዜ ይወስድ ኣሎ ተባሂሉ!!

 ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ ሽወደን ፓስፖርት ንምውጻእ ዝህሉ ናይ መጸበዪ ግዜ ልዕሊ ሓደ ወርሒ በጺሑ’ሎ። ሽወደናዊ ፓስፖርቱ ግዚኡ ዝሓለፎ ሰብ ንምሕዳስ ብመርበብ ሓበሬታ ፖሊስ ኣቢሉ ቈጸራ ክሕዝን ከመልክትን እዩ እቲ ዝጸንሕ ኣሰራርሓ። እንተኾነ ግና ኣብ ወርሓት ሓጋይ እዚ ሰልፊ ምሕዳስ ኣዝዩ ነዊሕ ከም ዝኸውን ፖሊስ ይሕብር። ኣብ መብዛሕትኡ ቦታትታ ናይ መጸበዪ ግዜ ኣርባዕተ ሳምንቲ ኮይኑ ኣብ ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ግና …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 06 ሰነ 2019

Read More »

ምስ ምእጋድ ምትካኽ ሽጋራ ኣብ ዕዳጋታት ሽወደን ሓደስቲ ኣማራጺታት ይቕልቀሉ!!

 ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ትግባረ ዝውዕል ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ሸየጥትን ዘርጋሕትን ሽወደን ትኪ ዘይብሎም ናይ ኒኮቲን ውጽኢታት ኣብ ምድላው ምህላዎም ይንገር ኣሎ። ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን እዞም ውጽኢታት ዓማዊል ሽጋራ ክገዝኡ ንዘይደልዩ ወይ ኣብ ኣብያተ መግቢ ከትክኹ ንዘይደልዩ ዓማዊል ንምኽሳብብ ተባሂሎም ዝውሰዱ ዘለዉ ኮይኖም፡ ከም መማረጽቲ ክውሰዱ ጀሚሮም ኣለዉ። ሽወደን ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ካብ ምትካኽ ናጻ ዝኾነ …

Read More »

ጂያኒ ኢንፋንቲኖን ዳግማይ ፕሬዚደንት ፊፋ ኮይኑ ተመሪጹ!!

ኣብ ከተማ ፓሪስ ን ፕረዚደንት ማሕበር ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ማለት ፊፋ ንምምራጽ ኣብ ዝተካየደ ዓመታዊ ዋዕላ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ዳግማይ ፕረዚደንቲ እዚ ማሕበር ገሩ መሪጽዎ። ኣብዚ ላይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ፍሉይ ዝገብሮ ን ፕሬዚዳንትነት ከም ሕጽይ ኮይኑ ንውድድር ዝኾነ ሰብ ብዘይምንባሩ በይኑ ኢንፋንቲኖ  ብሙልእ ድምጺ ፕረዝደንቲ ፊፋ ኮይኑ ተመሪጹ ። ኣብ ዓመት 2016 ኢንፋንቲኖ  ን ሴፕ ብላተርን ብምትካእ ኮይን ብምምራጽ ሕጂ …

Read More »

ሽወደንን ፊላንድ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ የካይዳ!!

ልዕሊ 400 ሽወደናውያን ዝሳተፍዎ ዘለዉ ሓበራዊ ልምምድ ምስ ወታደራት ፊላንድ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ከተማ ሃንጎ ይካየድ ከምዘሎ ሰበስልጣኒ ሽወደን ሓቢሮም። ሓልፊ ወታደራዊ ክፍሊ ሽወደን ፓትሪክ ጋርዲስተን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስ ፊላንዳውያን ብሓባር ብምስራሕ ዝበልጸን ዝሓየለን ከምዝገብረና ብተወሳኺ እውን ኣብ ዓበይት ስርሓት ንኽንሳተፍ ከኽእለና እዩ ክብል ነቲ ልምምድ ኣመልኪቲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ። ሓለፍቲ ወታደራዊ ክፍሊ ፊላንድ ብ ወገነኖም እዚ ዓይነት …

Read More »

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ብ ክለብ ስጳኛ ይህደን!!

