Friday , May 17 2024

ዜና

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 02 22

Read More »

መንሽሮ ሳንቡእ( lungcancer) ከየተፈልጠ ንነዊሕ እዋን ሰባት ከምዘሳቕይ ተሓቢሩ።

ኣብ ብዙሕ ከባብታት ሽወደን ኣብ ምልላይ ሕማም መንሽሮ ሳንቡእ ኣጸጋሚ ብምዃኑ ብዙሓት ሰባት ሕማሞም ከይፈለጡ ይሳቕዩ ከምዘሎዉ ንምንጭታት ሓለዋ ጥዕና ጠቒሱ ዝተዘርግሐ ዜና ሓቢሩ።። ብመሰረት ሰብ መዚ ጥዕና ተመራመርቲ ሕማም መንሽሮ( ካንሰር )ዝሃብዎ መግለጺ፣ ኣብ ሳንቡእ ዝስረት ሕማም መንሽሮ ንምልላዩን ብኣግኡ ንምፍላጡን፣ኣዝዩ ኣጸጋሚ ብምዃኑ፣ ብዙሓት ሰባት ግዳያት ኮይኖም ምህላዎም ተፈሊጡ። ሙሉእ ዕድሜኦም ሽጋራ ብምትኻኽ ንሕማም መንሽሮ ሳናቡእ ዝተቓልዐ እዩ ዝብል …

Read More »

ስዊድ ባንክ ዘይሕጋዊ ዝውዉር ገንዘብ ከምዝፈጸመ ተሓቢሩ።

ሓደ ካብ ዓበይቲ ባንክታ ሽወደን ዝኾነ ስወደ ባንክ ንነዊሕ ዓመታት በመገዲ መስመራቱ ዘይሕጋዊ ገንዘባዊ ዝዉዉር ከካይድ ምጽንሑ ድሕሪ ምቅልዑ ዓቢ መዛረቢ ነጥቢ ኮይኑ ኣሎ። ብመሰረት ቤትጽሕፈት ተቖጻጻሪ ፋይናንስያዊ ጉዳያት finans inspektion ብመገዲ እቲ ባንኪ ዝተኻየደ ዘይሕግዊ ዝዉዉር ንምሕጻብ ገንዘብን ንኽንደይ እዋንን? ብኸመይ መገድን ከምዝተኻየደ ፉሉይ ምርመራ ምጅማሩ ሓቢሩ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ቤትጽሕፈት እቲ ኩነታት ዘታሓሳስብ ምዃኑን፣ ሳዕቤኑ ብፍላይ ከኣ ወነንቲ …

Read More »

Mikhail Damberg ሽወደናውያን ኣባላት ዳዕሽ ናብ ሽወደን ክምለሱ ድሌት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን Mikhail Damberg ሽወደናዊ ዜግነት ዘሎዎም ኣባላት ናይቲ ግብረሸበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ ጉዳዮም ኣብቲ ዝተታሕዝሉ ሃገር ብሕጊ ክረእይ እምበር ናብ ሽወደን ክምለሱ ድሌት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ንጻዉዒት ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሀገራት ኤዉሮጳ ዜጋታተን ኣባላት ዳዕሽ ክርክርባ ኣሎወን ብምባል ንዝሃቦ ምሕጽንታ ተኸቲሉ ብወገን ሽወደን ዝተዋህበ መልሲ ምዃኑ ተመልኪቱ። መንግስቲሽወደንካብዓመተ 2011 ኣትሒዙ ሽወደን ከምሃገር ኣብ ሶርያ ቆንስላዊ ኣገልግሎት …

Read More »

99 ሓደሽቲ ሕግታት ኣብዚ ዓመት እዚ ክትግበሩ ኣብ መስርሕ ምጽዳቕ ከምዘሎዉ ይሕበር።

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ኣብ መስርሕ ምጽዳቕን ምምሕያሽን ዝጸንሑ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓዉድታት ዘተኮሩ 99 ሓደሽቲ ሕግታት ኣብ ተግባር ክዉዕሉ ምድላዋት ከምዝተወደአ፣ መንግስቲ ገሊጹ። እዚ ብመሰረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ እዋን ሃገራዊ ምርጫ ሰልፍታት ዝኣተወኦ ቃልን፣ ድሒሩ ኸኣ ብናይ ወርሒ ጥሪ ፖለቲካዊ ስምምዕ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሽወደን ተደሪኹ ዝተገብረ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ገለ ካብቲ ሓደሽቲ ሕግታት፣- ምንዋሕ ግዚያዊ ሕጊ ዑቕባ …

Read More »

