Thursday , May 2 2024

ዜና

ባራክ ኦባማ ብዛዕባ ሜሲ ይዛርብ!!

ልዮነል መሲ ንሃገሩ ዋንጫ ዓለም ከዕወተሉ ዘይምኽኣሉ ምኽንያት ኣብ ዓለም በይንኻ ክብጻሕ ከምዘይክኣል ዘርእይ  ኣብነት እዩ ክብል ፕረዝደን ኣመሪካ ነበር ባራኽ ኦባማ ገሊጹ። ኦባማ ኣብ ርእሰከተማ ኮለምብያ ቦጋታ ን መንእሰያት ናይ መነቓቅሒ መደረ ኣብዘስምዓሉ ግዜ እዩ ን መሲ ከም ኣብነት ብምቕራብ ከረድኦም ፈቲኑ። እቲ ፕረዝደንት ወስኹ እቶም ንሕና ብሉጽታ ኢልና ን ኣምነሎም ከይተረፈ ዝያዳ ንኽብርትዑ ምስ ካልኦት ተሓባቢሮም ክሰርሑ እዮም …

Read More »

ከተማ ሎንደን ብ ሰማያዊ ኣብርቕሪቓ!!

ትማሊ ምሸት ዋንጫ ኤውሮጳ ንምዕታር ዝተፍጠጣ ክልተ ክለባት ከተማ ሎንደት ክለብ ኣርሰናል በዚ ዓወት ጌራ ናብ ቻምፒዮን ሊግ ናይ ምጽንባር መደባ ብ ክለብ ቸልሲ ተቕጽዩ። ኣብዚ ኣብ ከተማ ኣዘርባጃን ቦኩ ዝተኻየደ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ክለብ ቸልሲ ድሕሪ ዕረፍቲ ሓንቲ ካብ ጂሩድ ሓንቲ ካብ ፔድሮ ዝተርፈ ክልተ ሸቶታት ካብቲ ኾኸብ ኮይኑ ዘምስየ ሃዛርድ ብምርካብ ብገፊሕ 4 ብ 1 ተዓዊታ። ኣብዚ ውድድር …

Read More »

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 28 ግንቦት 2019

Read More »

መኽንያት ምውሳክ ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሽወደን ስደተኛ ከምዘይኮኑ ተገሊጹ!!

ብመስረት መጽናዕቲ ኣብ ምጉዳል ገበናትን ምውሓስ ጸጥታ ኣብ ሕብረተስብ ዝነጥፍ መንግስታዊ ትካል ብሮ (Brå) ስደተኛን ጠንቂ ምውሳኽ ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ሽወደን ከምዘይኮኑ ሓቢሩ።  ሽወደን ኣብ 2015  ኣሸሓት ስደተኛታት ብምቅባላ ጠንቂ ምውሳኽ ጸጥታዊ መጥቃዕቲ ከምዘይኮይነን  ቀንድ ጠንቂ ምውሳኽ እዚ ገበን ብቀዳምነት ምውሳኽ ድሌታት ወይ ባህጊ ሰባት ንጾታ ምኻኑ እዚ መጽናዕቲ እዚ ትካል  ሓቢሩ። ጎሳጛስ ኣንጻር ጾታዊ መጥቃዕቲ ብመገዲ ሰለማዊ ሰልፍን ካልእ …

Read More »

ሎሚ ምሸት ክልተ ሎንዶናውያን ኣብ ክርፍስ ዋንጫ ፍጻሜ!!

ናይ ሎሚ ፍጻሜ ኤሮፒያን ሊግ ፍሉይ ዝገብሮ እንተሃልዩ ክለተ ክለባት ደቂ ሓንቲ ከተማ ኢንግሊዝ መን ወነን እዩ። ብተወስኺ ነዛ ዋንጫ ኣሰልጣኒ ቸልሲ ሳሪ ንፈለማ ድዩ ኢዱ ከንብረልስ ወይ ከም ናይ ብሕቱ ገሩ ሰልስተ ግዜ ዝዓተር ን ራብዓይ ግዜ ዝመጣጠር ዘሎ ኣሰልጣኒ ኣርሰናል ኤምረ። እዚ ናይ ፍጻመ ግጥም ድሮ ነቶም ናይዘ`ን ክልተ መታሃላልክቲ ጋንታታት ዓለምቲ ዝነበሩ ቨንገር ምስ ሞሪኖ ኪኖ ናይተን …

Read More »

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ብፍቓዶም ስልጣኖም ሓዲጎም!!

