Saturday , May 4 2024

ውህደት

ሉፊን፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኮሮና እንቃለሰሉ ፖሊሲ ንኽንምርምር ኮሚሽን ነጣይስ ኣሎና።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን መንግስቱ ቅድሚ ሳመር ምእታዉ ከበዳ ኮሮና እትምርምር ሃገራዊ ኮሚተ ከጣይስ ምዃኑ ሓቢሩ። እዛ ኮሚተ ፖሊሲ ሽወደን ኣብ ምምካት ለበዳ ኮሮና እትምርምር እያ። መንግስቲ ኣብ ኲሉ ጽፍሕታት፥ ሚኒስትሪታት፥ ቤት ጽሕፈታት ሰብመዚ፥ ምምሕዳራት ከተማ፥ ባይቶን ኲሉ ኣካላት መንግስቲን ዝጸንሖ ኣታሕዛ ብመንፊት እዛ መማዪት ኮሚሽን ክሓልፍ ምዃኑ ድማ ገሊጹ። ኣቐዲሙ መንግስቲ ሽወደን ኩለንትናዊ ገምግማ እተካይድ ኮሚተ ከተጣይስ ከም …

Read More »

ውርይቲ ሽወደናዊት ተቐዳዳሚት ብሕማም ኮቪድ ተታሒዛ።

ኣባል ሃገራዊ ጋንታ ሽወደን ዝኾነት ተቐዳዳሚት ጉያ እግሪ፡ ኢሊን ቪስተርሎንድ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ምስ ጀመረ ብወለንታ ከም ኣላይት (ተሓጋጋዚት) ሓኪም ኮይና ክትሰርሕ ከምዝጸነሐትን ትማሊ ሰንበት ድማ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፋ ምህላዋ ከምዝፈለጠት SVT ሓቢሩ። ኣብ ቅድድም መሰናኽል ወናኒት 5 ወርቂ መዳልያ ዝኾነት ጓል 30 ዓመት ኢሊን፡ ጸረ ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ እጃማ ንኸተበርክት ሕክምናዊ ልምምድ ድሕሪ ምክትታላ፡ ኣብ ወርሒ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና የንቈልቊል ኣሎ ተባሂሉ።

ኣብ ሽወደን ምስፍሕፋሕ ኮሮና ኣዝዩ ልዑል እኳ እንተሎ ኣብ ዝሓለፋ ቀረባ ሳምንታት ምንቊልቋል ከም ዘርኣየ ንጥዕና ሽወደን ኣመልኪቱ ዳታ ካብ ዝእክብ ትካል CSS ክፍለጥ ተኻኢሉ። መጠን ዝልከፉ ሰባት ኣብ ዝበዝሑ ዞባታት ምንቊልቋሉ ዝገለጸ ሓላፊ እቲ መጽናዕቲ ፖል ፍራንክስ እዩ። ድሕሪ ትንሳኤ ብፍላይ ርኡይ ምንቊልቋል ተለከፍቲ ከም እተመዝገበን ድማ ተመልኪቱ። ኣብዚ መጽናዕቲ 172 ሽሕ ሰባት ብወለንታ ምስታፎምን ነቲ ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ጥዕናኦም …

Read More »

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 01 ሰነ 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ብኽሲ ግብረ ሽበራ ተፈሪዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሜሪካ ዝነበረ ሽወደናዊ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝሞተ ተሓቢሩ። 2. ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኣብ ጫካታት ባርዕ ናይ ምኽሳቱ ዘሎ ተኽእሎ ዓቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ።

Read More »

ኣብ ዶባት ስእሊታትን ኣሰር ኣጻብዕን ምሕታት ተጀሚሩ።

ናይ ሓሶት መንነት ዘለዎም ሰባት ንምፍላይ ተባሂሉ ንሽወደን ዝኣትዉ ሰባት ስእሎምን ኣሰር ኣጻብዖምን ክምዝገብ ይግበር ምህላዉ ተገሊጹ። እማመ መንግስቲ ሕጊ ኣውሮጳዊ ሕብረት ናብ ምዃን ገጹ የምርሕ ምህላዉ ድማ ተሓቢሩ። መንነታት ንምልላይ ዝሕግዝ ዕድላት ይውስኽ ምህላዉ ብምምልካት መንግስቲ ሓደ ንድፊ ሕጊ ኣብ ቀረባ እዋን ከውጽእ ምዃኑ ሚኒስተር ፍትሒን ማይግሬሽንን ሞርጋን ሓቢሩ። እዚ ሪፈራል ኣብ ኣዋጅ ስደተኛታትን ስርዓተ ሓበሬታን ሸንገን ገለ ምምሕያሽ …