ጓል 21 ዓመት Elin ቤትፍርዲ ጉተንበርግ ን2 ሰሙን ክትእሰርን 3000 ክሮነር ፈሪዱ’ሎ።

ኣውራጃዊ ቤትፍርዲ ጉተንበርግ ሓንቲ ኣክቲቪስት ምስጓጒ ኣፍጋናዊ ሓታቲ ዕቚባ ካብ ሽወደን ኣብ ዝስጐጐሉ በረራ ኣብ ነፋሪት ኮፍ ኣይብልን እየ ኢላ ብምእዳማ ከም ዝቐጽዓ ተፈሊጡ። ጓል 21 ዓመት Elin Ersson ብወርሒ ሓምለ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ጉተንበርግ ንበረራ ኣብ ዝተዳለወት መንገዲ ኣየር ቱርኪ ናይዚ ሰብኣይ ምስጓጒ ፍርዲ ሞት እዩ ብምባል ኮፍ ምባል ብምእባያ እያ ብቤትፍርዲ ተቐጺዓ። በዚ ዝገበረቶ ምእዳም ድማ ካፕቴን እታ …

Read More »

ጸጋማዊ ሰልፊ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ከም ዘይጒስጒስ ኣፍሊጡ።

ጸጋማዊ ሰልፊ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝግበር ባይቶኣዊ ምርጫ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ከም ዘይጒስጒስ ኣፍሊጡ። ሰንበት መዓልቲ ንሓያሎ ሰዓታት ኣብ ዝተገብረ ጽዑቚ ክትዕ ሽወደን ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ጨሪሳ ክትወጽእ ኣለዋ ዝብል እማመ 41-30 ብዝኾነ ድምጺ ከም እተሳዕረ ይፍለጥ። እዚ መሪሕነት እቲ ሰልፊ ዝደልዮ ምዃኑ መራሒኡ Jonas Sjöstedt ብሓጎስ ገሊጹ’ሎ። ምስ ተሌቪዥን ሽወደን ኣጀንዳ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቅ Sjöstedt ብደረጃ ኣውሮጳዊ …

Read More »

ናብ ቀጥታዊ ኣግልግሎት ጥዕና ሽወደን (Vårdguiden) እተግበሩ ጻውዒታት ኣብ ክፉት መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ብቐጥታ ክፍነዉ ምጽንሖም ተፈሊጡ።

ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ናብ ቀጥታዊ ኣግልግሎት ጥዕና ሽወደን (Vårdguiden) እተግበሩ ጻውዒታት እብ ክፉት መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ብቐጥታ ክፍነዉ ምጽንሖም ተፈሊጡ። ሬድዮ ሽወደን ምስ Lars Dabos ጋዜጠኛ መጽሄት ኮምፕዩተር ሽወደን ቃለ መጠይቕ ጌራ ኔራ። ብዛዕባዚ ጽንጽንታ ምስ ሰምዐ ናብ ህዝቢ ቃልዕ ዝገበሮ ንሱ እዩ። ንሱ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብመሰረት ሕጊ ሰብመዚ ጥዕና እቶም ጻውዒታት ብድምጺ ክቕረጹ ፍቑድ እዩ፥ እንተኾነ ግና እቲ ነዚ …

Read More »

ኣብያተ ፍርዲ ገበነኛታት ካብ ሽወደን ንኽባረሩ ብይን ካብ ምሕላፍ ድሕር ክብላ የብለንን።

ኣብያተ ፍርዲ ዋላ’ውን ዝከኣል ኣይዂን ገበነኛታት ካብ ሽወደን ንኽባረሩ ብይን ካብ ምሕላፍ ድሕር ክብላ የብለንን። እዚ መደምደምታ ዝወሃብ ዘሎ ብሰሉስ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ድህሪ እተዋህበ ሰለስተ ብይናት እዩ። ኣብቲ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ዝሃቦ ውሳኔ ገበነኛታት ፍርዶም ኣብ ሽወደን ምስ ወድኡ ናብ ዓዶም ከም ዝባረሩ ካብ ምግባር ዝዓግት የብለንን ኢሉ። እቲ ገበን ምብራር ዝጠልብ እንተኾይኑ እዘን ታሕተዎት ኣብያተ ፍርዲ ኣብ ዝህብኦ …

Read More »

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ከተማ ስቶክሆልም

ልዕሊ 100 ወሃብቲ ስራሕን ማእከላት ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ዝሳተፍዎ ምር ኢትን ኣኼባን ክትሳተፉን ከምውጽኢት ድማ ትድልይዎ ስራሕ ይኹን ትምህርቲ ክትረኽቡ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ትምኒትና ንገልጽ። ዝካየደሉ ቦታ : T- Centralen , Stockholm Waterfront Congress Centre ግዜ: ሓሙስ 21 februari kl. 11-17 , ዓርቢ 22 februari kl. 10-16                                                                                  

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com