Wednesday , May 15 2024

ዜና

መገሻታት ልደት ብ ዓሰርተ % ምጒዳል ከም ዝአርኣየ ሓቢሩ።

25 ሚእታዊት ዘይቢዝነሳዊ በረራታት ሽወደን ዝሕዛኣሉ ቲከት ዝተባህለ መርበብ ናይዚ ዓመትዚ መገሻታት ልደት ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ብ ዓሰርተ ሚእታዊት ምጒዳል ከም ዝአርኣየ ሓቢሩ። ዳይረክተር ዕድጊ ቲከት ሚካኤል ካፒል ቀንዲ ምኽንያት እዚ ተርእዮ ክሮነር ናይ ምግዛእ ሓይሉ ብምጒዳሉ ብኻልእ ሸነኽ ድማ ብዙሓት ሽወደናውያን ጽቡቕ ክሊማ ኣብ ዝነበሮ ወቕቲ ክረምቲ ብብዝሒ ብምጋሾም እዩ ይብል። “ሕጂ ግዜ ስለዛኣኸለ ዝገሹሉ መዓለቲ ሓሊፍዎም’ዩ,” ክብል …

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 21 ታሕሳስ 2018

Read More »

ንሰባት ክልምኑ ኣገዲድኩም ብዝብል ሽዱሽተ ሰብኡት ተኸሲሶም።

ሽዱሽተ ሰብኡት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ሰባት ካብ ቡልጋርያ ብምስግጋርን ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ኣከባቢ ብምሕያርን ንኽልምኑ ብምግዳድን ተኸሲሶም። እዚ ኣብ ሸውደን ምናልባት እቲ ዝዓበየ ብሕጊ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣገባብ ምስግጋር ሰባት ከይኮነ ኣይተርፍን ተባሂሉ’ሎ። ኣብ ወረዳ ቫዦ ላዕለዋይ ዳኛ ዳንኤል ሃራልድሰን ንሬድዮ ሸውደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዞም ግዳያት ብዘይስሩዕ ኣገባብ ኣብ መጻወድያ ምእታዎም: ገሊኣቶም ናብ ሸወደን ምስ ኣተዉ ብዛዕባ ዝሰርሕዎ ስራሕ ወይ …

Read More »

መንግስቲ ሩስያ ሽወደናዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ካብ ሃገሩ ከወጽእ ኣዚዙ:: መንግስቲ ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሽወደን ኣብ ሃገሩ፣ ከምዝጠረዘ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ሩስያ ጠቒሱ ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢሩ። እቲ ኣብ ሩስያ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን፣ ከም ኣታሼ ጉዳያት ባህሊ፣ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፣ ብሞይኡ ጋዜጠኛን ዲፕሎማሰኛን ዝኾነ፣ ካለክኒቭለ፣  ምኻኑ ተፈሊጡ።  ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ  ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፣ እቲ ፍጻመ ሓቂ ምዃኑ …

Read More »

Jobskills.se ክትጽበ ከሎኻ ንጡፍ ንኽትከውን ይሕግዝ

እተደገፈ/እተመወለ ዓንቀጽ: ታደለሽ ከበደ ቅድሚ ክልተ ዓመት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሃገር ሽወደን መጺኣ። ኣብ ABFs ናይ Vårby gård ተራኺብና። ኣብኡ ታደለሽ ናይ ቋንቋ ሽወደን ኮርስ ወሲዳ፡ ኣብኡ ኸኣ እያ Jobskills ከም ዘሎ ዝፈለጠትን ኣካውንት ንምኽፋት ሓገዝ ዝረኸበትን። Jobskills ነቶም ኣብ ሃገር ሽወደን ዚነብሩ ዘገልግል ናይ Arbetsförmedlingen ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ስራሕ እዩ። ንሳ ኣብ ኢትዮጵያ መምህር እያ ነይራ፡ ሕጂ ድማ መምህር ንምዃን …

Read More »