Read More »

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ፥ ብዛዕባ ምኽፋት ዶብ ምስ ዴንማርክ ኣብ ዝርርብ ከምዘሎዉ ትገልጽ።

ምኽፋት ዶብ ቢንቶ ኦረሱንድ ኣገዳሲር ምዃኑ እኳ እንተተሰማምዑ ንሱ ዘስዕቦ ህሉው ሽግራት ንምፍታሕ ምስ ዴንማርክ ኣብ ዘተ ምህላዎም ኣና ሊንድ ሓቢራ። ሊንድ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ዘተ ምግባራን ነዚ ውሳነ ብህጹጽ ኣብ ምትግባር ብዛዕባ ዝከኣለሉ ኣገባብ ይዝተ ምህላዉ SVT ጸብጺቡ። ኔርወይን ዴንማርክን ዶባተን ክኸፍታ ተሰማሚዐን ኣለዋ። ዴንማርክ ምስ ጀርመንን ኣይስላንድን ዘሎ ወሰና ትኸፍቶ እነተኾነ ግና ንሽወደን ኣብዚ ዘይምጽንባራ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር …

Read More »

መንግስቲ ኣብ ጒዳይ ኮቪድ-19 ክኽተሎ ዝጸንሐ ስትራቴጂ ክቕይር ሰልፊ ሰንተር ጸዊዑ።

ሰልፊ ሰንተር መንግስቲ ኣካይዱ ኣብ ኣታሕዛ ኮቪድ-19 ክቕይሮ ይግባእ ብምባል ዝሓሰቦ 5 ውጥናትን ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝያዳ መርመራ ክግበርን እማመ ኣቕሪቡ። እዚ ሰልፊ ሕጊታት ብባይቶ ንምሕላፍ ብደረጃ ዞባ ዝያዳ ተዓጻጻፍነትን ከም ዘድልዮ ድማ ሓቢሩ’ሎ። ፖለቲካውያን ሰልፊታት ብሓፈሻ ንመንግስቲን ናይ ኮሮና ቫይረስ ስትራቴጂኡን ክድግፋ እኳ እንተጽንሓ ገሊአን የድሓርሕራ ምህላወን ድማ ተመልኪቱ። ንኣብነት ብዓርቢ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ምስ ሰልፍታት ክርስትያናዊ ዴሞክራሲን ሞደራትናን ብምዃን …

Read More »

ግዳያት ክሮና ቫይረስ

Read More »

ተኽእሎ ባርዕ ኣብ ቡዝሕ ቦታታት ክኽሰት ስለዝኽእል ጥንቃቐ ክግበር ጻውዒት ይቀርብ።

በዚ ዘሎ ልዑል ሙቐት ብነቕጺ ዝተዓብለለን ኲነታት ኣየር ኣብ ብርክት ዝበለ ከባቢታት ሽወደን ናይ ባርዕ ሓደጋ ከምጽእ ከም ዝኽእል ተሓቢሩ። “እዚ ሓደጋ ከጋጥም ልዑል ተኽእሎ ኣሎ” ክትብል ኣብ ዞባ መድሕን ምክትል ኣካያዲት ስርሒታት ሞኣ ሁመልጋርድ ገሊጻ። ድሕሪ ዝሕሊ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር እቲ ንነዊሕ እዋን ሰባት ብሃንቀውታ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሳመር እኳ እንተኣተወ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል እታ ሃገር ሙቐት ክሳብ 20 ዲግሪ …

Read More »

ዜና መጽሄት News Magazine 31 May 2020

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ብዝምልከት፣- 2. ኣብ እዋን ኮቪድ 19 ዘሎ ዕድላት ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክማሃሩ ንዝደልዩ ሰባት ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዕድላትን ትርጉሙን፣-  ኩሎም መደባትና ብዝተሳለጠ መገዲ ማለት ዝስማዕ ዝራኣይ ዝንበብ ፈነወታት ኣልኮምፒስ ብሓደ ንምክትታል ዘኽእልኩም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣብ (Googole Play store ) ኣቲኹም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com