ኤርትራዊ ሽወድናዊ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ድሕሪ ብመልክዕ ልቓሕ ናብ ሆላንዳዊት ክልበ ዊልያም ክለተ ምስግጋሩ ብዘርኣዮ ጹቡቕ ጸወታታትን ዘመዝገቦ ሸቶታትን ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ክለባት ምውዳቑ እንሆ ሕጂ ድማ ብ ስጳኛዊት ክለብ ርያል ሶሰይዳ ይህደን ኣሎ። ድሮ እዛ ጋንታ ምስ ዋናኒቱ ዝኾነት ክለብ ዶርትመንድ ምዝርራባት ከምዝጀመረትን፣ ምስ ክለቡን ምስ ተጻዋታይን ኣብ ናይ ግሉ ጥቕምታት ኣብ ምርድዳእ ከምዘለውን ጋዜጣ እታ ክለብ ዲያሮ ቫስኮ ገሊጻ። …

Read More »

ብኢሜል ካብ ዝለኣኽ ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ ክጥንቀቑ ፖሊስ ሽወደን ኣተሓሳሲቦም!!

ፖሊስ ሽወደን ብኢሜል ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ እተላእከሎም ሰባት ገንዘብ ካብ ምሕዋል ክጥንቀቑን አረ”ውን መልሲ ካብ ምሃብ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲቦም። ከምዚ ዝኣመሰለ መልእኽቲ ዝመጾም ሰባት ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሕ ስምዕታ ከቕርቡ ምጽንሒምን ክሳብ 2000 ዶላር ክኸፍሉ ዘስገድድ መልእኽቲ ምቕባሎምን ምሕባሮም ፖሊስ ትገልጽ።

Read More »

ኣብዚ ዘለናየ ዓመት ብዝሒ ብተኹሲ ዝተቐትሉ ሰባት ኣስታት 20 በጺሖም!!

ኣብ ፍርቂ ዓመተ 2019 ክሳብ 100 ዝበጽሑ ናይ ተዂሲ ምልውዋጣት ከምዝተኸሰቱን በዚ ድማ 20 ሰባት ምሟቶምን ፖሊስ ሽወደን ዝሰርሖ ናይ ቀረባ ግዜ ስታትስቲክ ኣመልኪቱ። እዞም ናይ ብረት መጥቃዕቲታት ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ሽወደን ምግጣሞም እንተኾነ ግና ካብዘን ከተማታት ሓሊፎም ካልኦት ማሕበረሰባት’ውን ክጽለዉ ከምዝተጸለዉ እውን እዚ ስታቲስቲክስ ፖሊስ ኣመልኪቱ’ሎ። እዞም ተዂሲትታ መርበባት ወንጀለኛታትን ጒሒላታትን ዝፍንውዎም ኮይኖም ስፍሕ ዝበለ ጂኦግራፍያዊ ክሊ እናሓዙ ምምጽኦምን …

Read More »

ምንቊልቋል ዋጋ ክሮነር ንዋሕዚ በጻሕቲ ክውስኽ እዩ ተባሂሉ!!

ጽላት ቱሪዝም ሽወደን ክሮነር ብመንጽር ዶላርን ዪሮን ምንካዩ ንበጻሕቲ ክስሕብ እዩ ይበሃል ኣሎ። ካብ ምጅማር እዚ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ክሮነር ምጒዳል ዋጋ ምርኣዩን ዋጋ ሸርፊ ( 10.70 ክሮነር/ ዩሮ 960 ክሮነር/ ዶላር) በጺሑ’ሎ። ንሽወደን ክበጽሑ ዝመጹ ቱሪስት (ብፍላይ ካብ ኣህጒር እስያ ዝመጹ) ብሕሱር ዋጋ ናይ ህያብ ኣቕሑ ክገዝኡ ዝደልዩ ምዃኖም ሓደ ድርኺት እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ድማ ንዕዳጋ ሽወደን ብ 2 …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com