ሰለስተ ፖለቲከኛታት ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪቲ ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ ወረ ጾታዊ ቅለት ካብ መዝነቶም ብፍቓዶም ወሪዶም ተባሂሉ። እቲ ግሉጽ ጾታዊ ስእሊታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሰባት ክቀባበልዎ ከም ዝተራእዩን ካብ ሰልፎምን ህዝብን ሰፍ ዘይብል ነቐፌታ ከም ዝወረዶምን ተፈሊጡ። ኤሚሊ ፒትሃመር ሓላፊ ምምሕዳር ዓቃባዊ ሰልፊ ድሕሪዚ ቅለት ካብ መዝነታ ክትወርድን ድሕሪ 20 ዓመት ካብ ፖከቲካዊ ህይወት ክትሰናበትን ድሌት ከም ዘለዋ ገሊጻ’ላ።

Read More »

ሃገራዊ በዓልመዚ ኦዲት ንገለ ኣሰራርሓ Sida ይነቅፍ!!

ሃገራዊ በዓልመዚ ኦዲት ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ገለ ካብ ኣገባብ ኣሰራርሓ Sida (ዓለማዊ ሽወድናዊ ምትሕግጋዝ ማዕባለ) ኣብ ብዙሓት መዳያት ርኡይ ጒድለታት ኣለዎ ብምባል ነቒፍዎ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ እዚ ኤጀንሲ ግዜኡ ብስሉጥ ኣገባብ ኣይጥቀምን እዩ። እዚ ድማ ናይ ሓባር ዕላማን ንነዊሕ ዝጥምት ዕዮን ከም ዘይብሉ ዘመልክት እዩ ድማ ኢሉ። ኣብቲ ኤጀንሲ ክህልዉ ዝግብኦምን ብጥምረት ዝዕየዩን ዝነበሩ ናይ ትንተና፥ ውጥንን ምወላን ንጥፈታት …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ምትሕብባር ኣንጻር ሕሉፋት ክህሉ ጻውዒት ኣቅሪቡ!!

ሓድሽ ኣውሮጳዊ ባይቶ ሕሉፋት የማናውያን ንምውጋድ ከምቲ ኣብ ሽወደን እተራእየ ናይ ምትሕብባር መንፈስ የድልዮ’ሎ ክብል ሉቨን ሓቢሩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስተፈኣን ሎቨን ኣብ መንጐ ባይቶኣዊ ቀጽሪታት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓደስቲ ዓይነታት ምትሕግጋዝ የድሊ ኣሎ ምባሉ ተገሊጹ። “ኣብ ኣውሮጳዊ ሕብረት እውን ከምቲ ኣብ ሽወደን ዝገበርናዮ ምፍጻም የድልየና’ሎ።” ዝበለ ሉቨን ” ብኸምዚ መንገዲ ኢና ሃናጺ ናይ ምትሕግጋዝ፥ ውሕስነትን ድሕነትን ብምፍጣር ኣንጻር ሕሉፋት የማናውያን …

Read More »

ራሞስ ብወግዒ ክፋኖ ሓቲቱ ይበሃል ኣሎ!!

ሓለቃ ጋንታ ዓባይ ክለብ ርያል ማድሪድ ስጳኛዊ ሰርጅዮ ራሞስ ወዕዓዊ መፋነዊ ንኣካይድቲ ክለቡ ሓቲቱ።  እዚ ናይ መሰናበቲ ወረቀት ኣብ ኢድ ፕረዝደንት እታ ጋንታ ፍሮየንቲኖ ፐረዝ ከምዝበጽሔ እውን  ሪያል ማድሪድ ቲቪ ሎሚ ኣብ ዜናታታ ሓቢራ። ካብ ዝበለጹ ተከላከልቲ ዓለምና ዝኮነ ተጻዋታይ ሪያል ማድሪድ ሰርጆ ራሞስ ምስ ኣካየድቲ እዛ ጋንታን ምስ ሓዲሽ ስትራተጂ ኣሰልጣኒ ዜይነዲን ዜይዳን ከምዘይተሰማምዔ እዩ ዝንገር ዘሎ። ዓበይቲ ክለባት …

Read More »

ውጽኢታት ምርጫ ባይቶ ኣውሮጳ ኣብ ሽወደን ተዛዚሙ!!

 ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራሲ ብልዕሊ 23.6 ሚእታዊት 5 መናብር ብምዕዋት ዝዓበየ ሽወደናዊ ሰልፊ ኣብ ኣውሮጳዊ ባይቶ ክኸውን እዩ። ናይ ዓቃባውያን መርገጺ ዘለዎም ስልፊ ስቫርያ ድሞክራት 15.4  እታዊት  ብምርካብ ዛዚሙ’ሎ። እዚ ድማ ኣብ ባይቶ ኣውሮጳ ካብ ዘለዉ ሰልፊታት ሽወደን ብዕቤቱ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ከም ዝስራዕ ጌርዎ’ሎ። እቲ ካልኣይ ዝዓበየ ሰልፊ ሞደራትና 16.8  ሚእታዊት ኣርባዕተ መናብር ሓምላይ ወይ ሚልዮ ሰልፊ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com