እዚ ሰብ ዝተዋህቦ ሓላፍነት ብምጥቃምን ድኹም ጎድኒ ኣዘን ደቀንስትዮን ብምምዝማዝ እዩ ኣብ ስቶክሆልም ክሲ ቀሪብሉ ዘሎ። ዳኛ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ መንግስቲ ኣብ ጒዳይ ተመለስቲ ዳዕሽ ንዘውጽኦ እማመ እኹል ኣይኮነን፥ ኣዝዩ ዝደንጎየ እዩ ብምባል ነቒፍዎ።...
“ኣብዚ ዓለም፣ እቶም ዝበለጹን ዝጸበቑን ነገራት ብዓይንኻ ኣይረኣዩን፣ ብኢድካ’ዉን ኣይድህሰሱን፡ ኣብ ዉሽጥኻ ክስምዑኻ እዩ ዘለዎም” ሄለን ኬለር...
ኣገልግሎት መጓዓዝያ ሽወደን ድሕሪ’ቲ ብሰንበት ዘጋጠም ምፍንጃር ገለ ለውጢታት ክገብር እዩ ዝብል ትጽቢታት ምህላዉ ተገሊጹ። ዳይረክተር ኣገልግሎት...
እዞም ተምሃሮ ኣብ ገዜ መርመራ እናታለሉ እናሃለዉ እዮም ተታሒዞም። እቲ ዩኒቨርሲቲ ንጋዜጣ Sysvenskan ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዞም...
ሓንቲ ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ ጄት 737 ካብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምንቃላ ከም እተሓምሸሸት...
ሚኒስተር ባይቶ ነበር ንኣርባዕተ ደቀንስትዮ ኣባላት ባይቶ ጾታዊ ትንኮያ ፈጺምካ ዝብል ክሲ ምስ ቀረቦ ብፍቓዱ ስልጣኑ ምሕዳጉ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ጾታዊ ዓመጽ ናይ ዝበጽሖም ደቂተባዕትዮ ምውሳኹ ቆንስል ጸረ-ገበን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ገሊጹ፡፡ ብዙሓት ሰብኡት...
ብመሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ኣከባቢ ኣብ ልዕሊ መማሃራን ዝወርድ ጎነጻዊ መጥቃዕቲ ርኡይ ወሰኽ ጌሩ’ሎ። ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ኣብ...