ምምሕዳር ከተማታት ምስ ከንቲባ ሽወደን ዲሞክራት ናይ ምትሕግጋዝ ጉዳይ ይነጽግዎ።

ካብ ክልተ ምምሕዳራት ከተማ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ሳልሳይ ምምሕዳር ከተማ ናይ ቤት ትምህርቲታት ምትሕግጋዝ ውጥን ሰሪዞሞ። እዚ ዝገበሩ እቶም ጸረ ስደተኛታት መርገጺ ዘለዎም ሽወደን ደሞክራትስ ኣብኡ መንግስታዊ ስራሕ ክጅምሩ ስለዝኾኑ ። ኣብ ኣውራጃ ብለኪንግ ደቡብ ሽወደን ከተማታት ካርልሻምን ኦሎፍስትሮም ከሙኡውን ሶልቭስቦርግ ኣብ ብዙሓት ሸነኻት እንተላይ ምውጋድ ጎድፍን ጒዳይ ህጹጽ ሓደጋን ብሓባር እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ። ኣብ መወዳእታ እዚ ክረምቲ ኣብ ብርኪ …

Read More »

ድሕሪ ዝቐረበሎም ነቐፌታ ፖለቲከኛታት ናይ ቤተመዘክር ክፍሊት ከደናጒዩ ይውስኑ።

18 መንግስቲ ዝውንነን ኣብያተ-መዘክር ናይ መእተዊ ክፍሊት ዘይምኽፋል ውሳኔአን ክቕጽልኦ እየን ተባሂሉ። ኣብ ባይቶኣዊ ኮሚተ ባህላዊ ጒዳያት ዘለዉ ፖለቲከኛታት እቲ ኣብያተ-መዘክር ንህዝቢ ናጻ መታን ክኽውን ፈሰስ ንዋይ ክቘርጽዎ ምዃኖም ኣፍሊጦም። ክርስትያናዊ ዲሞክራት ሮናልድ ኡትቡልት ንጋዜጣ ዳገን ንሂተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ነቲ ዝቐረበሎም ነቐፌታ ምስምዖምን ክሳብ ዝመጽእ ጽድያ መእተዊ ብናጻ ክገብርዎ ምዃኖም ገሊጾም፡

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 17 ታሕሳስ 2018

Read More »

ወዲ 23 ዓመት መንእሰይ ብፈተነ ቅትለት ይኽሰስ!

ወዲ 23 ዓመት መንእሰይ ብፈተነ ቅትለት ተኸሲሱ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ። ንሱ ንሓደ ሰብኣይ ብስሕለት ብምጥቃዕ ብልዕቱ ከም ዝቐንጅሖ ቦራስ ቲድኒንግ ጸብጺቡ። እቲ መጥቃዕቲ ሕዳር 17 ምሸት እዩ ኣጋጢሙ። እዚ ወዲ 23 ዓመት መንእሰይ ምስ ኣፍቃሪቱ ከይተዓደመ ናብ ቤት ተጠቃዓይ ኣተወ። “ፍጹም ምኽንያት ኣልቦን ኣይረድ ዘብልን ገበን’ዩ” ይብል ግዜያዊ ዋና ዓቃቢ ሕጊ ኦፌ ዣፈርቫል ንጋዜጣ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ። እቲ …

Read More »

ኣሰልጣኒ ሞሪኖ ካብ ስርሒ ተሰናቢቱ!

ናይ ኣሰልጣንነት ግዚኡን ስሙ ምስ ፖርትጋላዊት ክለብ ፖርቶ ዝተወልዔ እሞ ድሒሩ ኣብ ዓይኒ ዓበይቲ ክለባት ብምእታው ስጋብ እቲ ፍሉይ ማለት ዘ ስፐሻል ዝብል ሳጛ በቲ ሓደ ወገን በቲ ኻልእ ብዝኽተሎ ቅዲ ጸወታ ኣደዳ መንቀፍቲ ማለት ሞሪኖ ቀታሊ ኩዑሶ ክብል ብ ኣሰልጣኒ ራነሪ ዝተዘለፎን ንኣቃርቲ ኩዑሶ እግሪ ኣብ ስነ ሞጎት ዘእተወ ሞሪኖ ኣደዳ ምስጛግ ኮይኑ። ድሕሪ ዕውት ናይ ምስልጣን ግዜያት ምስ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com